ምሕታት ናይ CVEC ናይ ክፍሊት ምስክር ወረቐት
ኣዳላዊ Centre national des œuvres universitaires et scolaires (CNOUS) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому
እዚ CVEC ማለት ኣበርክቶ ህይወት ተማሃሮን ካምፓስን ማለት እዩ ።
ተምሃሮ ቅድሚ ሕጂ ናይ CVEC ክፍሊት መረጋገጺ ክህልዎም ኣለዎ ። ካብ ኣብ መንግስታዊ ወይ ናይ ብሕቲ ላዕለዋይ ትካል ትምህርቲ ኣብ ናይ መጀመርታ ስልጠና (ናይ ርሕቀት ትምህርቲ ሓዊሱ) ይምዝገቡ የኽኣል ።
እዚ ግዴታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባብ እዩ ፣ ብዘይካ ኣብ ፍሉይ ጉዳያት።
እቲ ናይ CVEC ናይ ክፍሊት ምስክር ወረቐት ወግዓዊ ሰነድ ኮይኑ ዘረጋግጽ ኮይኑ ፤
- እቶም ተምሃሮ ንሲቪኢሲ ከም ዝኸፈሉ።
- ወይ ድማ ነጻ ምዃኖም (ኣይከፍልዎን) ኣብ ኩነታቶኦም ዝምልከት እዩ።
ምፍላጥ ዘገድስ ንዓመታት 2025-2026ን 2026-2027ን ዋጋ 105 ዩሮ እዩ ።
ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጅምር ዝቕጽል ዓመተ ትምህርቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ጀሚሩ ንሲቪኢሲ ምኽፋል ይከኣል እዩ ።
ኣብ ወርሒ መስከረም ዝጅምር ዝቕጽል ዓመተ ትምህርቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ጀሚሩ ንሲቪኢሲ ምኽፋል ይከኣል እዩ ።
CVEC ንንጥፈታት (ባህሊ፣ ስፖርት፣ ስነ-ጥበብ...)፣ ንፕሮጀክትታት (ፍጻመታት፣ ዓውደ መጽናዕትታት...) ንምምዋልን ህይወት ተማሃሮ ንምምሕያሽን : ኣቀባብላ፣ ተበጻሕነት ክንክን፣ ምክልኻል ወዘተ ይሕግዝ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
NVD76ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት