ስለምንታይ ናብ Réfugiés.info ሓሳበይ እቐምጥ?
ነቲ ዘድልየኩም ምስ ኣቐመጥኩም። ብ 7 ቋንቋታት ዝተተርጎመን ን ስደተኛታት ኣዝዩ ዝጠቕም ፣ ሓበሬታታት ን ብድምጺ ዝተሰነየን፣ ንምክፋሉን ቀሊልን ዝኾነ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።
ማእከል ሓበሬታ Réfugiés.info፣ ን ኣሻሓት ስደተኛታት፣ ስደተኛታትን ን ኣብ ዙርያ ስደተኛታት ዝሰርሑ ሰባትን ትካላትን መወከስ ብምዃን ፣ ን ሞያውያንን ከምኡ እውን ወለንተኛታት ዘገልግል ዘሎ ትካል እዩ። Réfugiés.info ኣብ 2022 ብ {XX} ተመስረት
እቲ ሓበሬታ ኣገዳሲ፣ እቲ ኣገባብ ድማ ንምርድኡ ቀሊልን ፣ ብቕዓት ዝሓለወ እንተላይ ኮይኑ ዝተዳለወ፣ ንምምራጹ ቀሊልን ንኽኸውን ኣብ ግምት ተኣትይሉ ዝተሰርሐን ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ.
ኣብ ጉዳይ ስደተኛ ዝሳተፉ ኣካላት፣ ቅኑዕ ሓበሬታ ፣ ን ኹሎም ተሳተፍቲ ኣካላት ማለት ፣ ስደተኛታት ተጠቐምቲ፣ እቶም ኣአንገድቲ ኣሳሰይቲን ዘርብሕ ትካል መርበብ እዩ።

ተግባረይ ትርጉም ይህልዎ ዶ?

ዘይምሕላል
እቲ ኣገልግሎትኩም ብቐጻሊን ዘየቋርጽን ምስ ዝኸውን ፣ ሕንሳብ ጥራይ ኣይኹን
ማዕጾና ን ኹሉ ክፉት ዝኾነሉ መዓልቲ
መደባት ዓመታዊ ሓበሬታት

ን መኽሰብ ዘይቆመ ትካል
ንምዝገባ ክትከፍሉ ትኽእሉ ኢኹም። ን እትህብዎ ኣገልግሎት ግን ኣይትሸጥዎን ወይ ኣይትኽፈልሉን ኢኹም/
ኣርባሒ ኣገልግሎት
ሓደ ስልጠና ሰርቲፊኬት ዘለዎ

ን ኹሉ ህዝቢ ዝጠቕም
እዚ ኣገልግሎት እዚ ፣ ን ዝተወሰኑ ክፋል ሕንረተሰብ ፣ ን ኣብ ዝተፈላለየ ምምሕዳራዊን ትካላት ሓገዝ ዘድልዮም እዩ
ጠቕላላ ሓበሬታ
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና
ን ሓበሬታይብኸመይ መስርሕ እየ ከም ዝዝርግሓለይ ዝገብር?
ንጠንቀቕ! ን ኽዝርግሓልኩም እትደልይዎ ሓበሬታ ብ ኮምፑተር ጥራይ ኢኹም እትሰድዎ
ብ ቐዳምነት ድማ ኣብ ፍረንችህ ኢንፎ ኣካውንት ይሃልኹምኣብቲ ናይ ዝብል ይሃልኹም
ነፍሲ ወከፍ ሰብ ነናቱ ሕሳብ ክገብር ይግባእ፣ መሳርሕትኹም እውን ዝገብዎ ምስትኽኻል ከእእሎም ምእንቲ
ኣካውን ወይ ሕሳብ ክፈቱጽሑፍካ ዘርዝር
ን ስደተኛታት ኮኑ ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባትን ንምብጻሕ ዝዓለም ክኸውን ይግባእ
እቲ ጽሑፍኩም ምእንቲ ቅቡል ኮይኑ ንኽርከብ ሲ፣ ብቕዓት ቋንቋ ኣዝዩ ሰንኮፍ ከይከውን ምእንቲ፣ ኣስተብህሉ፣
ን ኣብነት ዝኸውን መርኣዩእቲ ዝብል ሓብሬታ ሓላፍነታዊን ምውሳኽ ኣይትረስዑ
ኣብ መወዳእታ ናይ ጽሑፍኩም፣ ነቲ ቅርጺ ሓሳብ ብዝሰማማዕ ንጥፈት ምረጽሉ፣ በዚ ድማ ኣብ መንጎ ፈለጥኹምን ብቐሊሉ ምእንቲ ክትልለዩን ክትወሃዱን
እቶም ኣባላት ናይ Réfugiés.info ነቲ ዝብል ን ኹሉ ሰብ ዝካፈል እቲ ዝብል ድማ ናይ ውልቕኹም ብምባል ኢና እንምድቦ
ኣባላትና ድማ፣ ን ስራሕትኩም ናይ ብዝቢ ክዝርግሕዎ እዮም
ን ዓኹም ከኣ ብ ኢመይል ክንሕብረኩም ኢና
ን ትርጉም7 ቋንቋታት ኣብ ፋይልኩም ፣ ሓገዝ ግበርሉ
እቲ እትልእኩልና ሓበሬታ ድማ፣ ብ ሰባት እዩ ዝትርጎም ፣ ወለንተኛታት ከምኡ እውን ናይ ነፍሲ ውከፍ ቋንቋ ክኢላታት ብዝኾኑ ሞያውያን እዮም ፣ ን ስደተኛ ከም ዝሰማምዕ ገይሮም ድማ ይትርጉምዎ ።
ትሕዝቶኹም ድማ ፣ 7 ቋንቋታ ማለት ናብ እንግሊዝ፣ ዓረብ፣ ፓሽቱ፣ ፋርሲ /ዳሪ ፣ ቲግርኛ ኡክሬንን ናይ ሩስያን እዩ

ንምምሕያሽ ኣብ ናይ ወትሩ ተረካቢ ግበርሉ
እቲ ሓበሬታኹም (ናይ መዓልታ ,፣ናይ ስራሕ ምልክታት ፣ ትምህርታት ፣ ወዘተ.) ምልውዋጥ ምግባር ሓላፍነትኩም ይኸውን
ንጠንቃቕ! ዝኾነ ዘይቅቡልን ዘይ ስነስርዓታዊ ጽሑፍ ብ ኣባላትና ክድምሰስ እዩ!
ን በይንኹም ኣይኮንኩምን
ንሕና ድማ ፣ ነቲ እትደልይዎ ኣብ ምጥቃዕን ሓብሬታ ተቐቢልና ናይ ምጥቃዕን ምትርጓም እዩ እጃምና
ናይ መዳህሰሲ
ደስ እናበለኩም ተሓጎሱ
ናይ ቱተርን መሰልጠኒን ሓበሬታ
ን ፋይላትኩም ብ ኸመይ ተቐምጦ ክትፈልጡ ምስ እተልዩ ዝሕግዘኩም፣ ዝኽእል ቮድዮታት እነሀለ
መዕለሊ ወይ ቻት
ሕተቱና፣ ንተገዳስነት እንምልሰልኩም ሰባት ኢና፣ ሕቶትታ ንምምላስ ነዕልል፣ ሮቦት ኣይኮንናን፣ ስለዚ ዝኸቡና! ነውግዕ
ኣብ ስፊሕ ዝኾነ መደብ ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ
ፖስት ዝኾነ ፋይላት
ናይ መዝገባ ግርጺ
ነቲ ፋይል ንምርኣይ
ዘይተመለሰ ሕቶ ኣለኩም ድዩ?
Refugees.info ሓደ ናይ መረኻኸቢ ማእከል ዝኾነ ፣ ሳይት እዩ፣ እንተኾነ ነቲ እትደልይዎ እተልዩ ሓበሬታ ንዝምእምኣኩም ኣገባብ ምስ እትገብርዎ ኣብኹም ይምርኮስ፣ እቲ ዝድለ ሓበሬታ ብግቡእ ንምትሕልላፍ ምእንቲ ክትክእሉ ነቶም ዝምልከቶም ሰባት ከም ዝጥዕሞም ጌርኩም ጸሓፍዎም።
እንተደኣ እቲ ተመክሮ ዝሓጽረኩም ወይ እውን ካልእ ሓበሬታ ይደልዩ እንተለኩም፣ ናብ ቪድዮታትና ተዓዘቡ ፣ ነዚ ንምግባር ምስ ዘይእትኽሉ ድማ፣ ኣብ እቲ ብ ቀጥታ ብ ቪድዮ ክንረኻኸበሉ እንኽእል ኢና፣ ስለዚ ርኸቡና፣ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቑ፣ ን ኽንሕዘኩም ሕጉዛት ኢና።
ብቐጥታ ሓድሽ ፋይል ምስ ሰራሕኩም፣ ብቀጻሊ ምክትታል ናይ ኣባላትና ከም ዘሎ ንምክትታል ትኽእሉ ኢኹም፣ እንተደኣ ኣገደስቲ ሓበሬታት ኣድልዩ ብ ኢመይል ክንውከሰኩም ኢና። ፋይልኩም ምስ ተጠቀዐ እውን መልእኽቲ ክንሰደልኩም ኢና። ድሕሪ ውሑድ መዓልታትት ወይ ሰሙናት ድማ ናብ 7 ቲኤን ቋንቋታት ክትርጎምን ብ ክኢላታት እቲ ቋንቋ ብቕዓቱ ክምስከረሉን እዩ።
ብ ትኽክል! ኢህናይ ደኣ ካልእ ፣ እትብልዎ እንተለኩም ጸሓፉልና፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ውልቃዊ ጽሑፍ ምዃኑ ሓበሬታ ኣይትረስዑ፣ ሽዑ እሕና ድማ ከም ኩነታቱ ከነእንግድ ኢና።
እቲ ዝበዝሐ ናይ እዚ ወብሳይት እዚ ተጠቐምቲ ፣ ቋንቋ ኣዴኦም (ፈረንሳ ኣይኮነን )ስለዚ ድማ ናይ ቋንቋ ማሕንቖ፣ ንምርዳእ ይጽገሙ እዮም፣ ስለዝኾነ ድማ ኣብ ብዘለዎም ውሱንነት ናይ ሓበሬታ፣ እቶም ስደተኛታት ኣብ ምውህሃድ ናይ ፈረንሳ ይጽገሙ እዮም። መደብና ንምሕጋዞም እዩ።