{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
18ናይ ምምሕዳር ፋይላት
18
ናይ DU Passerelle ዝበሃል ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ስልጠና ንምውሳድ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ኣብ ፈረንሳ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ብምዃን ንምስራሕ
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ኣብ ፈረንሳ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ንምዃን ።
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና
ኣብ ፈረንሳ ናይ-እግሪ ሓኪም ንምዃን።
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ናይ ኣመጋግባ ክኢላ ብምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምስራሕ ።
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና
ኣብ ፈረንሳ ተሓጋጋዚ ፋርማሲ ንምዃን ።
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ኣብ ፈረንሳ ፓራሜዲክ ንምዃን ።
ምምሃር
ጥዕና
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ኣብ ፈረንሳ ፊዚዮቴራፒስት ንምዃን ምስ እትደልዩ።
ምምሃር
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
መሐበሪ
Se former tout en travaillant pour les médecins spécialistes ou pharmaciens spécialistes
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ጥዕና
ኣብ ፈረንሳ ነርስ ኩን።
ምምሃር
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ኩን።
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና
ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ሕክምና ዳግማይ ምጅማር
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና
ዲፕሎማ ተበፃሕነት ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ (DAEU) ክህልዎም
ምምሃር
መሐበሪ
S'inscrire à l'université
ምምሃር
ድሉዋት ፋይላት
10ድሉዋት ፋይላት
10
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቶም ንምቕጻል ወይ ንምስራሕ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቱሉዝ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ክህልዎም እዩ።
ነጻ
10 ወርሒ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ን ዩኒቨርስቲ ክመሃር ንዝደሊ ግቡእ ሓገዝ ንምርካብ ( ኣብ ስራሕን ትምህርቲን )
ምስልጣን ሓበሬታ ምርካብን ብዛዕባ ዩንቨርስቲ ኦን ሎራን
ምምሃር
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ንሓደ ስደተኛ ቅኑዕ ምኽሪ ዝተሰነየ ሓገዝ ብኻልእ ዘራርባ ምወላ ወይ ኣባሊግነት ዝተሓወሶ ምስላይ ወይ ምርሒት ምህብ፣
እዚ ምወላ ወይ ኣባሊግነት ማለት ፓሬናጅ (Le parrainage) ዝበሃል መደብ ኣብ ሂወት ሓደ ስደተኛ ዓቢ ተራ ንኽት ጻወቱ ቃል የእትወኩምን ነቲ ዝ ኣተኹሞ ቃል ኣብ ተግባር ናይ ምውዓሉ ሓላፍነት ወይ ኣርዑት ድማ የሰክመኩምን እዩ።
ነጻ
ምምሃር

ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ዝግበር ምስናይን ሓገዝን፣
ናብ ዩኒቨርስቲ ግሮኖብል ኣልፕስ (Grenoble Alpes ) ንምእታው ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ፣ ናይ ቅትዒ ኮነ ኣድላዪ መስርሓት መዝገባ ዘሎ መሳለጥያ ብነጻ ክሰብሉ። ም
ነጻ
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት

ብዛዕባ ክመሃሮም ዘለኒ ትምህርቲታት ንጹር ዝኾነ ሓበሬታታት ምእካብ።
UEE ማለት ጸፍሒ ወይ መድረኽ መርበብ ሓበሬታ ማሕበር ኣብስደት ዝርከቡ ተመሃሮ ፤ ንነኣሽቱ ወይ ንመንእሰያት ስደተኛታት መጻ ኢኦም ኣብ ምጥጣሕን ናይ ጽባሕ መደባት ሞያዊ ሂወቶም ኣብ ምስራትን የሳልዮምን ይሕግዞምን።
ነጻ
ምምሃር
ትምህርቲ ንምውሳድ
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትምህርቲ ንምቅጻል ብውልቃዊ\ት ነዚ ዕድል ተጠቀምቲ ሙኻን ::
ነጻ
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት

ብፍሉይ ናይ ስነ ስርዓት ስልጠና ብዝተማህሩ ተማሃሮ፥ ዝወሃብ ስልጠና
ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ዓውደ ትህምርቲ ብፍሉይ ዝሰልጠኑ ተመሃሮ ዝወሃቡ ኣስተምህሮታት ምኽሳብ።
ነጻ
ዩኒቨርስቲ ትምህርቲ ዝካየደሉ እዋን፣
ምምሃር

ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር፣
ዱ ፓሰረል "Du Passerelle" ናይ ዲፕሎማ ዩኒቨርስቲ ኮይኑ፣ ናብ ናይ ፈረንሳ ዩኒቨስትስቲ ንምእታው መገዲ ዝኸፍት እዩ።
ነጻ
ሓደ ክፍለ ትምህርቲ ወይ 1 ሰሚስተር (ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ) ካብ (ጥሪ ክሳብ ግንቦት) እዩ፣
ምምሃር
ፈረንሳይ

ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር
ኣብ ከተማ ሊል ትምህርቲ ንምቅጻልቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ነጻ
በብ ሰሚስተሩ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ናብ ትምርቲ ምምላስ
Le DU መሰጋገሪ ፣ ስደተኛታት ተመሃሮ፣ ሓደ tremplin ኣብ ስርዓት ዩኒቨርስቲ ፈረንሳ français ንምትሓዝ።
50€ par an
ን 12ኣዋርሕ
ምምሃር
ፈረንሳይ
ካልኦት ፋይላት መምስ ቴማኦም
13ካልኦት ፋይላት መምስ ቴማኦም
ምምሃር
13
ኣብ ዛዕባ ስነ-ኣእምሮ -ሞያዊን ዘተኮረ ዓውደ-መጽናዕትታት ምክፋል
ኣብ ስደት ንዝርከቡ ሰባት፣ ብመገዲ ዓውደ መጽናዕትታት ኣቢልካ ማሕበረ-ሞያዊ ውህደት ምጥጣሕ ዝዓለመ
ነጻ
2ሰዓታት ን ሓደ ዓውደ መጽናዕቲ ፣ ወይ ንጥፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምምሃር

ንኽትመሃር ምጽዋት
ወለድን ደቆምን ኣብ ክእለት ቤት ትምህርቲ ዝሰርሑሉ ዓውደ መጽናዕቲ።
ነጻ
2ዓት / ኣብ ሰሙን
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ምምሃር

ቋንቋ ፈረንሳ እተመሃርኩም ናይ እንጂነሪን ingénierie ትምህርቲ ቀጽሉ
ሓደ ናይ ሓፈሻዊ ኣሰናይነት ክትትልን ፣ ፣ ተመሃሮ ሳይንስ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ክሳብ B2 ንምብጽሖም እዩ።
ነጻ
2 ሰሚስተር (1 ዓመት ናይ ዩኒቨርስቲ )
ፈረንሳይ
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ

ሓባራዊ ፣ ኣብ መንጎ ደቀንስትዮ ዝካየድ ዎርክሾፓት ንምስታፍ
ን መጻኢኽን ዝሃንጽ ሓድሽ ብቕዓት ናይ ስራሕ ንምጥራይ ዝዕልም !
ነጻ
ን 6 ኣዋርሕ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
ስድራ-ቤት

ልዑል ዝኾነ ናይ ዲጂታል ቴክኒክ ስልጠና ምውሳድ
ሓደ ስልጠና ናይ RNCP 5 (bac+2) ጎድኒ ጎኒ ምፍርራቕ ስራሕን ትምህትርቲን
ነጻ
ን 12 ኣዋርሕ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር

ኣማኻሪ፣ ወይ ሓጋዚ ምርካብ
ሓደ መደብ ንሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታት ምሕጋዝ ዝዓመ
ነጻ
4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።
ነጻ
13 ሰሙን
ፈረንሳይ
ምምሃር

ን ሞያዊ ብቕዓትኩም ኣፍልጦ ንምሃብ
ሞያዊ ብቕዓትኩም ፣ ማለት ቅድሚ ን ፈረንሳ ምምጻእኩም ዝነበረኩም ሞያ ኣፍልጦ ንምሃብ ዝዓለመ ፍሉይ ግዳሰ ዝህብ መደብ ።
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር

ዲፕሎማ ማለት ምስክር ወረቐት ምሓዝ፣
ላ ቪ.ኤ.ኢ ዝበሃል፣ La VAE ውህሉል ተመክሮኻን ፍልጠትን ምርኩስ ብምግባር፣ ዲፕሎም ወይ ናይ ስራሕ መለለዩ ወይ ማዕረግ ንኽህልወካ ዝገብር ፍሉይ መሰል ዘውህብ ዓንቀጽ እዩ።
ነጻ
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ነጻ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር

ኣብ ትምህርቲ ቖልዑ ምትሕግጋዝ ንምርካብ
ንሓፈሻዊ ሕቶ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ፣ ብዛዕባ ደቕኹም ዝምልከት ሓገዝን ደገፍን ምብምርካብ ምእንቲ ክትከስቡ።
ነጻ
ስድራ-ቤት
ምምሃር

ሓገዝ ኣብ መጽናዕቲ ናይ ትምህርቲ ንምርካብ፣
ደቕኹም ኣብ እዋን ትምህርቲ ንዘለዎም ብድሆታት ንምቕላል፣ ወለንተኛታት ተመሃሮ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ሓገዝ ኽረኽቡ ይኽእሉ እዮም።
ነጻ
ስድራ-ቤት
ምምሃር

ናይ ተመሃራይ ኮንትራት ንምፍራም
እዚ ማሕበር እዚ እናተመሃርኩም ንምስራሕ ዘኽእል ኮንትራት ንምህላው ዘኽእል እዩ።
ነጻ
ክሳብ 3 ክሳብ 4 ሰሙናት
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
