Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ምድህሳስ ሞያዊ ክእለታት

ምስ ምስ UniR Universités & Réfugié.e.s

ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እቲ ፍርቂ መዓልቲ ወይ ሓደ መዓልቲ ዓውደ መጽናዕትን ኣኼባታትን ምስ ሰብ ሞያ ትካላትን ምርኻብ ።

እዞም ዓውደ መጽናዕትታት እዚኣቶም ናብ ትምህርቲ ክምለሱ ንዝደልዩን/ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ስራሕ ክረኽቡ ንዝደልዩን ሰባት ዝዓለመ ኮይኑ ንኹሉ ክፉታት እዮም።

ምፍላጡ ዘገድስ
እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ብቐጥታ ምስ ሰብ ሞያ ክትራኸብ ዘኽእሉኻ ኮይኖም፡ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ግን ኣይኮኑን።

እዚ ዕድል እዚ እዩ :
💼 ምርካብ ንመጻኢ ናይ ስራሕ ልምምድ ወይ ስራሕ ዕድል ንምጥጣሕ ሓገዝ ምርካብ
✍ ከምኡውን ኣብ ኩሎም ናይ ሞያዊ ውህደት መሳርሒታት ምስራሕ የክእል
🗣 ምስ ሰብ ሞያ ብምርኻብ ኔትወርክካ ምምዕባል ይሕግዝ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምእንቲ መዓልታት ምርካብ ስራሕ ኣብ ፈረንሳ ምስ ሰብ ሞያ ዓለም ስራሕ ክትራኸብ፡ ኣብ ቃለ መሕትት ንኽትዕወት ዝሕግዙ ብሉጻት ልምድታት ክትዘራረብን ዝርዝር ርክብካ ከተካፍልን የኽእለኩም።

እዚ ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ውህደትካ ንኽትዕወት ክእለትካን ተመኩሮኻን ከተጉልሕ ዝሕግዝ ዕድል እዩ እሞ ተጠቐምሉ።

ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ርኽበት 10 ተማሃሮን 10 ሰብ ሞያን ካብ ሓደ ኩባንያ፡ ኣብ ምሕዝነታዊ ሃዋህው ብምርኻብ ይሕግዝ።

ከመይ ንገብሮ?

ንመዓልታት ምርካብ ሞያ ምዝገባnt en cliquant sur ce lien. ክግበር ይከኣል ።

ንዝኾነ ሕቶታት ብኢመይልl à contact@uni-r.org contact@uni-r.org ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • unirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • john14ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles