Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ

ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ሰርቲፊኬት እዚ ን ካብ ፈረንሳውያን ዘይኮኑ ሰባት ኣብ ፈረንሳ ናይ ምምርዓውተኽእሎ ዘለዎም ( ን ዘይተመርዓዉ ፣ ከምኡ’ውን ን ሓደ በጽሒ ወይ ጎርዞ፣ ካብ መበቆል ዓዶም ዝረሓቑ እሞ ኣብዚ ዓዲ ክምርዓዉ ዝኽእሉ) ዝምልከት እዩ።


ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ ሰርትፊኰት እዚ ሕጂ ኣገዳስነት የብሉን ' ኣብ ፈረንሳ ንምምርዓው ወይ ፓክሰ ንምግባር ማለት መጻምድእኩም እዚ ሰርቲፊኬት እዚ ኣኣይድል እዩ። ን ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ፣ ስደተኛታትን ኮነ ተጠቕምቲ ናይ ዑቕባ መሰል ዘለዎም ሰባት ድማ ተጠቓልል እዚ ሓበሬታ።

> ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ረፉጂ ኣንፎ : la fiche Réfugiés.info "Se marier en France"

>ተውሳኺ ሓበሬታ ተወከሱ : la fiche Réfugiés.info "Se Pacser en France"


Le certificat de coutume ኣገዳሲ ዝኸውን ፣ ጌና ብ ኦፍራ l'Ofpra ዘይረኸቡ ምስ ዝኾኑ እሞ ኣብ ፈረንሳ ክምርዓዉ ምስ ዝደልዩ ዝተቕም ሰነድ እዩ። ስደተኛታ ዘይኮኑ ሰባት ድማ ካብ ኤምባሲታቶም ከምጹ ኣለዎም።

ከመይ ንገብሮ?

ካብ 15 ለካቲት 2023 ንንየው፣ እዚ ወረቐን ናይ coutume ወይ ከም ዘይተመርዓኹም ዝሕብር ሰነድ ካብ l'Ofpra ምሕታት ኣየድልየኩምን መርዓ mariage ወይ PACS. ንምፍጻም

ንኹሎም ስደተኛታት ዘይኮኑ ወጻእተኛታት፡ ተጠቀምቲ ትሕተ-ሃገራዊ ሓለዋ ወይ ሃገር ዘይብሎም ሰባት፡ ነዚ ሰነድ ንምርካብ ኤምባሲኹም ወይ ቆንስልኩም ክትረኽብዎ ኣለኩም።

ብድሕሪኡ’ከ ?

እዚ ዓይነት ሰርቲፊኬት ከም ዘየድሊ ሓብርዎም


እንተደኣ ናይ ኣከባቢኹም ላሜሪ ፣ ን ናይ መበቆል ዓድኹም ኤምባሲ ተወከሱ ኢሎምኹም፣ ከምኡ ምግባር ክልኩም ምዃኑን ፣ ብሓፈሳ ድማ ኣቲ ሰርቲፊኬት ከም ዘየድሊን ብምሕባር ሓብርዎም።

ከምኡ ኣብ እትገብርሉ እዋን ን ላሜሪኹም እዚ ሓበሬታ እዚ ካብ ወብሳይት ኣውን ኣርእይዎም

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • hichamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • modernisation_protectionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles