ምርካብ ኣብ መንጎ ከም ወለዲ
ምስ ምስ Groupe parents enfants KARIBU
ኣዳላዊ Gaïa, ressources transculturelles ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуእዚ መደብ እዚ ዝምልከቶ ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ጉጅለ ን፤
- ፈለማ ምስ ካልኦት ወለዲ ወይ መጻኢ ወለዲ ምርኻብ፡ ሕቶታት ምሕታት፡ ተመኩሮታት ምክፋል
- ብቋንቋኻ ምኽርን ደገፍን ይሃልኻ
- ምስ ኣተዓባብያ ወለዲ ብዝተኣሳሰር ኣብ መንጎ ባህልታት ዘሎ ፍልልያት ብዝበለጸ ምርዳእ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ እታ ጉጅለ ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ዓርቢ ካብ ሰዓት14. ክሳብ ሰዓት 16 ድ.ቀ.
ናብ ቋንቋ ኣዴኻ ንምትርጓም ተርጓሚ ክህሉ ምሕታት ይከኣል እዩ።
ናብ ቋንቋ ኣዴኻ ንምትርጓም ተርጓሚ ክህሉ ምሕታት ይከኣል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
16 Rue Séverine, 87000 Limoges, France
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
gaia87ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
killian douchetተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት