ምህላው livret de famille ኣብ ፈረንሳ
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisመጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት ወግዓዊ ሰነድ ኮይኑ ወይ ብኣዳራሻት ከተማ፡ l’Ofpra,፡ ወይ ብማእከላይ ኣገልግሎት ሲቪላዊ ኩነታት ዝወጽእ እዩ ።
እቲ ናይ ስድራቤት መዝገብ Le livret de famille መጽሓፍ ንኣባላት ስድራቤትካ ዝምልከት ካብ ናይ ልደት፣ መርዓ ወይ ሞት ምስክር ወረቐት ዝተቐድሐ እዩ። ኣብ ዝተወሰኑ ጉዳያት ይመሓየሽ ወይ ይእረም።
ኣብ ፈረንሳ ንነፍሲ ወከፍ ሕብረት ናይ ስድራቤት መዝገብ መጽሓፍ ኣሎ።
ምፍላጡ ዘገድስ
መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት ግዴታ ኣይኮነን ፣ ናብ ፈረንሳ ምስ ከድካ ግን ክሕተት ይኽእል እዩ። ብጥንቃቐ ምሕላው ኣገዳሲ እዩ።
መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት ግዴታ ኣይኮነን ፣ ናብ ፈረንሳ ምስ ከድካ ግን ክሕተት ይኽእል እዩ። ብጥንቃቐ ምሕላው ኣገዳሲ እዩ።
ንኣብነት መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት ግዴታ ኣይኮነን፤
- ኣብ ትሕዝቶ ምጥርናፍ ስድራቤት
- ደቅኹም ኣብ ቤት ትምህርቲ ብምምዝጋብኩም
- ስራሕ ንምርካብ
እዚ ጽሑፍ እዚ ብዛዕባ እቶም መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት እትቕበሉሉ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ይሕብረካ።
ኣገዳሲ
እቲ ናይ ስድራቤት መዝገብ መጽሓፍ ይለኣኸልኩም ወይ ብኣውቶማቲክ ብብቑዕ ምምሕዳር ይወሃበኩም ። ስለዚ ምሕታት ኣየድልየካን እዩ።
እቲ ናይ ስድራቤት መዝገብ መጽሓፍ ይለኣኸልኩም ወይ ብኣውቶማቲክ ብብቑዕ ምምሕዳር ይወሃበኩም ። ስለዚ ምሕታት ኣየድልየካን እዩ።
ኣብ ገሊኡ ኣጋጣሚታት፡ መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤት ኣይክህልወካን እዩ። ድሕሪኡ፡ ከከም ጉዳይ፡ ናይ ሓዳር ምስክር ወረቐት ወይ ናይ ደቅኻ ናይ ልደት ምስክር ወረቐት ከተቕርብ ክትግደድ ኢኻ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
noorተርጓሚ/ሚት
ksufrelandተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት