Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግዛእ ጻውዒት ንምግባር ወይ ኣብ ኢንተርነት ንምእታው ልቓሕ ግዛእ

ምስ ምስ Emmaüs Connect

ኣዳላዊ Emmaüs Connect ኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців тому

ናይ ሞባይልን ኢንተርነትን ልቓሕ ብናይ ምትሕግጋዝ ደረጃ ምህላው ተኽእሎታት ፤

  • መስመር ሞባይል ምኽፋት።
  • ሲም ካርድ ውሰድ SIM
  • ቴለፎን ምድዋልን ምቕባልን እዩ።
  • SMS, MMS ምልኣኽን ኢንተርነት ምድህሳስን ይከኣል።
ሲም SIM ካርድ ሓንቲ ስልኪ ምስ ሞባይል ኔትወርክ ክትራኸብ ዘኽእላ ንእሽቶ ኤሌክትሮኒካዊ ቺፕ እያ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ደረት ኣልቦ ጻውዒት፡ MMS  ኤስኤምኤስን ኤምኤምኤስን ኣብ ፈረንሳ ከምኡ’ውን Go d'internet 20 ጎ ኢንተርነት፡ €4
  • Crédit internet 10 Go : 2 € 10 ጊባ ናይ ኢንተርነት ልቓሕ፡ €2
  • (à l'étranger) : 5 €ኣህጉራዊ ጻውዒት (ኣብ ወጻኢ ሃገራት):
  • Carte SIM ሲም ካርድ፡ €1
ናይ ሞባይልን ኢንተርነትን ናይ ልቓሕ ቅድመ-ምድላዋት ን30 መዓልታት ዝጸንሕ እዩ።

  • ቅድመ ክፍሊት ስልኪ ምምላእ (ኣቐዲሙ ዝኽፈል)
  • እዚ ምዝገባ ኣይኮነን።
ኣብ ዝደለኻዮ ግዜ ሪፊል ክትገዝእ ትኽእል ኢኻ።

  • ንኽትረኽቡ ምኽኣል
  • ምኽኣል ጻውዒት ምግባርን ምቕባልን
  • መልእኽቲ ሰዲድካ ኣብ ኢንተርነት ምእታው።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ንማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ፡ ኣማኻሪ ፍራንስ ትራቫይልካ፡ ወኪል ሚሽን ሎካልካ፡ ካብ ማእከል መንበሪኻ ዝመጸ ሰብ...ካብዚ ናይ ምትሕግጋዝ ደረጃታት ተጠቀምቲ ክኾኑ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
  2. እቲ ዘሰንየካ በዓል ሞያ ነቲ fiche d'orientation ወይ ናይ ኦሬንቴሽን ወረቐት መሊኡ ወይ ድማ ኣብ ስሩዕ ወረቐት (ኣብ ፍሉይ ባዶ ገጽ) ምስቲ ናይቲ ትካል ማሕተም ደብዳበ ጽሒፉ ክህበካ ኣለዎ።
  3. ናብቲ ኣብ ጥቓኻ ዘሎ l'espace Emmaüs Connect ምስቲ ናይ ኣንፈት ወረቐት ወይ ዝተመልአ ደብዳቤ ኪድ።

Lieu d'accueil

115 Bd Macdonald, 75019 Paris, France

01 80 05 98 80

jbarret@emmaus-connect.org

8 Rue de la Banque, 75002 Paris, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

6 Rue du Tage, 75013 Paris, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

1 Rue de l'Égalité, 69008 Lyon, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

7 All. du Jardin Hoche, 38000 Grenoble, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

10 Rue de Lannoy, 59100 Roubaix, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

83 Rue de l'Abbé Aerts, 59000 Lille, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

33 Rue Kageneck, 67000 Strasbourg, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

10 Boulevard National, 13001 Marseille, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

47 Rue Jean Jaurès, 93200 Saint-Denis, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

1 Pl. de l'Abbaye, 94000 Créteil, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

205 Cours de la Marne, 33800 Bordeaux, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • jonasኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles