ምምርዓው ኣብ ፈረንሳ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 9 днів томуኣብ ፈረንሳ መርዓ ክኽበር ከሎ ፡ ብ ናይ ሕጊ ፈረንሳክኸውን ይግባእ . እቲ ሕግታት ከምቲ ንፈረንሳውያን ዝምልከት እዩ: ናይ ጽምብል ቦታ ክትመርጹ ኣለኩም፣ እዚ ድማ ምስ ኣዳራሽ ከተማ ፋይል ክትመልኡ ኣለኩም፣ እዚ ንምግባር ወግዓዊ እገዳታት ዝሕብር ወረቐት ክትዝርግሑ ኣለኩም..
ኣብ ፈረንሳ ንምምርዓው ዘድልዩ ቅድመ ኩነት፤
- ፈለማ ሕጋዊ ዕድመ ዘለዎ ምዃን (ልዕሊ 18 ዓመት)
- ድሮ ብሕጊ ፈረንሳ ወይ ሕጊ ናይ ካልእ ዓዲ ወጻኢ ዘይተመርዓዉ ከምእውን (መርዓ ንPACS ዝበሃል ምጽማድ ዘየለኹም ምዃን፣ ምኽንያቱ መርዓን ኦኣክን ብሓደ ክትገብርዎ ስለ ዘይትኽሉ)
- ከምኡ ውን ዘመድ ናይ ቀረባ ቤተሰብን ዘይምምርዓው (መርዓ ኣብ መንጎ: ላዕልን ዘርእን፡ ኣሕዋት፡ ኣሓት፡ ፍርቂ ኣሕዋት፡ ፍርቂ ኣሓት፡ ኣኮታት/ኣኮታትን ደቂ ሓፍቱን/ደቂ ሓፍቱን ናይ ሓደ መስመር ኣያታትን... ወረተ ኣይፍቑድን እዩ ነዚ ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ en cliquant ici)ዝት ጠውቑ
- ነፍሲ ወከፍ መጻምድቲ ነቲ መርዓ ብናጻን ብሓበሬታ ዝፍለጥን ኣገባብ ክሰማማዕ ኣለዎ።(consentement libre et éclairé).ይበሃል
ምፍላጡ ዘገድስ ሓደ ሰብኣይ = መርዓዊ
ሓንቲ ሰበይቲ =መርዓት
ሓደ መርዓ = ኣብ ሜሪ ወይ ምምሕዳር ኣቲ ከተመ ዝተመስከረ
ሓንቲ ሰበይቲ =መርዓት
ሓደ መርዓ = ኣብ ሜሪ ወይ ምምሕዳር ኣቲ ከተመ ዝተመስከረ
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ኣብ ፈረንሳ ሓደ ናይ ወግዒ መርዓ
- ሲቪላዊ መርዓ ጥራይ እዩ ሕጋዊ ተቐባልነት ዘለዎ (ሃይማኖታዊ ቅቡል መርዓ ኣይኮነን)። ወግዓዊ ሕጋዊ ዋጋ ኣለዎ (ብሕጊ ኣፍልጦ ዝወሃቦ እዩ፣ ዘይከም ሃይማኖታዊ ሓዳር ዝካየድ እዩ)
- ብሰነዳት ዝጽሓፈሉ ዕለት ምህላው ናይ ግድ እዩ።
- ናይ ምምሕዳር ሰነድ ናይ መርዓ ቅድሚ ሃይማኖታዊ መርዓ ክኽበር ኣለዎ። ኣብ ፈረንሳ ኣብ መንጎ፤
- 1 ሰብኣይን 1 ሰበይቲን።
- 2 ደቂ ተባዕትዮ
- ወይ 2 ደቂ ኣንስትዮ። ክፍጸም ይከኣል
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት