ምስ Association Chemins de Transitions - ምርካብ ደገፍ ውህደትካ ብዓወት ንምፍጻም ምእንቲ ክትክእሉ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ውህደትካ ብዓወት ንምፍጻም ምእንቲ ክትክእሉ

ምስ ምስ Association Chemins de Transitions

ኣዳላዊ Association Chemins de Transitions ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць тому

ንኣብ ቱርስ à Tours ዝርከቡ ስደተኛታት ብዝበለጸ ክወሃሃዱን ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም ርእሶም ክምርኮሱን ዝሕግዝ ኩለመዳያዊ ደገፍ ንምርካብ ዘኽል መርስሕ።

ምስ ኩነታትኩም ዝተመጣጠነ ብብብሕትኹም ምእንቲ ክትረኽቡ ይሕግዝ ንኣብነት ዝስዕብ ጸገማት እንተ ኣጋጢሙካ፤

  • ኣብ ቁንቋ ፈረንሳ
  • መሰላት ክትረክብ ክትረኽቡ ምእንቲ።
  • ከምኡውን ዲጂታላዊ ምዃኑ ይፍለጥ
  • ንስራሕ ንምድላይ ዝሕግዝ ስልጠና፡ ምርካብ
  • ምፍላጥ ተራ ወላዲ...
ምፍላጡ ዘገድስ እዚ ንኹሉ መርሓባ ዝብል ኣቀባብላና ተቐባሊ ምስማዕን፡ ብዘይ ቅድመ ኹነት።
ዕድመ ብዘየገድስ ንኹሉ ክፉት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብሳላ እዚ መደብ እዚ ክትወስዶም ዘለካ ስጉምትታት ምርዳእ ትኽእሉ
  • ብግኑእ መሰላት ሓላፍነትኩምን ፍለጥ: ተበጻሕነት ክንክን ጥዕና: ማሕበራዊ ሓገዝ: ስራሕ ወዘተ ...
  • ሕቶ እንተሃልዩኩም ንመን ክትረኽቡ ከም ዘለኩም ምፍላጥ
  • ምምሃር ነቲ ስራሕ ባዕልኹም ክትፍትኑ ምኽኣል

  • ምኻኣል ንምምሕያሽ ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ
  • ምርካብ ሓገዝ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምድላይ ዝሕግዙ ምኽርታት፡ ሲቪ ምጽሓፍ፡ ንቃለ መሕትት ስራሕ ምድላው...
  • ምኽኣል ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ምርካብ፡ ኣብ ኢንተርነት ምዝዋር፡ ጠቐምቲ ናይ መንግስቲ መርበብ ሓበሬታታት...
  • ከምኡውን ድጋፍ፣ መምርሕን ምክትታልን ከከም ኣድላይነቱ ምርካብ
  • ምስታፍ ናይ ስፌት ወርክሾፕ...
  • ምፍላጥ እኹል ሓበሬታት ምኽሪ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ወላዲ፡ ውላድካ ኣብ ቤት ትምህርቲ ክዕወት ምሕጋዝ...

  • በይንኹም ኣይትኹኑ ኣይትግልለሉ
  • ተወሃሃዱ ተመኩሮኹም ኣካፍሉ ንሓድሕድኩም
  • ተሳተፉ ኣብ ሲቪካዊ ህይወት ምስታፍ
  • ከኣሉ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ክትወሃሃድ

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • ACT37ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • Louisተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • phiraተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • NikitaG78ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • espoirተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles