ምርካብ ሰማዒ ንናይ ንደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ ምስ ዝኾና
ምስ ምስ Service d'accueil et de soutien de Solidarité Estuaire
ኣዳላዊ Association Solidarité Estuaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ መደብ እዚ ንግዳያት ዓመጽ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ምኽሪን ኣገልግሎትን ዝህብ እዩ ፤
- ብዛዕባ ጉዳይ ናይ ዓመጽ ሓገዝን ደገፍን ይረኽቡ
- ኣእምሮኣዊ ዕረፍቲ ምርካብ
- ብሕታውነት ምውጋድ
- ብዛዕባ ኣጸጋሚ ኩነታት ናይ ህይወት ብግልጺ ምዝርራብ ምኽኣል
ምፍላጡ ዘገድስ
እዚ ቦታ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ክፉት ኮይኑ፡ ብነጻ፡ ብዘይ ቆጸራን ስሞም ዘይተገልጸን እዩ።
በይንኻ፡ ምስ ደቅኻ ወይ ምስ ካልእ ሰብ ክትመጽእ ትኽእል ኢኻ።
እዚ ቦታ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ክፉት ኮይኑ፡ ብነጻ፡ ብዘይ ቆጸራን ስሞም ዘይተገልጸን እዩ።
በይንኻ፡ ምስ ደቅኻ ወይ ምስ ካልእ ሰብ ክትመጽእ ትኽእል ኢኻ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
parlon44ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
sadek_3ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
nora42ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት