ምምልካት ናብ DCEM
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእቲ ንትሕቲ ዕድመ ወጻእተኛታት ዝኸውን ናይ ምዝውዋር ሰነድ (DCEM) ፡ ትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚኡ ህጻን ናብ ወጻኢ ሃገራት ክገይሽን ናብ ፈረንሳ (ወይ ናብ ደጋዊ ዶባት ከባቢ ሸንገን) ክምለስን፡ ቪዛ ከየድለዮ ይፈቅድ። እቲ ሰነድ እቲ ህጻን ብሕጋዊ መንገዲ ኣብ ፈረንሳ ይነብር ከምዘሎ ዘረጋግጽ እዩ።
እዚ ኣብ ኢንተርነት sur le site Etrangers en France (ANEF) እንተወሓደ እቲ ቆልዓ ነብ ካልእ ዓዲ ቅድሚ ምብጋሱ ዘሎ 3 ኣዋርሕ ፣ ናብ ካል ዓዲ ቅድሚ ምጋሹ ክሕተት ይግባእ
ኣገዳሲ ጽቡቕ ምፍላጥ !
እቲ DCEM ን5 ዓመት ዝጸንሕ (ዝሕደስ) ኮይኑ ኩሉ ግዜ ምስ ቅኑዕ ናይ ጉዕዞ ሰነድ (ፓስፖርት ወይ ናይ ጉዕዞ ሰነድ) ክጥቀም ኣለዎ።
ሓደ titre de voyage ናይ ጉዕዞ ሰነድ pነዞም ዝስዕቡ ክወሃብ ይኽréfugiés mineurs qui peuvent obtenir un titre de voyage pour réfugié (TVR),
- ናይ ስደተኛታት መገሻ ሰነድ (TVR) ክረኽቡ ዝኽእሉ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት፣
- መንነትን ናይ መገሻ ሰነድን (TIV) ክረኽቡ ዝኽእሉ ትሕቲ ዕድመ ዝተሓለዉ ሰባት፣
- ደቂ ስደተኛታት ወይ ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋ ዘለዎምን ።
Un titre de voyage peut être délivré aux :
- ናይ ስደተኛታት መገሻ ሰነድ (TVR) ክረኽቡ ዝኽእሉ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት፣
- መንነትን ናይ መገሻ ሰነድን (TIV) ክረኽቡ ዝኽእሉ ትሕቲ ዕድመ ዝተሓለዉ ሰባት፣
- ደቂ ስደተኛታት ወይ ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋ ዘለዎምን ።
> ንዝያዳ ሓበሬታ : ኣብ ረፉጂ ኣንፎ ተወከሱ la fiche Réfugiés.info "Demander un titre de voyage"
ምፍላጡ ዘገድስ
ህጻናት ፈረንሳ፡ ዜጋታት ኤውሮጳ ወይ ድርብ ዜግነት ፈረንሳን ወጻእን ዘለዎም ብDCEM ኣይጽለዉን እዮም። ፓስፖርት ወይ መንነት ወረቐት ሒዞም ናብ ወጻኢ ሃገራት ክጓዓዙ ይኽእሉ።
እቲ ትሕቲ ዕድመ መንነት ወረቐት ወይ ፓስፖርት እንተዘይብሉ እቲ ናይ መገሻ ሰነድ ኣብ ቅድሚ DCEM ክሕተት ኣለዎ። ከም መገሻ ሰነድ ከምኡ እውን ከም መረጋገጺ መንነት ክውዕል ይኽእል
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
jafariተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት