{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
101ናይ ምምሕዳር ፋይላት
101
መሐበሪ
ስደተኛ ካብ ምዃን ምውጻእ
ቤት ጽሕፈታት
ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ይሃልኻ (ኤኒክ-ናሪክ)
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
ምሕዳስ ካርት ሰጁር
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
መሐበሪ
ሓገዝ ናይ ኤረሳ RSA ምሕታት
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
'ሌዝ ኣምፖ ' ወይ ግብሪ ምክፋል' ፣ ኣታዊ ምሕባር ዴክላረ ምግባር
ቤት ጽሕፈታት
ሓደ ፓስፖርት ካርት ናይ መገሺ ምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
ብቅዓት = ክእለት
ጥዕናዊ ይሕለፍ ምውናን
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና
መሐበሪ
ናይ ባንኪ ሕሳብ ወይ ኣካውንት ምውጻእ
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ብወግዓዊ ትርጉም ፣ ዝተተርጎመ ዶኩመንት ንምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ሕጋዊ ጉዳያት ሓገዝ ምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
መሐበሪ
ምቅያር ምምርሒ ፍቃድ ምዝዋር መኪና
ብቅዓት = ክእለት
ክታበት ኮሮና ምኽታብ ኮቪድ 19
ጥዕና
መሐበሪ
ዜግነት ናይ ሃገረ ፈረንሳ ምሕታት
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
መሰል ስራሕ ምርዳእ ወይ ምፍላጥ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ቤት ጽሕፈታት
ድሉዋት ፋይላት
522ድሉዋት ፋይላት
522
ኣጠቓቕማ ናይ ኮምፑተርን ኢነትርኔትን ኣፍልጦ ምዕባይ
ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ኮምፑተር ብሓደ ኣጣሚርካ ምምሃር ዘኽእል ስልጠና
ነጻ
6 semaines
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት

ብዛዕባ ናይ ማሕበራዊ ምምሕዳር መሰላት ኣፍልጦ ምህላው
ኣብ ደስ ዝብል ቦታ ብምዃን ፣ ን ኣብ ፈረንሳ ዑቕባ ንዝሓተቱ ሰባት ብዛዕባ መሰላቶም ኣፍልጦኦም ምዕባይ
ነጻ
ካብ 6 ክሳብ 12ኣዋርሕ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ን ዓምኽሳን ዘሎ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ትምህርቲ
እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ምርካብ መፍትሒ ኣብ ዙርያ ሞያ ናይ ክሽነ፣ ኣብ ኣኽደሽ Ardèche ምእንቲ ስራሕ ክትረኽቡ ፣ ዘኽእለኩም ስደተኛታ ዕድል ንምጥጣሕ ዝዓለመ እዩ።
ነጻ
6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ

ባህላዊ ንጥፈታት ዝምልከት ዝልጠና ምውሳድ
ምስ ባህሊ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ከም ኡውን ቦታ ዕድላት ናይ መሰልጠኒ ንምፍጣር .
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ናብ ማሕበረ-ሰብ ሲንጋ "SINGA" ኣብ ፓሪስ ተጸምበሩ፣
ሲንጋ (SINGA) ዝተመስረተሉ ቐንዲ ዕላማ: ኣብ መንጎ ስደተኛታትን ሕብረተሰብ ናይታ ሃገርን ርክብን ምውህሃድን ምፍጣር ዩ።
ነጻ

ውልቃዊ ሞያዊ መደብ ንምህናጽ
ንጥፈታት ድጋፍ ኣብ ናይ ሞያዊ\ት ፣ ስልጠና ኮርስ፣ ከምኡ`ውን ቅድመ ኩነት ተፈላጥነት ምርካብ ::
ነጻ
ሓንቲ ንግሆ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ናይ ውልቂ ትካላት ወናኒ ንምዃን ዘሎ ተኽእሎ ምፍላጥ
ብኸመይ ወነንቲ ናይ ውልቂ ትካላትን ማሕበራትን ከም ኣትኾኑ ዝሕብርን ዘሰኒን
ነጻ
4 ኣዋርሕ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ብ ፖአምልዋ Pôle emploi ዝምወል ናይ ኦን ላይን ትምህርቲ ንምርካብ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ነጻ
ካብ 8 ክሳብ 17 ኣዋርሕ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ናይ ሕርሻ ማለት ምፍራይ ኣሕምልቲ ፣ ሞያ ምቕሳም
ማሕበር Abajad ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና፣ ከምኡ ውን ናይ ና ሕርሻ፣ (agriculture). ዝህብ ማሕበር እዩ።
ነጻ
6 semaines
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ

ምምስራትን ሓባራዊ ህይወትን ሌላን
ምርኻብን ምምስራትን ዕርክነት ጂ ኣር ኤር ጀነስ
ነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ሲቪላዊ ኣገልግሎት ኣብ ማርሰይ Grenoble ንምፍጻም
ን 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዘካትት ዕማም፣ ንእግሪ መገዲ ድማ ኣዕሩኽ ምግባርን እብ ፈረንሳ ብግቡእ ኢንተግረሽን ወይውህደት ምፍጣርን
ነጻ
8 ክሳብ 28 ሰዓታት /ኣብ ሰሙን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምርኻብ ካብ ዞባታት ንስራሕን ገዛንን ዘሎ ዕድል ንምርኣይ
ሓደ ስራሕን ገዛን ኣብ ኩሉ ቦታታት፣ ብሳላ ሞቢሊተ ጆግራፊ ዝበሃል መደብ
ኣዋርሕ (6 -24)፣
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
መንበሪ ገዛ
ብቅዓት = ክእለት

ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ኣብ ፓሪስ
ናጻ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስደተኛ (16-25ዓመት) መንእሰያት ናብ DELF ሰርትፍኬት ዘውህብ ስልጠና ምርካብ
ነጻ
ን 5 ኣዋርሕ
ፈረንሳይ

ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ A2) ምጽናዕ
እዚ ብ ኦፊ ዝወሃብ ስልጠና l'OFII ን ዓኹም ናብ A2. ንምብጻሕ እዩ
ነጻ
ናይ 100 ሰዓታት ስልጠና
ፈረንሳይ

ናይ ውልቂ ትካልካ ንምምዕባል
ናይ ውልቂ ትካልካ ንምምዕባል ዘኽለኩም ኣሰናይነት ንምርካብ .
ነጻ
ን 9 ኣዋርሕ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
