Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናይ ገዛ ኤለትሮኒካዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ

ምስ ምስ Magasin de vente et réparation ENVIE M.O.

ኣዳላዊ ENVIE Mains Ouvertes Auvergne , Les Mains Ouvertes ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ብሕሱር ናይ ገዛ ኤለክሮኒካዊ መሳርሒታት ዝጽግንን ዝሸይጥን ድኳን፤

  • ፍሪጅ
  • መበረዲ ፍሪዘራት
  • ፎርኖታት፡ ናይ ጋዝ መብሰሊ፡ ናይ ማይክሮዌቭ ፎርኖ፡ ውዑይ ጽላት
  • መሕጸቢ ማሽናት፣ መንቀጽ...ወዘተ

እቶም ፍርያት ኣብ ጥቕሚ ዝወዓሉ ወይ ሓድሽ (መወዳእታ ተኸታታሊ ወይ ንእሽቶ ጉድለት ዘለዎም ክኾኑ ይኻሉ)፣ እንተኾነ ግን ናይ 2 ዓመት ዋሕስ ኣለዎም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዋጋታት ካብ ካልእ ድኳን ዝሓሰረ ኮይኑ ፣ ን ኣሲስታን ሶሻልኩምገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት ምግዛእ ይከኣል እዩ።

ኣብቲ መሸጢ ቦታ ዘለዉ ሰብ ሞያ ብ እትገዝኦ ንሓደ ፍርያት ብከመይ ከም እትጽግኖ ወይ ሓድሽ ፍርያት ከም እትገዝእ ክመኽርኹም ይኽእሉ።
ናብ ገዛኹም ከምጽሕልኩም እውን ትኽእሉ ኢኹም።

ሰራሕተኛታታ ኣብቲ ድኳንን ኣብቲ ናይ ፍርያት ጽገና ወርክሾፕን ዝሰርሑ ሰባት ብሓደ ናይ ውህደት ሳይት ተቖጺሮም ዝሰልጠኑ እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

ብCCAS፣ ብ Habitat et Humanisme፣ ብSOS Solidarité፣ ወይ ብኻልእ ማሕበራዊ መሓውር ትሕገዙ እንተኾንካንኩም፣ ቅድሚ ፍርያት ምግዛእካ ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት ይከኣል እዩ።

  • ኣድራሻ፡ 6 rue Pierre et Marie Curie፡ 63 360 GERZAT
  • ሰዓታት ስራሕ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ቀዳም ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 12፡30

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • envie moተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles