ዳግመ ድህሰሳ ን ስነ ፍልጠት ወይ ንስነ ፍልጠት ዳህስ ስዎ ወይ እንደገና ፍለጥዎ፣
ምስ ላ ሲቴ ደ ሲዮንስ "la cité des sciences" ማለት ናይ ሳይንስ ወይ ናይ ስነ ፍልጠት ማእከል፤
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansእዚ ላ ሲቴ ደ ሲዮንስ "la cité des sciences" ስነ ማእከል ፍልጠት፤ ኣብ ዙርያና ወይ ከባቢና ዓሲሎሙና ዝርከቡ መሰረታውያንን፣ ዓበይትን ጽንሰ ሓሳብ ንምምሃሮምን ንምርድ ኦምን፣ብመስመር መርበብ ሓበሬታ ብነጻነትን ብዘይክፍሊትን ናይ ናጻ ዝኾነ መድረኽ ኣዳልዩ ኣሎ።
ካባታ ኣብ ኢድኩም ዘላ ዘመናዊትን ምዕብልትን ቴሌፎን ይኹን፣ ካብ ኮምፒተርኩም ወይ ታብሌትኩም፣ኣብ ገዛኹም ኮፍ ኢልኩም ጥራይ ንዓለምና ኸቢቦማ ዘለዉ፤ኣዮም ንምርድ ኦም ጭንቂ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ሚስጥራት ክትመሃሩዎምን፣ ክትርድእዎምን ዘድልየኩም ቁልፊ ውይ መፍቱሕ ዝኾኑ ሓበሬታታት ንኽትቀስሙ፣ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
simon karleskindተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
alhindi nourተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nalothmanተርጓሚ/ሚት