Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብ ትሑት ዋጋ

ምስ ምስ Emmaüs Connect

ኣዳላዊ Emmaüs Connect ኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 місяців тому

ላፕቶፕ ፣ ታብላስማርትፎን ወይ ሞባይል ስልኪ ብናይ ምትሕግጋዝ ዋጋ ናይ ምግዛእ ዕድል ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ካብ €70 ክሳብ €180 ዝዋገአን ዝበጽሕ ላፕቶፕ
  • ካብ €40 ክሳብ €100 ዝዋህአን ዝበጽሕ ጽላት
  • ስማርትፎናት ካብ €40 ክሳብ €100 ዝዋግአንን

  • ምእንቲ ነዞም ዝተጠቕሱ መሳርሒታት ንምርካብን ብዝበለጸ ንምጥቃምን ዝተመጣጠነ ደገፍምርካብ
  • ከምኡውን ምዝገባ ኮርሳትን ስልጠናን ይከኣል እዩ: መርበብ ሓበሬታ ቋንቋ ፈረንሳ ምድህሳስ: ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምዝዛም ወዘተ።

  • እዚ ን2 ዓመት ውሕስነት ዘለዎ መሳርሒ
  • ጽገናን ክትትል ዘጠቓልለ እውን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ንማሕበራዊ ሰራሕተኛኹም ማለት ኣሲስታንት ሶሻል፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልካ፡ ወኪል ሚሽን ሎካልካ፡ la fiche d'orientation ኣብ ማእከል መንበሪኻ ዝርከብ ሰብ ወዘተ ካብዚ ናይ ምትሕግጋዝ ደረጃታት ተጠቀምቲ ክኾኑ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
  2. እቲ ዘሰንየኩም በዓል ሞያ ነቲ ናይ ኦሬንቴሽን ወረቐት  fiche d'orientationብምልኣኽ ወይ ድማ ኣብ ስሩዕ ወረቐት (ኣብ ፍሉይ ጻዕዳ ገጽ) ምስቲ ናይቲ ትካል ማሕተም ደብዳበ ጽሒፉ ክህበኩም ኣለዎ።
  3. ናብቲ ኣብ ጥቓኹምዘሎ ናይ Emmaüs Connect ቦታ ምስቲ ናይ ኣንፈት ወረቐት ወይ ዝተመልአ ደብዳቤ ኪዱ።

Lieu d'accueil

7 All. du Jardin Hoche, 38000 Grenoble, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

1 Rue de l'Égalité, 69008 Lyon, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

115 Bd Macdonald, 75019 Paris, France

01 80 05 98 80

jbarret@emmaus-connect.org

8 Rue de la Banque, 75002 Paris, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

6 Rue du Tage, 75013 Paris, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

10 Rue de Lannoy, 59100 Roubaix, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

83 Rue de l'Abbé Aerts, 59000 Lille, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

33 Rue Kageneck, 67000 Strasbourg, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

10 Boulevard National, 13001 Marseille, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

47 Rue Jean Jaurès, 93200 Saint-Denis, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

1 Pl. de l'Abbaye, 94000 Créteil, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

205 Cours de la Marne 33800 Bordeaux, France

01 80 05 98 80

standard@emmaus-connect.org

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • ec-auraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • sevaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • ptrm27ተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles