ኣብ ወጻኢ ሃገር ምምርዓው
እንታይ ኢዩ?
እንተድደኣ ሰብ ኣብ ፈረንሳ (ስደተኛ ;ሰብኣዊነት፣ ዑቕባ ኮነ ከልእ ዝተፈላለየ መሰላት ናይ ዑቕባ ከሳቢ ምስ ዝኸውን) መርዓ ኣብ ካልእ ሃገር ክፍጽም ምስ ዝድሊ፣ናይ እታ ሃገር ሕጊ ኣኽቢሩ ክምርዖ ይግባእ።
ምጽፋፍ ወረቓቕቲ ቅድሚ ነዊሕ ኣዋርሕ ክጅመር ይምከር፣ እኹል ግዜ ንምድላብ
እቲ መርዓ ድማ ብሕጊ "ክጸድቕ "ይግባእ ብ ሕጊ ፈረንሳ" እዚ ማለት፣ ልክዕ ከም ሕጊ ናይ ፈተንሳ ዘማልእ መርዓ ተመርኲሱ፣ ሕጂ እታ ካልእ ኣካቲቱን ክኸይድ ይግባእ።
i
ክፍለጥ ዘለዎ:
ንዝያዳ ሓበሬታ ናዚ ብምጥዋቕ ተወከሱ፣ "Se marier en France" ን ኩነታት ኣለረዓቕዋ ኣብ ፈረንሳ፣ ቅድሚመርዓ ክጻፈፉ ዘለዎም ብዙሓት ናይ ምምሕዳር መስርሓት
ብ ፈረንሳ ዘድልዩ ክፍጸሙ ዘለዎም ዝሕብር እዩ።
i
ምፍላጡ ዘገድስ
መርዓ ናት ተመሳሳሊ ጾታ ፣ ኣብ ፈረንሳ ሕጋዊ እዩ፣ ኣብ ገለ ሃገራት ፍቑድ ዘይኮነለን ኣለዋ፣ ንሰን ድማ ኣብዚ ብምጥቅዋቕ ምዕዛብ ይከኣል que dans certains pays.
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ምስ ናይ ወጻኢ ሕጋዊ በዓል መዚ ተወከሱ
ፈለማ መወከስ ኣድራሻ ክትረኽቡ ይግባእ ናይ እታ ሃገር l’autorité locale du pays choisi (ቆንስል ወይ ኣምባሳደር ናይ ፈረንሳ) ሽዑብዛዕባ እታ እትምርዓዉላ ሃገር ሕጊ ከምይ ምዃኑ፣ notaire. ወይ ናይ ሕጊ ክኢላ ቀሪብኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።
i
ምፍላጡ ዘገድስ :
እዚ ንኽትገብሩ ድማ፣ ቅድሚ ነዊሕ እዋን ናይቲ ክኸውን ይግባእ ( ናይ ጉዕዞ ሰነድ ፣ ናይ ስደተኛ
(TVR) ናይታ እትኸዱላ ሃገር ቪዛ ወዘተ ከተጻፍፉ ይግባእ).
> ንዝያዳ ሓበሬታ : ኣብ ናይ Réfugiés.info ተወከሱ "Obtenir un titre de voyage".
