Progresser en français pour travailler dans le sport ou l'animation
Cours de français, préparation du DELF B1, sport, présentation de métiers, utilisation de l'ordinateur, aide pour le projet professionnel et les démarches sociales
መድለዪ - Réfugiés.info
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 561 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
Cours de français, préparation du DELF B1, sport, présentation de métiers, utilisation de l'ordinateur, aide pour le projet professionnel et les démarches sociales
Cours de français à Cherbourg-en-Cotentin pour trouver plus facilement une formation ou un travail. Construire un projet professionnel, rencontres avec des entreprises, stages
ምምሕያሽ ነጻ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ናይ ሓቂ ህይወት ስናርዮታት። ንማሕበራውን ሞያውን ውህደት ዝግበር ደገፍ፣ ዕድላት ወለንታዊ ስራሕ ኣብ ባንኪ መግቢ 13 (ማርሴ)(Marseille)።
ምፍላጥ ቃላትን ፍሉያት ካብ ኮድ ጽርግያ ንፈተና ምዝዋር መኪና ንምሕላፍ። ትምህርቲ ኣብ Saint-Nazaire ሴንት-ናዛየር ምስ መምህራን ምዝዋር መኪናን ሓደ ፈረንሳዊ ከም ኣሰልጣኒ ምዝዋር ወጻኢን።
ምምሃር ፈረንሳ ምስ ፍረሎ ንምምሃር ብኢንተርነት ዝወሃብ ኮርሳት። ብዲጂታላዊ መሳርሒታት ዝያዳ ናጻ ንምዃን ስማርትፎን ወይ ጣብላ ንምጥቃም ዝሕግዙ ምኽርታትን
ምኽኣል Platform Linguistique du CIDFF du Haut-Rhin ብቋንቋ ፈረንሳ ጸገም ዘጋጥሞም ሰባት ይግምግምን ይመርሕን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ዓውዲ ውህደት ንዝርከቡ ሰብ ሞያ ይሕብርን ይድግፍን እዩ።
ነፍሰጾር እንተኾይንክን ኣብ እዋን ጥንስኺ ፈረንሳ ንምምሃርን ምስ ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ኣብ ዝግበር ቆጸራ ናጻ ክትከውንን ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ ምኽኣል
ምምሃር ኣብ ስራሕ ከመይ ጌርካ ንነብስኻ ትከላኸለሉ፡ ህጹጽ ኩነታት ምስ ዘጋጥም ንመን ከም እተጠንቅቕን ምስ ሓካይም ከመይ ጌርካ ከም እትራኸብን ንምፍላጥ ዝግበር ዓውደ መጽናዕትታት ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ወኪል ሕክምና-ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ወይ ሕክምና-ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምስራሕን ክልሰ-ሓሳባውን ተግባራውን ስልጠናታት፡ መዕበዪ ኣረጋውያን፡
ምኽኣል ናይ ብዙሕ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ፣ ናይ 10 ዓመት መንበሪ ካርድ፣ ወይ ፈረንሳዊ ዜግነት ንምምልካት ወግዓዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና የድሊ። እቲ ፈተና ኣብ ሻቶዱን፡ ቻርትረስ ወይ ድሩክስ Châteaudun, Chartres ou Dreux ክውሰድ
ምስታፍ ኣብ ሰሙን ክልተ ድሕሪ ቀትሪ ትምህርቲ ፈረንሳ ንምምሃር። ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝሕግዙ መብርሂታት፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ምስ ማእከል ማሕበረሰብ
ምፍላጥ ኣብ ደረጃታት A1, A2, B1 and B2 ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ። ብሕታዊ ደገፍ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባት። ምድላው ንሲቪካዊ ፈተናን ምልላይ ምስ ሞያ ኣላዪ።
ምርካብ ወግዓዊ ናይ ፈረንሳ ምስክር ወረቐት ንምርካብ ብዋትስኣፕ ዝረኽቦ መምርሒ ጣውላ። ብሕታዊ ደገፍን ምርጫ ምቹእ ናይ ትምህርቲ መንገዲ ምስ ኣሰልጣኒ።
ምርካብ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳን ስልጠናን ምስክር ወረቐት ንምርካብን ብውሑስ መንገዲ ንምስራሕን። ሌላ ምስ ግዝያዊ ስራሕን ብሕታዊ ምኽርን ብቐሊሉ ስራሕ
ምኽሪ ምርካብ ኣብ ሰሙን ክልተ ናይ ምሸት ትምህርቲ ፈረንሳ ንምምሃር። ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ ዝሕግዙ መብርሂታት፡ ንመዓልታዊ ዕማማት ዝኸውን
ምርካብ ትምህርቲ ናይ ጀመርቲ ስልጠና (ደረጃ A1 ወይ A2)። ኣብ ዝደለኻዮ ግዜ መጺእካ ባጅ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ንገስጋስካ ክትከታተልን ሓድሽ ክእለት ከተጥርዩን ምእንቲ
ምስታፍ ኣብ ሰሙን ክልተ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ቱሎን ስነ-ቓላት ናይ ጽርግያ ኮድ ንምምሃር። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ መጽናዕትታትን ባህላዊ ንጥፈታትን ናይ ምስታፍ ።
ምድላው ናይ 105 ሰዓታት ስልጠና ኮርስ ንቋንቋ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ፣ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም፣ ኣብ መድረኽ ፍረሎ ብናጻ ምልምማድን ንTCF (Test de Connaissance du Français) ንምድላውን
ምፍላጥ ናይ 45 ሰዓታት ስልጠና ኮርስ: ኣብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ክትነብርን ክትወሃሃድን ዝሕግዝ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት። መብርሂታት ክብርታትን ኣሰራርሓን ሪፓብሊክ ፈረንሳ
ምርካብ መዓልታዊን ሞያውን ኮርሳት ፈረንሳ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ብሕታዊ ምኽሪ፡ ሞያዊ ዳህሳስ፡ ከምኡ’ውን ምስ ሰብ ሞያ ኣብ ኩባንያታት መርበብ ሓበሬታ ምትእስሳር።
ምኽኣል ፈረንሳዊ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ከመይ ጌርካ ነቲ ናይ ፍረሎ መድረኽ ትጥቀመሉ ተማሃር: መብርህታትን ሓገዝቲ ምኽርታትን። ንኻልኦት ዲጂታላዊ ክእለት ዓውደ መጽናዕትታት ምዝገባ ይከኣል።
ምውሳድ ስልጠና ንውልቀሰባት ኣብ መስርሕ ናቹራላይዜሽን፡ እንተላይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ሌላ ምስ ፈረንሳን ክብርታታን፡ ከምኡ’ውን ምድላው ን TEF IRNን ሲቪካዊ ፈተናታትን።
ምስድጣን ናይ ጽሑፍን ምዝራብን ፈረንሳ ንምምሕያሽ፡ ዝተፈላለዩ ሞያታት ንምርካብ፡ ከምኡ’ውን ውጥን ሞያኻ ንምህናጽ
ምኽኣል ኣብ ደረጃ A2 ንምብጻሕን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዝያዳ ናጻ ንምዃንን ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ። ኣብ ፈረንሳ ሲቪካውን ሞያውን ህይወት ።
ምርካብ ዕድል ናይ ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ናይ ፈረንሳ ኮርስ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ምምሃር ብ ደረጃ ዲፕሎም ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ምህላው ዲፕሎማ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
እንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ንምቕጻል ተደልዩ፣ ዲግሪ ምርካብ ይከኣል ምዃኑን ኣገባቡን ዝሕብር ሰነድ።