ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 joursእንተደኣ እቲ ናይ መንበሪ ፍቓድ ዝወድአሉ መዓልታት ወይ እዋናት ይቐርብ ሃብዩ፣ ምስ ("ከይወደቐ እንከሎ ")፡ ሓድሽ ክትሓቱ ኣለኩም: እዚ ምሕዳስ መንበሪ ፍቓድ እዩ ዝበሃል ።
- እቲ ናይ መንበሪ ፍቓድ ዝወድአሉ መዓልቲ ምስ ዝቐርብ ("ክሳብ ዝሰርሕ")፡ ሓድሽ ምሕታት ይግብኣኩም: እዚ ምሕዳስ መንበሪ ፍቓድ እዩወብሳይቱ ኣብዚ ኣለኩም ANEF (Étrangers en France).።.
- ሃገር ኣልቦ ሰባት ኣብ ፕረፈክቸር ወይ ንኡስ ፕረፈክቸር ክፍሎም ከመልክቱ ከም ዝግባኣ ፍለጡ font la demande à la préfecture ወይ la sous-préfecture እዚ ማለት ተረካብነቱ ናይ ዞባኹም ማለት እዩ።
እተመልክትሉ ኣዋን ድማ፣ ኣብ ኩሉ ኩነታት እቲ ናይ ምሕዳስ መመልከቲ ይፈላለ፣ እዚ ማለት ድማ ኣብ መንጎ ካብ 4 ወርሒ (120 መዓልታት) ክሳብ 2 ወርሒ (60 መዓልታት) ቅድሚ እቲ ናይ ሕጂ ሰነድ ምውዳእ ዕለት ክቐርብ ይግባኣ።
ከመይ ንገብሮ?
እቶም ንኹሉ ምሕዳስ መንበሪ ፍቓድ ዘድልዩ ሰነዳት፤ ዝርዝራት ኣብዚ እንሀውኹም
- ነባርነት ምህላው ናይ ቅድም መንበሪ ፍቓድ
- Contrat d’engagement ምስ ሕግን ግዴታትን ናይ እታ ሪፓብሊክ ፈረንሳ ምኽባር
ነዚ ዝምልከት ከተንብቡ፡ ክትሕትም ወይ ፕሪንት ግበርዎ፡ ክትመልእ፡ ዕለት ክትገብርን ክትፍርምን ኣለኩም contrat d'engagement ነቲ ብፈረንሳ፣ ውዕለት ዝተጻሕፈ ናይ ቃል ኪዳን ስምምዕ ከተንብቡዎ፡ ክትሕትምዎ፡ ክትመልእዎ፡ ዕለተ ክትገብረሉን ክትፍርዎምን ይግባእ። እዚ ሰነድ እዚ ንመትከላት ሪፓብሊክ ፈረንሳ ዝገልጽ ኮይኑ፡ ውልቃዊ ናጽነት፡ ናይ ሓሳብ ምግላጽን ሕልናን ናጽነት፡ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፡ ሰብኣዊ ክብሪ፡ ጭርሖን ምልክታትን ሪፓብሊክ፡ ግዝኣታዊ ቅንዕና ፈረንሳ፡ ከምኡ’ውን ዓለማውነት። ነዚ ሰነድ ብምፍራም፡ ኣብ ፈረንሳ እናነበርኩም ነዞም ክብርታት ከተኽብር ቃል ዝኣተኹምን ዝተሰማማዕኩምን ምዃንኩም ዘርኢ እዩ።
ኣስተውዕሉ እዚ ኮንትራት እዚ contrat d'intégration républicaine (CIR) de l’OFII (ቤትጽሕፈት ውህደት ናይ ፈረንሳ). ንዝይዳ ሓበሬታ ብዛዕብኡ ኣብ ሰነድ ና ረአይዎ Réfugiés.info "Signer le CIR".
- Justificatif de domicile 6 ወርሒ ዝዕድሚኡ ኣድራሻ መረጋገጺ (መረጋገጺ ኣድራሻ፣ መረጋገጺ መንበሪ፣ ቅብሊት ክራይ፣ ናይ መብራህቲ መኽፈሊ ሕሳብ ወዘተ ማለት እዩ)
- e-photos
ብዛዕባ እዚ ዝምልከት ንዝያዳ Réfugiés.info : "Faire et utiliser une e-photo"
1 ጥሪ 2026 ሓድሽ ግዴታታት ናይ ብዙሕ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ ወይ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ኣብ ቀዳማይ መመልከቲ ጥራይ እዩ ዝምልከት (ስደተኛታት፣ ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ስድራቤቶምን በዚ ግዴታታት ኣይጽለዉን)።
ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info "Signer le contrat d’intégration républicaine (CIR)"
ናይ ስደተኛ ኩነታት ወይ ናይ ንኡስ ሓለዋ እንተሃልዩካ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ናይ መንበሪ ፍቓድካ ንምሕዳስ ከተመልክት ኣለካ፤ https://administration-etrangers-en-france.interieur.gouv.fr
ናብ ANEF (Foreigners in France) ኣካውንትካ እቶ፡ ድሕሪኡ ኣብ ላዕለዋይ የማናይ ኩርናዕ ናይቲ መእተዊ ገጽ ስምካ ጠውቕ፡ ድሕሪኡ ኣብ "Accéder à mon compte".።
ወይ ድማ፡ ቅድሚ ሕጂ እንተዘይገይርካዮ፡ ኣካውንትካ ፍጠር።
Lire la fiche Réfugiés.info : "Créer un compte personnel sur Etrangers en France (ANEF)"
- ናይ ወጻኢ ዜጋ ቁጽሪ ወይ ቁጽሪ ቪዛ እንተዘይብልኩም፡ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ንመንበሪ ፍቓድ ንምሕዳስ ከተመልክት ኣይትኽእልን ኢኹም፤ ብቐጥታ ክትከይድ ኣለካ à la préfecture ዞባኹም
1. ሕሳብኩም sur le site de l'ANEF (Étrangers en France) ኣብዚ ብምጥዋቕ "Je demande ou renouvelle un titre de séjour"
2. ፎርም ብምምላእ ሰነዳት ብፒዲኤፍ ወይ ብመልክዕ ምስሊ ምልኣኽ
ንዝያዳ ሓበሬታ Réfugiés.info : "Scanner un document"
> መንበሪ ፍቓድካ ብኢንተርነት ትሓትት እንተኾንካ፡ ስካን ጌርካ ኣብቲ "ደገፍቲ ሰነዳት" ዝብል ክፍሊ፡ ኣብ ትሕቲ "መረጋገጺ ኣድራሻ" ክትሰቕሎ ኣለካ። >ንመንበሪ ፍቓድካ ብቐጥታ ኣብቲ ፕረፈክቸር ትሓትት እንተኾንካ፡ ኣብቲ ናይ ወረቐት መመልከቲኻ ክትውስኾ ወይ ብፖስታ ወይ [እቲ ናይ ኦንላይን ኣገልግሎት] ክትሰዶ ኣለካ።demarche.numerique.gouv.fr.
3. መመልከቲኻ ብኢንተርነት ምስ ኣቕረብካ፡ ካብ ውልቃዊ ኣካውንትካ "ናይ ምቕራብ መረጋገጺ" ንምውራድ ብኣውቶማቲክ ናይ ኢመይል ዕድመ ይመጸካ። እዚ ሰነድ እዚ መመልከቲኻ ብዓወት ከም ዘቕረብካ ዘረጋግጽ እዩ። ዝኾነ ይኹን መሰል ኣይህብን፤ ቅብሊት ጥራይ እዩ።
4. መመልከቲኹም ምሉእ ኮይኑ ኣብ ዝድለ ግዜ እንተቐሪቡ፡ ንመመልከቲ ምሕዳስ ፍቓድ መንበሪኹም "ናይ መስርሕ ምንዋሕ ምስክር ወረቐት (API)" ክትረኽቡ ኢኹም። እዚ ሰነድ እዚ ኣብ ፈረንሳ ብሕጋዊ መንገዲ ናይ ምንባርን ናይ ምስራሕን መሰልካ ዘረጋግጽ እዩ። መሰላት ማሕበራዊ ድሕነትካ ንምሕላውን ኣብ ውሽጢ ከባቢ ሸንገን ንምጉዓዝን ኩሉ ግዜ ናይ ቀደም መንበሪ ፍቓድካ (ዋላ’ውን ግዜኡ እንተሓለፈ) ሒዝካ ክትከይድ ኣለካ። እዚ ምስክር ወረቐት እዚ ክሳብ እቲ ፕረፈክቸር ውሳነ ዝህብ ዝሕደስ እዩ።
5. እቲ ፕረፈክቸር ንመመልከቲኻ ምስ ኣጽደቐ፡ "ናይ ምቹእ ውሳነ ምስክር ወረቐት" ክትረክብ ኢኻ፡ እዚ ድማ ክሳብ ሓድሽ መንበሪ ፍቓድካ ዝረክብ ቅኑዕ እዩ። ማሕበራዊ መሰላትካ ንምሕላውን ኣብ ውሽጢ ከባቢ ሸንገን ክትጓዓዝ ክትክእልን ኩሉ ግዜ ናይ ቀደም መንበሪ ፍቓድካ (ዋላ ግዜኡ እንተወዲኡ) ክህልወካ ኣለዎ።
እቶም ዝተፈላለዩ ምስክር ወረቐት ኣብ... ce document.
ነታት ናይቲ ናይ ምሕዳስ መመልከቲኻ ንምርኣይ፡ ናብ ኣካውንትካ እቶ። sur le site ANEF (Étrangers en France), ኣብ ላዕለዋይ የማናይ ኩርናዕ ናይቲ መእተዊ ገጽ ስምካ ጠውቕ፡ ድሕሪኡ ኣብ "Accéder à mon compte". ጠውቕc
ኣርባዕተ ስጉምትታት ኣለዉ፤
- ዝቐረበ መመልከቲ፦ መመልከቲኹም በፂሑ ኣሎ።
- መስርሕ ይካየድ ኣሎ፦ እቲ ፕረፈክቸር ንመመልከቲኻ ክምርምሮ ጀሚሩ ኣሎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ መስርሕ ይርከብ።
- ውሳነ:- መመልከቲኻ ተሰሪሑ: ውሳነ እውን ተዋሂቡ እዩ።
- መንበሪ ፍቓድ ኣሎ: ሓድሽ ካርድኻ ድሉው እዩ።
ናይ መስርሕ ግዜ ከከም ፕረፈክቸር ይፈላለ እዩ።
ሓድሽ መንበሪ ፍቓድኩም ምስ ዝረክብ፤
- እቲ ፕረፈክቸር መልእኽቲ (ኤስኤምኤስ ወይ ኢመይል) ክሰደልኩም እዩ።
- እቲ መልእኽቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ፕረፈክቸርኩም ቆጸራ ክትሕዙ ከምዘለኩም ወይስ ኣብ ዝተወሰነ ዕለት ብቐጥታ sur le site internet de votre préfecture ou aller directement sur place à une date précise. ናብቲ ፕረፈክቸር ክትከዱ ከምዘለኩም ክገልጽ እዩ።
1. ካብ መርበብ ሓበሬታ timbres.impots.gouv.fr ወይ ኣብ ድኳን ሸያጢ ትምባኾ €225 ናይ ግብሪ ማሕተም ግዝኡ site timbres.impots.gouv.fr
2. ኣብታ ሓድሽ መንበሪ ፍቓድኩም እትእክበሉ መዓልቲ ማሕተምን መረጋገጺ ክፍሊትን ሒዝኩም ምጹ።
ንዝያዳ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣብ ተፉጂ ኣንፎ ኣለኩም Réfugiés.info qui explique comment acheter un timbre fiscal
መንበሪ ፍቓድኩም ቅኑዕ እዩ፤
- 10 ዓመት ናይ ስደተኛ ደረጃ እንተሃልዩካ "ነባሪ" ፍቓድ እዩ።
- 4 ዓመት ንኡስ ሓለዋ ወይ ሃገር ኣልቦ ኩነታት እንተሃልዩካ "ናይ ብዙሕ ዓመት" ፍቓድ እዩ።
ብድሕሪኡ’ከ ?
ሓድሽ መንበሪ ፍቓድካ መንነት ሰነድካ እዩ
ውልቃዊ ሓበሬታኻ ንምዕራፍ፡ ናብዚ ዝስዕብ ምልኣኽ ኣገዳሲ እዩ፤
- CAF ናይ ካፍ መታን ሓገዝ ናይ RSA ኤ ረ ሳ ክትረክቡ፣ APL ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ምምሕዳር መታን መንበሪ ገዛ ክትረክቡ፣ ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ዞባ ክፍሊ ጥዕና
- ናይ ምምሕዳርኩም mairie ናይ ኣክባቢኹም ወይ ከተማኹም fait une demande de logement social
- ናይ መድሕን ድርጅት ካርድ carte vitale
- France Travail (ናይ ቅድም ፖለምፕልዋ )ዝተመገብኩም ምዃን
- ኩነታት ስራሕኩም እንተደኣ ሃልይውኩም
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ANEF (ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ) ክትእውጁ ኣለኩም፤
- እንተተሰጋጊርካ ኣድራሻኻ እንተቐይርካ
- መንበሪ ፍቓድካ እንተ ስኢንካ
- መንበሪ ፍቓድካ እንተተቖሪጹ፡ እንተተበላሽዩ፡ ወይ ንምንባብ
- ኣጸጋሚ እንተኾይኑ፤ መንበሪ ፍቓድካ ተሰሪቑ እንተኾይኑ።
እዚ Refugees.info ከመይ ጌርኩም ከምዚ ዝስዕብ ይገልጽ: "ለውጢ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ምሕባር"።: "Déclarer un changement de situation sur Étrangers en France (ANEF)".
ሓድሽ ኣድራሻኻ ንምርግጋጽ፡ ሓድሽ ኣድራሻኻ ዘለዎ ምስክር ወረቐት ኣብ ናይ ANEF ውልቃዊ ሕሳብካ ክቐርብ እዩ።
ቴክኒካዊ ጸገም (ዝተዓጽወ ገጽ፡ መልእኽቲ ጌጋ ወዘተ) ምስ ዝህልወካ ፡ ምስ ማእከል ርክብ ዜጋታት (CCC) ክትራኸብ ዝየዳ ሓበሬታ ክትረኽቡን ትኽእሉ ኢኹም ትኽእል ኢኻ፤
- ብስልኪ ቁጽሪ 0 806 001 620 (ነጻ ቁጽሪ)
- ወይ ድማ ምስቲ ናይle formulaire de contact ርክብ ቅጥዒ ("ርክብ" ዝብል መጠወቒ ኣብ ታሕቲ ጸጋማይ ሸነኽ ናይቲ ስክሪን)። ጸገምካ ብንጹር ክትገልጾን ስክሪን ሾት (ሳይት፡ ዕለትን ሰዓትን ዝርአ) ምስ ናይ ጌጋ መልእኽቲ ክትሰድድ ኣለካ፡ እንተሃልዩካ።
ነቲ መስርሕ ብኢንተርነት ክትውድኦ እንተዘይክኢልካ፡ ኣብ ክፍልኻ ኣብ ዝርከብ ዲጂታላዊ መእተዊ ነጥቢ፡ ኣብ ፕረፈክቸር ወይ ንኡስ ፕረፈክቸር እውን ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ኣብኡ ድማ ኢንተርነት ዘለዋ ኮምፒተር ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ፡ ሰብ ሞያ ድማ ብዛዕባ መርበብ ሓበሬታ ANEF (Étrangers en France). መብርሂ ክህቡ ይኽእሉun point d’accueil numérique
እንተድደኣ ካብ CCC መፍትሒ ክህበኩም እንተዘይክኢሉ፡ በቲ ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ወጻእተኛታት ዝተሓዝአ ዲጂታላዊ መቐበሊ ቦታ ክትስነዩ ናብ ፕረፈክቸርኩም ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም። ነቲ ዝቐረበካ ዲጂታላዊ መቐበሊ ቦታ ንምርኻብ፡ ኣብ ኢንተርነት ክትደሊ ትኽእል ኢኻ፡ “ናይ ወጻኢ ፕረፈክቸር ዲጂታላዊ መቐበሊ ነጥቢ” ብምጽሓፍን ክፍልኻ ብምውሳኽን።
እንተደኣ ካብቲ ፕረፈክቸር መልሲ ወይ ንኣመልካቲ መንበሪ ፍቓድካ ኣሉታዊ መልሲ እንተዘይብልካ ፡ ዋላ እኳ ኩሉ ሰነዳት ኣብ ውሽጢ እቲ ዝተመደበሉ ግዜ እንተሰደድካ ፡ ነዚ ክትወዳደር ትኽእል ኢኻ። ውሳነ (ኣይሰማምዑን በል)።
ነቲ ውሳነ ንምቅዋም፤
- ናብቲ እትነብረሉ ቦታ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ክትራኸብ ኣለካ ። ኣብ ክፍልኹም ንዝርከብ ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ዝርዝር ርክብ ንምርካብnnt, cliquez ici. ኣብዚ ጠውቑ።
- ምጥላብ ካብጠበቓ un avocat. Siሓገዝ ድለዩ ። ብዙሕ ገንዘብ እንተዘይብልካ ንኹሉ ወይ ንገለ ክፋል ሕጋዊ ወጻኢታትካ ንምሽፋን ሕጋዊ ሓገዝ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
ንምንባብ ካብ ረፉጂ ኣንፎ ፡ .la fiche Réfugiés.info sur l'aide juridictionnelle. - ካብ ሓደ ንወጻእተኛታት ዝሕግዝ ማሕበር ሓገዝ ክትረክብ ትኽእሉ ኢኹም ።
- ምስ le Défenseur des droits ተሓላቒ መሰላት ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ፣ እዚ ምምሕዳር እዚ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ሰባት መሰላቶም ንኽረኽቡ ዝሕግዝ እዩ።
- ናይ ሓሶት ሰነዳት ምጥቃም- ከበድቲ ገበናት ወይ ገበናት (ምስግጋር ዕጸ-ፋርስ፡ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ -ፋርስ፡ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት፡ ሸፋቱ፡ ደረጃ ዘይብሉ ኩነታት ስራሕ ወይ መነባብሮ ወዘተ) - ኣብ ልዕሊ ዝተመርጹ ሰበስልጣን፡ ኣገልገልቲ መንግስቲ፡ ወይ ኣባላት ጸጥታ ዝፍጸም ዓመጽ።
23 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
alinalተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
emyanamተርጓሚ/ሚት
alaa1988ተርጓሚ/ሚት
khedrakiተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
toivoscrተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
oksanka_blazeተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
utilisateur_92556286ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesተርጓሚ/ሚት