ምርካብ carte Vitale ካርት ቪታል
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansካርት ቪታል ናብ ሓኪም ክንቀርብ ከለና ገንዘብ ከይከፍልና ወይ ገንዘብ ምስ ነሕልፍ ኣብ ናትና ሕሳብ ገንዘበና ብኢንሹርናስ ማላዲ ብቀጥታ ክምለሰና ይኽእል ::
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ\ና ብነጻ ይወሃቡ ::ምስ ናትኩም ቁጽሪ ናይ ሰክርቲ ሶሲያል ይተሓሓዝ 13 ሓባ ብዝሒ ቁጽሪ ተመዝጊቡ ኣሎ ን ደቂ ተባዕትዮ ብ ቁጽሪ 1 ይጅመር ንደቂ ኣንስቲዮ ብ ቁጽሪ 2 ይጅምር ::
ምፍላጡ ኣገዳሲ !
ግዝያዊ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት እንተሃልዩካ፡ ገና ንቪታለ ካርድ ከተመልክት ኣይትኽእልን ኢኻ። ንኽትረኽቦ ናይ መወዳእታ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነትካ ክሳብ እትረክብ ክትጽበ ኣለካ።
ካርት ቪታል ናይ ውልቃዊ\ት ኢያ : በዞም ዝስዕቡ ዝርዝር እንተ ኣማሊእና ክንረኽባ ንኽእል ፤
•ዕድመኻ 16 ዓመት ዲዩ ወይ ካብ 16 ዓመት ምስ ትገብር ናይ ውልቃዊ ካርት ቪታል ክንረክብ ንኽእል ::
•ካብ 16 ዓመት ንታሕቲ ቆልዓ ምስ ዝህልወካ ምስ ናትኩም ሰክርቲ ሶሲያል ኣብ ቁጽሪ ክምዝገብ ይኽእል ፣ ከም ኡውን ናቱ ወለዲ እንተ ምስ ዝህልው ኣብ ቁጽሪ ምስ ተመዝገቡተጠቐምቲ ክኾኑ ይኽእሉ ( ካልእ መሰል ኢልና ክንጽውዖ ንኽእል )
•ኣብ መንጎ 12ን 16 ክሊ ዕድመ ዘለው ደቂ ኣለውኹምን ካብ 12 ዓመት ንደቅኹም ናይ ውልቃዊ\ት ካርት ቪታል ክትሓቱ ትኽእሉ፤ ክልተ ነገር ኣማራጺ ኣለኩም\ክን ፣ ብናትኩም ካርት ቪታል ንክጥቀም ወይ ብ ናቱ ካርት ናይ ውልቃዊ\ት ንክጥቀም::