ምስ ኤምባሲ ወይ ቆንስል ፈረንሳ ቆጸራ ውሰዱ
ኣብ ቅድሚ ሲቪላዊ መዝገብ ናይ ወጻኢ ሃገር ክትምርዖ፡ "ናይ ምምርዓው ዓቕሚ ምስክር ወረቐት" ክትሓትት ኣለካ ። ነዚ ንምግባር ድማ ኣብታ ክትምርዖ እትደሊ ሃገር ዝርከብ ኤምባሲ ወይ ቆንስል ፈረንሳ ክትራኸብ ኣለካ።
ነዚ ምስክር ወረቐት ንምርካብ፡ ሓያሎ ሰነዳት ክትሕተቱ ኢኹም፡ ንሳቶም ድማ፤
- ዝተመልአ ሓበሬታ ወረቐት (ብኤምባሲ ወይ ቆንስል ዝቐረበ)፣
- ቅዳሕ ናይ ነፍሲ ወከፍ ናይ መጻኢ መጻምድቲ ምስክር ወረቐት ልደት፡ ዕለት ትሕቲ 3 ወርሒ (እቲ ሰነድ ምስ ትርጉሙን ሕጋውነቱን ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተዋህበ እንተኾይኑ 6 ወርሒ)፡
- መለለዪ መንነት (ምስ ስእሊ)፣
- መርትዖ ኣድራሻ፡ ወግዓውን ልሙድን መንበሪ ወይ መንበሪ ቦታ (ሓደ ሰብ ብጭቡጥ ዝነብረሉን ርጉእ ኣገባብን ግን ከኣ ናይ ግድን ገዝኡ ዘይኮነ ቦታ)።
ከምኡ እውን sur le site de l'OFPRA. ዝውሰድ ሰነዳት እዚ ዝስዕብ እዩ
! ምፍላጡ ዘገድስ:
> ንዝያዳ ሓበሬታ : ኣብ ናይ :ናይ ዕለተ ልደት ወረቓቕቲ "Demander un acte de naissance" e ዝተተርጎመ
ሰነዳት "Obtenir la traduction officielle d’un document".
ከምኡ ኣውን ከልኦት ሰነዳት ከከም ሃገሩ ምምላእ ኣይትረስዑ
ምጽባይ ገለ እዋን ፣ ድሕሪ ኣብ ህዝባዊ ቦታ ጉጋይ መርዓኹም ምጥቕዑ
እዚ ሓደ ወግዓዊ ናይ ንህዝቢ ዝጥቓዕ ናታትኩም
ሓበሬታ ዘጠቓልለል ማለት:
- ምሉእ ኣስማት፣ ሞያ ን ካልእን ፣ ናይ ጥኦም ክልተ ንኽምርዕዉ ዝሓስቡ ዘለዉ ሰባት
- እቲ መርዓ ዝፍጸመሉ ቦታ
እዚ ናይ ሓበሬታ ምጥቃዕ እዚ፣ ናይ ግድን እዩ(sauf dispense ተጠቂዑ ድማ) ኣብ እቲ ቤት
ጽሕፈት ናይ ቆንስል ወይ ኣምባሳደር ናይ ፈረንሳ ኣብ እተን ሃገራት፣ ወይ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ናይ ሃገርኩም ክጥቃዕ ትግባእ።
ድሕሪ እኹል እዋን ምጥቕዑ ድማ ሓደ፣ "certificat de capacité de mariage ናይ መርዓ ቅቡል ዝኾነ " ተባሂሉ ይጸድቕ፣ እንተደኣ ኩሉ ምስ ሕጊ ፈረንሳ ተሳሊጡ።
ጽንብል መርዓ
ከከም እቲ ኣገባብ ናይ እትምርዓውሉ ሃገር፣ በዞም ዝስዕቡ
መስርሓት ናይ ቅቡልነት ክሓልፍ ኣለዎ መርዓኹም።
ንሳቶም ድማ :
- ቤጽሕፈት officier de l'état civil ;
- ናይ ወጻኢ ጉዳያትconsul étranger ;
ብድሕሪ ምጽንባልኩም ድማ , un acte de mariage est délivré. ዝበሃል ሰነዳት ክህልወኩም ይህባእ
i ምፍላጡ ዘገድስ:
ሓያሎ ፎቶ ኮፒ ናይ መርዓ ሰነዳት ክትገብሩ ተመካራይ እዩ።
ምምርዓውኩም ኣመዝግቡ
ሓዳርኩም ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ ንኽረክብ፡ ኣብ መዝገብ ሲቪላዊ ኩነታት ኤምባሲ ወይ ቆንስል ናይቲ ሓዳርኩም ቦታ ፈረንሳ " its transcription" ክትሓቱ ኣለኩም።
ዝርዝር ናይቶም ክቐርቡ ዘለዎም ሰነዳት ከምኡ’ውን ናይ ትራንስክሪፕሽን ሕቶ ቅጥዒ ካብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ ኣብታ ዝምልከቶ ሃገር ብቑዕ ቆንስል ፈረንሳ ምውራድ ይከኣል።
ኣብ ኩሉ ኩነታት ቅዳሕ ናይ ሓዳር ምስክር ወረቐትኩምን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድኩምን ከተቕርቡ ኣለኩም።
እቲ ትራንስክሪፕሽን ናይ ፈረንሳ ናይ ስድራቤት መጽሓፍ ክትረክብ ወይ ድማ ነታ ድሮ ዘለካ መጽሓፍ ከተመሓይሾ የኽእለካ።
መጻምድቲ ናይ ሓደ ስደተኛ ድሕሪ ምጽሓፍ ናይቲ ሓዳር ኣብ ፈረንሳ ናይ መንበሪ ካርድ ከመልክት ይኽእል። ይኹን እምበር፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝግበር ሓዳር፡ ዝኾነ ናይ ነዊሕ ግዜ ቪዛ ብኣውቶማቲክ ኣይወሃብን እዩ።
ኣነ
ጽቡቕ ምፍላጥ : ኣብ ኣልጀርያ፡ ሊክተንስታይን፡ ሉክሰምበርግ፡ ሞሮኮ፡ ሞናኮ፡ ፖላንድ፡ ስዊዘርላንድን ቱኒዝያን ንዝኽበር ሓዳር ዝምልከት ናይ ትራንስክሪፕሽን ሕቶታት ብፖስታ ጥራይ ናብዚ ኣድራሻ ክለኣኽ ኣለዎ፤
Service central de l’état civil
11, rue de la Maison Blanche
44941 Nantes Cedex
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ኣብ ፈረንሳ ምርዕዋት ምዃንኩም ኣፍልጡ
ናብ ፈረንሳ ምስ ተመለስካ ፡ ሓዳርካ ምስ ኦፍራ ንኽምዝገብ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ።e en cliquant ici ኣብዚ ብምጥዋቕ ዝርከብ ቅጥዒ መሊእኩም ነዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ከተቕርቡ ኣለኩም፤
- ናይ ምምርዓው ዓቕሚ ምስክር ወረቐት ወይ ድማ ናይቶም እገዳታት ምሕታም ምስክር ወረቐት፣
- ፎቶ ኮፒ ናይቲ ናይ መገሻ ሰነድ ምስ መእተዊን መውፅእን ማሕተም ናይታ መርዓ ዝተኸበረላ ሃገርን ፎቶኮፒ ናይ ነፋሪት ወይ ባቡር ትኬትን፣
- ምጥ : ኦፍፕራ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ወይ ናይ ስድራቤት መጽሓፍቲ ኣይህብን እዩ። ነዞም ሰነዳት ንምርካብ፡ ንነብስኻ ምስ ሰበስልጣን እታ መርዓ ዝተኸበረላ ሃገር ብቐጥታ ክትራኸብ ክትግደድ ኢኻ። ኦርጅናል ናይቲ ናይ ወጻኢ መርዓ ምስክር ወረቐት ምስ ትርጉም ብመሓላ ተርጓሚ ዝተረጋገጸ፡ ከምኡ’ውን ሬክቶ-ቨርሶ ፎቶኮፒ ናይዚ ምስክር ወረቐትን ትርጉሙን።
>> ንምንባብ እውን: እቲ Refugees.info ዝብል ወረቐት"Obtenir la traduction officielle d'un document"
ምፍላጡ ዘገድስ!
ከምኡ እውን ፣ ምምርዓውኩም ን ኦፍራ ከተፍልጡ ይግባእ በዚ ኣድራሻ ብምጽሓፍ
OFPRA
201 rue Carnot
94136 Fontenay-sous-Bois Cedex
ጽቡቕ ክትፈልጥ :
ኦፍፕራ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ወይ ናይ ስድራቤት መጽሓፍቲ ኣይህብን እዩ። ነዞም ሰነዳት ንምርካብ፡ ንነብስኻ ምስ ሰበስልጣን እታ መርዓ ዝተኸበረላ ሃገር ብቐጥታ ክትራኸብ ክትግደድ ኢኻ።