ምስ Boutiques fraternelles - ምግዛእክ ብትሑት ዋጋ ክትክእሉ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግዛእክ ብትሑት ዋጋ ክትክእሉ

ምስ ምስ Boutiques fraternelles

ኣዳላዊ Secours Catholique d'Ille-et-Vilaine ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ሓደስቲን ኣብ ጥቕሚ ዝወዓሉን ፍርያት ብትሑት ዋጋ ንምግዛእ ድኳናት፡ ኣብ ዲናርድDinard, ፡ ረን Rennes Dol-de-Bretagne ዶል-ደ-ብሬታን፡ Saint-Malo ከምኡ’ውን ሴንት-ማሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ህጻናትን ክዳውንቲ
  • መጻወቲታት ዝኾኑ ነገራት
  • አተፈላልዩ መጽሓፍቲ
  • ከምኡውን ኣብ ዝተወሰኑ ድኳናት (ኣቕሑ ገዛ፡ ከም እንተላይ ጠረጴዛ፡ ስልማት) ፍርያት ገዛ ክርከብ ይከኣል።

ዋጋ ካብቲ ኣብ ካልእ ድኳናት ዝሓሰረ እዩ።

ብዘይካ እዚ እተን ድኳናት ንኹሉ ክፉታት እየን፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ነቲ ፍርያት ኣብ ምውዳብን ምኽዛንን ክሕግዝ ይኽእል።

ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብ ዕድል ዝፈጥር ምዉቕ ኣቀባብላ ዝዝውተሮን እውን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ኣድራሻን ቁጽሪ ተሌፎንን ናይ ነፍሲ ወከፍ ድኳን ኣብ ዲናርድ፡Dinard ረን፡ Rennes, ዶል-ደ-ብሬታንንDol-de-Bretagne, ሴንት-ማሎን Saint-Maloርአ።
  2. ናይ ስራሕ ሰዓታት ምድዋል ይከኣል።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 60 boulevard Albert Lacroix, 35800 Dinard, France
  • 06 87 12 33 02

  • 25 Rue Guillaume Lejean, 35700 Rennes, France
  • 06 74 42 53 87

  • 4 place de la Cathédrale, 35120 Dol-de-Bretagne, France
  • 02 23 16 77 54

  • 19 Rue de la Chaussée, 35400 Saint-Malo, France
  • 02 99 19 86 55
Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • pierresccfኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • rouaa karimተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • shayanroushanተርጓሚ/ሚት
  • mspተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles