ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisምሸት፡ ለይቲ፡ ሰንበት ወይ ኣብ ህዝባዊ በዓላት ህጹጽ መድሃኒት እንተድኣ ኣድልዩካ፡ ኣብ ቀረባኻ ኣብ ጻውዒት ዝርከብ ፋርማሲ ክትረክብ ኣለካ።
ኣብ ጻውዒት ዝርከብ ፋርማሲ ካብ ስሩዕ ሰዓታት ወጻኢ ክፉት እዩ። ሓደ ኣብ ዘይንቡር ሰዓታት ክፉት ኮይኑ ኣገልግልት ዝህብ ፋርማሲ ንምርካብ
ከመይ ንገብሮ?
ኣብ ቀረባኻ ዝርከብ ወሃቢ ክንክን ህጻናት ንምርካብ፡ ሓያሎ ኣማራጺታት ኣለዉ፤
ብ 3237 ደውሉ።
እቲ ቁጽሪ 24/24፡ ኣብ መላእ ፈረንሳ ይርከብ። ኣብ ደቒቕ 0.35 ሳንቲም ክፍሊት ኣሎዎ።
ወይ
ብ ኢንተርኔት www.3237.fr
- ናይ ኣከባቢኹም ኮድ ፖስታል ጸሓፉ.
- ኣብቲ"Je ne suis pas un robot" .ዝብል ጠውቑ
- እቲ ኣብቲ ፋርማሲ "Rechercher"እትበጽሕሉ ሰዓት ምረጹ
- ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ተረኛ ፋርማሲ ሊስታ ክመጸኩም እዩ።
- ኣብዚ "Valider" ዝብል ምጥዋቕ ይግባእ ሓደ ናይ ወብሳይት ናይ ኢልደፍራንች Ile-de-France
En Ile-de-France, ወብሳይት https://monpharmacien-idf.fr/ ኣብዚ ናይ ኢንተርኔት ሳይት፣ ሓበሬታብ ብዛዕባ ኣብ ሰሙን ክፉታት ዝኾናን ኣብ እዋን ሰንበት ፣ ባዕልን ክፉታት ዝኾና ፋርማሲታት ናይ , 8 ደፓርትመንት ኣለዎ
- ኦኣሲስ Paris (75)
- ሴን ኤም ማርንSeine-et-Marne (77)
- ይቭሊንYvelines (78)
- ኤሶነ Essonne (91)
- ኡት ሴንHauts-de-Seine (92)
- ሰን ሳንደኒስ Seine-Saint-Denis (93)
- ኣል ደ ማርንVal-de-Marne (94)
- ቫል ደ ኦሴVal d’Oise (95).
ኣብቲ ናይ ኢንተርኔት ሳይት
- ኣድራሻ ምረጹ
- ዕለት ምረጹ
- ነዚ ንምግባር ኣብቲ jour ou nuit(መልት እቲ እትኸድሉ ምረጹ ).
- ኣብቲ “rechercher une pharmacie” ዝብል ጠውቑ ምእንቲ ተረኛታት ፋርማሲ ክትፈልጡ
ናብ ፋርማሲኻ ደውል ወይ ናብኡ ኪድ
ካልእ መፍትሒ: ገለ ፋርማሲታት ኣብ ማዕጾአን ኣብ ቀረባ ዝርከብ ፋርማሲ ኣብ ጻውዒት ይለጥፋ ወይ ድማ ኣብ መላሲ ማሽነን ኣብ ቀረባ ፋርማሲ ይሕብራ።
ናብ ስሩዕ ፋርማሲኻ ክትከይድ ወይ ክትድውል ክትፍትን ትኽእል ኢኻ።
ቅድሚ ናብ ኣብ ጻውዒት ዝርከብ ፋርማሲ ምኻድካ፡ ነዞም ሰነዳት ምሳኻ ሒዝካ ክትከይድ ኣይትረስዑ፣
ናብ 17ደውሉ፣ ደሓር ኣብ ኣከባኢኹም ዝርከብ ፋርማሲ ሊስታ ሕተቱ
Avant d’aller dans une pharmacie de garde, pensez à prendre ces documents avec vous :
- መንነት ሰነድ፡ መንበሪ ፍቓድ፡ ቅብሊት፡ ናይ ጉዕዞ ሰነድ፡ ፍቓድ ወዘተ…
- l’ordonnance ዝበሃል ቲ ትእዛዝ ሓኪም (እንተሃልዩኩም)
- መሐከሚ ካርድ ቪታል attestation de droits à l'Assurance Maladie
- ካርድ ሚችዋል፣ ወይ ኣሹራንቸ ናይ ሕክምና (እንተሃልዩካ) ወይ ድማ መመላእታ ናይ ጥዕና ምትሕግጋዝ ምስክር ወረቐትካ
ናይ ሕክምና attestation de droits ዝበሃል Ameli (rubrique "Mes démarches").እንተለኩም ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ረፉጂ ኣንፎ ኣለኩም Réfugiés.info : "Avoir une carte Vitale" et "Avoir la complémentaire santé solidaire
ብድሕሪኡ’ከ ?
