ምድላው ን ምምሕያሽ ክእለት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቅዓትኩም ንሞያዊ ውህደትን
ምስ ምስ CAP sur l'avenir
ኣዳላዊ Maison de l'Emploi et de la Formation du Cotentin ኣቐድዲሙ ዝነበረ 14 днів тому- እዚ ን ኣብ ሰሙን 3 መዓልታት ናይ ጉጅለ ፈረንሳ ትምህርቲ መዓልታዊ ህይወት፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ሞያዊ ህይወትን ዝሽፍን እዩ።
- ምርካብ ትልሚ ሞያኻ ንምህናጽ፡ ኣብ ኩባንያታት ልምምድ ንምግባር፡ ምስ ኣስራሕቲ ንምርኻብ ውልቃዊ ምኽሪ።
ንምስታፍ ግድን፤
- ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ ክኸውን
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR ( (Contrat d'intégration républicaine) ) ድሕሪ ምፍራሙ
- ወይ ድማ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን
- ብናይ ከባቢ ተልእኾ ወይ ብPLIE (ከባብያዊ ውጥን ውህደትን ስራሕን) ናይ ኮተንቲን ክድገፍ
- ኣብ ኮተንቲን ንምንባር።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 1 Rue d'Anjou, 50130 Cherbourg-en-Cotentin
- 02 33 01 64 64
- mef@mef-cotentin.com
Passer la carte
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Lapiduኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
juliangmzተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት