ምስታፍ ኣብ ጾታዊ ማዕርነት ኣብ ዝካየድ ዓውደ መጽናዕቲ
ምስ ምስ Projet Ambassadrices de l’Égalité – Les ateliers CLEF
ኣዳላዊ Ministère de l'Intérieur , La Ligue de l’enseignement, Gouvernementኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців томуሊግ ዲ l'enseignement ኣብ CLEF ዓውደ መጽናዕቲ ክትሳተፉ ይዕድመኩም: ምዅስኳስ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኣብ ፈረንሳ።
እዚኦም ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝምልከት ንቕሓት ዘዕብዩ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም።
ኣብ 5 ክፍልታት ይካየዱ፤
- ኮረዝ፡ Corrèze,
- ዶርዶን፣Dordogne,
- ኢዘር፡Isère,
- ኒየቭረ፡Nièvre,
- ሃውት-ሳቮይ።Nièvre,
እዞም ዓውደ መጽናዕትታት ንሓደስቲ ዝመጹ ወጻእተኛታት ዝዓለሙ እዮም፣ ንስደተኛታት ሓዊሱ: ቅድሚ 5 ዓመት ዘይመልእ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪምካ ክትከውን ኣለካ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
annabatoevnaተርጓሚ/ሚት