ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምርዓው ፓክሰር ወይ ምጽማድ ኣብ ፈረንሳ ፣ እዚ ካብ ሓዳር ክልተ ዓበይቲ ዝያዳ ተዓጻጻፊ ውዕል እዩ።
ንምርዳእ ፍትሕ ኣብ ፈረንሳ፣ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንፍትሕ ዝምልከትኣፍልጦ ንኽህልወኩም ዝዓለመ።
ምእንቲ ካብ ኦፍፕራ ወይ ካብ ኣዳራሽ ከተማኹም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትረኽቡሉ ጉዳያት ፍለጡ
ምግባር ደሃይ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ብ"Rétablissement des liens familiaux"ምዝተፈላለየ ምኽንያት ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ምርኻብ
ምርካብ፣ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ዘሎ ሕብረት ዘረጋግጽ ሓቀኛ ሰነድ እዩ ን ሰደተኛታት ድማ ብ l'OFPRA ይወሃብ ።
ንምርካብ ጸውታ ማሕበረዊ ሂወትን ን ምርዳእ ማሕበራዊ ህይወትን
ምርካብ ዝተፈላለየ ንጥፈታ ብ ምስታፍ ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ገዛውትኹምን ን ምልላይ ዘክእል ብነጻ መደብ ኣብ መላእ እዋን ኣብ
ናይ ገዛ ኤልከትሮኒካዊ መሳርሒታት (ፎርኖ፣ መሕጸቢ ማሽን፣ ፍሪጅ፣ ማይክሮዌቭ ወዘተ) ርካሽ ምግዛእ
ምርካብ ንሓፈሻዊ ሕቶ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ፣ ብዛዕባ ደቕኹም ዝምልከት ሓገዝን ደገፍን ምብምርካብ ምእንቲ ክትከስቡ።
ኣብ ሓደ ናይ ምትሕጋዝ ድኳን፣ ብሕሱር ዝሸይጥ ኣቑሑት ይኹን ክዳውንቲ ብምግዛእ ተጠቐሙ።
ምርካብ ምስማዕ፡ ምኽሪ፡ ሓገዝ ንመዓልታዊ ህይወት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዓመጽ
ምኽፋት መስመር ተሌፎን፡ ተደዊልኩም ኣብ ኢንተርነት ምእታው፡ ሞባይልን ኢንተርነትን ክረዲት፡ ሲም ካርድ ምግዛእ
ምርካብ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ወለድን ህጻናትን ደገፍን ምርካብ ምኽኣል።
ምህላው ሓገዝ ን ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ፡ ላፕቶፕ፡ ጣብላ፡ ስማርትፎን ወዘተ።
ምኽኣል ምርካብ መጓዓዝያ ንምርካብ ወይ ውላድካ ንኽሕብሕብ ምስ ግዜ ብሕታዊ ደገፍ
ምርካብ ሓገዝ ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክዕወት ምሕጋዝ: ዓውደ መጽናዕትታት ብዛዕባ ኣተዓባብያን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን ብሓያሎ ቋንቋታት ምርካብ
ምግዛእ ከም እዚ ሕሱር ክዳውንቲ፡ ኣቑሑት ገዛ፡ ስልማት፡ መጽሓፍቲ፡ መጻወቲ ኣብ ዲናርድ፡ ረን፡ ዶል-ደ-ብሬታንን ሴንት-ማሎን።
ምርካብ ደገፍ ን ምሓዝ ቆልዓ ስራሕ ንዝደልዩ ወለዲ ደገፍን መፍትሒ ክንክን ህጻናትን።
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምምልካት ናብ DCEM ንወጻእተኛ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዝኸውን ናይ ምዝውዋር ሰነድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣመልክቱ።
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::
ምሕባር ፣ ለውጢ ኣብ ህይወት ሓደ ስደተኛ ኣብ ፈረንሳ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ANEF ሓድሽ ኣድራሻኻ፡ ምጥፋእ ወይ ስርቂ መንበሪ ካርድ ክኸውን ይኽልእ ፡ ...
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