ትእዛዝ ሓኪምካን ሰነዳትካን ሒዝካ ናብቲ ኣብ ጻውዒት ዝርከብ ፋርማሲ ኪዱ።
- ታሴራኹም
- ናይ ሓኪም ወረቐት እንተለኩም
- ናትኩም carte vitale እንተደኣለኩም ኮይኑ
- ናይ ሚችዋል ወይ ኣሹራንስ እንተሃልይኩም።
እንተደኣ ነርስ ስልጠና ክምወልን የኽእለኩም።ማዕጾ ፋርማሲ እንተተዓጽዩ፡ ደወል ክትድውልን ህጹጽ ኩነታትካ ክትገልጽን ድሕር ኣይትበል።
ኣቐዲምካ ንፖሊስ ወይ ጃንደር እንተረኺብካ፡ ድሮ እቲ ፋርማሲ ተሓቢሩ ኣሎ። ኣብ ሓደ ኣብ ጻውዒት ዝርከብ ፋርማሲ፡ እቲ ኣገልግሎትን መድሃኒታትን ዝያዳ ዋጋ ኣለዎ (እዚ "ናይ ጻውዒት ክፍሊት" ወይ "ናይ ለይቲ ዋጋ" ይበሃል)።
ትእዛዝ ሓኪምን ካርተ ቪታለ (ካርድ መድሕን ጥዕና) ወይ መመላእታ መድሕን ጥዕና እንተሃልዩካ ግን፡ እቲ ወጻኢታት ብመድሕን ጥዕና ይሽፈን (ዋላ ሓንቲ ኣይትኸፍልን)።
i ምፍላጡ ኣኣገዳሲ : ንነፍሲ ወከፍ ትእዛዝ መድሃኒት ናይ ለይቲ ዋጋ፤
- €10 ካብ ሰዓት 20ናይ ምሸት ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ካብ ሰዓት 6 ክሳብ 8 ናይ ንግሆ እንተኮይኑ
- ካብ ፍርቂ ለይቲ ክሳብ ሰዓት 6ናይ ንግሆ €20።
- ኣብ ሰንበትን ህዝባዊ በዓላትን €6፡ ካብ ሰዓት 8 ክሳብ 20hp.m. ኣስተውዕል፣ ትእዛዝ ሓኪም እንተዘይብልኩም ኩሉ ወጻኢታት ክትከፍሉ ኣለኩምን ኣይክምለሰልኩምን እዩ፣ ናይ ሓባር ናይ ጥዕና መድሕን ካርድ እንተዘይብልኩም፣ ክትከፍሉ ኣለኩም ድሕሪኡ ምምላስ ክትሓቱ ኣለኩም።
ክፍለጥ ዘለዎ መጀመርታ ነቲ መድሃኒትን ኣብ ጻውዒት ዝኽፈል ክፍሊትን ክትከፍልን ነቲ ፋርማሲ ናይ ሕክምና ወረቐት ክህበካ ክትሓትትን ኣለካ።
ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት እንተሃልዩካ፡ ድሕሪኡ ንገለ ክፋል ናይቲ ወጻኢታት ክምለሰልካ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
ነቲ ናይ ሕክምና ወረቐት ብፖስታ ናብ መባእታዊ መድሕን ጥዕናኻ (CPAM) ክትሰድዶ ኣለካ ። ቅድሚ እቲ ኦርጅናል ሰነድ ምልኣኽካ ፎቶኮፒ ምግባር ይምከር።