{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

63
ድሉዋት ፋይላት
63
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ንነብሰ ምውህሃድን ዝሕዝግ ስፖርት ንምግባር ክኣል

ምስ UFOLEP ብቐጻሊ ስፖርት ብምግባር፣ ስፖርታዊ ናይ ሞታ ስልጠናታት ንምርካብ ኮነ ከምኡውን ...
ነጻ

ካብ 3 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
UFOLEPምስ Primo-Sport
44 - Loire-Atlantique

ምስ ካልኦት ነበርቲ Nantes ናንተ ምግቢ እናከሰንኩ ተተላለዩ

ምስ ካልኦት ሰባት ምግቢ ምኽሻንን፣ ብሓባር እናተመገብኩም ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ...
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
La Cocotte Solidaireምስ La Cocotte Solidaire
13 - Bouches-du-Rhône

ኣብ ምልማዕ ፍረታትን ኣሕምልትን ንምስታፍ ምስ እትደልዩ

ተፈጥሮ ንምርካብን ንምሕላውን ኣብ ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ቦታ ንጥፈታት ምግባር

ረቡዕ ካብ ሰዓት 9 ናይ ንግሆ ክሳብ 12 .

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Association En Chantierምስ l'associationEn Chantier ማሕበር ኤን ቻንቲየር ዝበሃል ትካል
69 - Rhône

ኣብ ፕሮጀክትታትኩም ደገፍ ንኽግበረልኩም ምስ እትደልዩ

ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮን ውልቃዊ ደገፍን፡ ከከም ድሌትኩም ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ።
ነጻ

ምስ ድሌታትክን ዝተመጣጠነ ደገፍ

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ጥዕና
ስድራ-ቤት
PasserElles Buissonnièresምስ (ስኪፕኤለስ ቡይሶኒየርስ) PasserElles Buissonnières
44 - Loire-Atlantique

ኣብ ዓውደ ትያትር ምክፋል ዘኽእል ኣጋታሚ ንምርካብ

ምስ ካልኦት ሰባት ትያትር ምግባር ንምምሃር።
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
PACCOምስ PACCO ዝተባህለ ማሕበር
67 - Bas-Rhin

ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስነ-ጥበባዊ ንጥፈታት ምግባር

ኣብ ዙርያ ሓደ ፈጠራዊ ፕሮጀክት (ስእሊ፡ ስእሊ) ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ስትራስበርግ ናይ ምክፋል ህሞት።
ነጻ

ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ (ብዘይካ በዓላት)

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
Le Quai 67ዓውደ መጽናዕቲ ስነ ጥበብ ንደቂ ኣንስትዮ
38 - Isère

ምስ ስደተኛታት ኣብ ዝግበር ምውጻእ ምስታፍ

ኣብ ኢዘር ንዝርከቡ ስደተኛታት ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ክትቆጻጸር ወለንተኛ ኩን።
ነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
La Ligue de l'enseignement de l'IsèreLa Ligue de l'Enseignement ሊግ ትምህርቲ
88 - Vosges

ስፖርትን ንጥፈታትን ብናይ ምትሕግጋዝ ናህሪ ምጽዋት

ናብ መሐንበሲ፡ ቤተ መጻሕፍቲ ወይ መጻወቲ በረድ ብ1 ዩሮ ጥራይ ኪድ።
1une seule fois
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
Communauté d'agglomération d'Epinalኤፒናል ኣግሎሜሬሽን
85 - Vendée

ኣብ ንጥፈታት ምክፋልን ማሕበራዊ ምትእስሳርን።

ቡን ምስታይን ጽቡቕ ግዜ ምሕላፍን፡ ስፖርት ምጽዋት፡ ጸወታታት፡ ባህላዊ ምብጻሕ፡ ዓመት መመላእታ ዝካየድ ።
5par an

12 ኣዋርሕ

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ODDASODDAS ኦዳስ ማሕበራዊ ማእከል
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ንሪፓብሊክ ፈረንሳን ክብርታታን ምርዳእ

ነጻ ናይ ስልጠና ኮርስ፣ ብ60 ቪድዮታት ብ7 ቋንቋታት ንኡስ ርእሲ።
ነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésሙክ ቱጌዘር ኣብ ፈረንሳ
2 ዞባ\ ዴባርትሞ

ኣብ ሓደ ውፉይ ጉጅለ ተጸንቢርካ ኣብ ፖለቲካዊ ውሳኔታት ተሳተፍ

ሓሳባት ምክፋል፡ ተመኩሮታት፡ ጽሬት ህይወት ኣብ ኢል ደ ፈረንሳ ንምምሕያሽ መፍትሒታት ምሕሳብ
ነጻ

10 ወርሒ

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
PLACEኢመርጂንግ ሊዳርስ Emerging leaders
75 - Paris

ኣብ ናይ ባህሊን ግጥሚን መደብ ንምስታፍ

ወትሩ ሰሉስ ንግሆ፣ ኣብ la Maison de la Poésie ኩለን ደቀንስትዮ ብሓባር ክጽሕፋን ክደርፋን ዝደልያ !
ነጻ

8 ኣዋርሕ ካብ መርከረም 2022 ካብ ሰነ 2023

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
Maison de la Poésieኣተልየ ካልቹረ ፖኽ ፋም Atelier d'écriture pour femmes
80 - Somme

ሓባራዊ ጀርዲን ምክንኻን

ምቅንጣብ ኣሕምልቲ፣ ፍረታትን ብነጻ፣ ከምኡውን ንሓባራዊ ጠቕሚ ምውዓልን
ነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Centre Social CAPSኣብ ማእከል ማሕበር ካፕስl CAPS
35 - Ille-et-Vilaine

ንዑ ንኸሽን

እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢሰጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ
ነጻ

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 10h ክሳብ 17h

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
Le Coupé Décaléምስ Le Coupé Décalé
3 ዞባ\ ዴባርትሞ

ናይ ትያትር ስልጠና

ምስ ሓንቲ ናይ ትያትር ጉጅለ፣ ናይ ትያትር ስልጠና ን ምንባብ፣ ምዝራብ ንንቅስቓስ ምድናስ፣ምጽሓፍን ንምስታፍ።
ነጻ

ን 10 ኣዋርሕ

ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
Association Le Théâtre de la Merትያትር ደ ለ መር Le Théâtre de la mer

ካልኦት ፋይላት መምስ ቴማኦም

59
ካልኦት ፋይላት መምስ ቴማኦም
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
59
5 ዞባ\ ዴባርትሞ

ንመንእሰያት ስደተኛታት ናይ ሲቪክ ኣገልግሎት ተልእኾ ዝሳተፍዎ ፣ ተሳተፍ

ብፍላይ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ (ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት) ንዝርከቡ መንእሰያት ስደተኛታት ዝኸውን ትኽፈለሉ ተልእኾ እዩ።
ነጻ

ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርህ

ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
AIME ONGምስ AIME ዝተባህለ ማሕበር ብምዃን
31 - Haute-Garonne

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፈረንሳ ተማሃሩ

ኣብ ፈረንሳ ትምህርቶም ንምቕጻል ወይ ንምስራሕ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቱሉዝ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ክህልዎም እዩ።
ነጻ

10 ወርሒ

ምምሃር
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Université de ToulouseDIU Passerelle - DILAMI ምስ ተባህለ
67 - Bas-Rhin

ኣብ ረስስቶራንት ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ምርካብ

ስታምቲሽ፣ ስደተኛታት እብ ዓውዲ ረስቶራንት ዘለዎም መደባት ንምዕዋትን ንምትግባርን፣ ዝሕግዝ ማሕበር እዩ።
ነጻ

ከም ኣድላይነትኩም

ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Stamtishብሳላ ፣ ስታምቲሽ
26 - Drôme

ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ ውሰድ

ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ዘካይድ ኮምፒዩተራት ዘለዎ ቤት ጽሕፈት፣ ብሰብ ሞያ ተሰንዩ ዝተወሃሃደ ናይ ምምሕዳር ኣሰራርሓታት ዘቃልል።
ነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Le Forum, espace numérique et socialእቲ መድረኽ
35 - Ille-et-Vilaine

ርእሰ-ምሕደራ ምርካብ

ኣብ መዓልታዊ ሃዋህውካ ንምምዕባል ኣገደስቲ ዓቕምታት ምምዕባል።
ነጻ

ሰዓት 14 ንሓደ ዓውደ መጽናዕቲ

ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Infrep 35THE SOUND ACTOR ውህደት ዓውደ መጽናዕቲ
44 - Loire-Atlantique

ኣብ ሓደ እንዳ ቤትሰብ ምጽላል

"J'accueille" ኣብ ሓደ ቤተሰብ መዕቆቢ ዘለዎም ን ስድተኛታት ንምጽላል ዝኽላኡ ተራኽብ፣
ነጻ

3 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

መንበሪ ገዛ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
J'accueille Nantesጀ ኣከይ J'accueille
75 - Paris

ብዛዕባ ናይ ማሕበራዊ ምምሕዳር መሰላት ኣፍልጦ ምህላው

ኣብ ደስ ዝብል ቦታ ብምዃን ፣ ን ኣብ ፈረንሳ ዑቕባ ንዝሓተቱ ሰባት ብዛዕባ መሰላቶም ኣፍልጦኦም ምዕባይ
ነጻ

ካብ 6 ክሳብ 12ኣዋርሕ

ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
France Terre d'Asileካፈ ደ ረፉጂ Le Café des Réfugiés
51 - Marne

ናይምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምስላጥ ሓጋዚ ንምርካብ

ኣገልግሎታት ናይ ኮምፑተር፣ ሕትመት፣ ከምኡ እውን ምድላይ ስራሕን ንምርካብ
ነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Mosaïcሞዛይክ Mosaïc
75 - Paris

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ምውሳድ

ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ንኣሽቱ ጉጅለ ኴንካ ምጽናዕ
20une seule fois

6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ

ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Association Paraboleማሕበር Parabole ፓራቦል
69 - Rhône

ሓገዝን እንግዶትን እትረኽበሉ ቦታ ምፍላጥ

L'espace, ን ስድደተኛታ ን ምቕባል ዝዓለም ቦታ እዩ
ነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
L'espace  (Orspere-Samdarra)ል ፓስ ኦርስፐረ ሳምዳራ L'espace (Orspere-Samdarra)
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ጠቓሚ ዝኾነ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገ ኣብ ኦናይን ንምርካብ

እቶም ካብ ምንጪ ላይን እንረኽቦም (ቪድዮታ ፣ ናይ ህይወት ኣጋጣሚታት ...)ኣብ ምፍታሕ ሳይኮጂካዊ ጸገማት ዓቢተራ እዮም ዝጻወቱ።
ነጻ
ጥዕና
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
L'espace  (Orspere-Samdarra)ለ ስፓስ ቨርችዋል L'espace virtuel
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳይ ምንባር ኣብ ፈረንሳን፣ ትምህርቲ ደረጃ ኣ ሓደ"A1" ኣ ክልተ"A2" ወይ ን በ ሓደን "B1" ፣
ነጻ

ብውሑድ 3 ሰዓት

ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésምንባር ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ
5 ዞባ\ ዴባርትሞ

ቋንቋን ባህልን፣ ናይ ዓድኹም ንካልኦት ንሰባት ምልላይ፣

ናይ መበቆል ዓድኹም ፣ ቋንቋን ባህልን ንምልላይ ፣ ምስ ኮዘን ሓድሽ ዝምድና ንምምዕባል ምስ Causons ብምትሕብባር ስርሑ
10une seule fois

ን 1 ዓመትን ፈረቃን

ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Causonsኮዞን"Causons" ዝበሃል ማሕበር ፥
21 - Côte-d'Or

ኣብ ከተማ ዲጆን ቃንቃ ፈረንሳይ ምምሃር

ኣብ ከተማ ዲጆን ንቃንቃ ፈረንሳይ ንምምሃር ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ከምኡ`ውን ኣብ ከባቢና ዘሎ ዝያዳ ብዝበለጸ ምርዳኣን፤፣
ነጻ

ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 24 ወርሒ 

ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
CESAMASL ንጥፈታት ማሕበረዊ ስነ-ቃንቃ
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ታሪኽ\ ዛንታ ን ኣቆልዑት

ጸውታ ማሕበረዊ ሂወትን ዜግነትን ምርዳእ
ነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésቪ ን ሉን