ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ቤተሰብኩም ፣ ብ 'ዓለም ለኻዊ መርበብ' ደሃይ ንምግባር
እንታይ ኢዩ?
እቲ Rétablissement des Liens Familiaux (RLF ረ ል ፍ) ሓደ መርበብ ኣካል ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኮይኑ፣ ን ብባህርያዊን ሰብ ዝሰርሖን፣ ሓደጋታት ንምህዳም ክብሉ ብዘይ ድሌቶም ፋሕፋሕ ኢሎም ደሃይ ዘጥፍኡ ቤተሰብ ንምርኻብ ዝሰርሕ ክፋል እዩ።
i ንምፍላጡ ኣገዳሲ ነጥቢ!
ን ምርኻብ ዝተጣፍኡ ሰባት ዝዓለሙ 192 ዝቑጽሮም ወከልቲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል (CICR ወይ ሲ ኣይ ሲ ኤር ) ከምኡ'ውን ኣብ 92 ሃገራትን ማሕበራትን ናይ ቀይሕ መስቀል ጨንፈራት ተዘርጊሖም ይርከቡ።
እንተደኣ ኣብ ኩሉ ክፋላት ዓለምን (ወይ ኣብ ፈረንሳ ) እናሃለዉ ደሃይ ዘጥፍኡ ኣባላት ቤተሰብኩም ኣብ ምድላይ እንተለኹም RLF ኤር ኤል ኤፍ ፣ ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።
- ንመቕርብኩም ንምርካብ
- ምስ መቕርብኩም ፣ ንምዝርራብን ንምርኽኻብ ወይ ምዕላልን
- ምስ ኣባላት ቤተሰብኩም ምርኻብ
- ን ወግዓውያን ቤትጽሕፈታት፣ ናይ ምርኻብ ጠለብኩም ንኸማልኡልኩም ምሕታት
i ምፍላጡ ኣገዳሲ !
እንተደኣ ፣ ካብ ፈረንሳ ወጻኢ እናተቐመጥኩም፣ ን ኣብ ፈረንሳ ኮይኑ ደሃይ ዘጥፍአ ሰብ ደሃይ ደሊኹም፣ ኣብዚ ሊንክ እዚ ጠውቑ፣ contactez directement la Croix-Rouge, le Croissant-Rouge ou la délégation du Comité international de la Croix-Rouge de votre lieu de résidence.
ነፍሲወከፍ ጠለብኩም ክልተ ኩነታት ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ:
*ወግዓውነት : ፈለማ እቲ ምኽንያት መፈላላዩ ብጭቡጥ ክፍለጥን፣ እቲ እትደልይዎ ዘለኹም ሰብ ድማ፣ ንዓኹም ብፍያ ዝብጽሓኩምን ክኸውን ኣለዎ፣ ፣ ማለት ሓደ ካብ ኣባል ቤተሰብ (ex :መሳድድትኹም ፣ ምሳኹም ተማርኹ/ካ ዝነበሩ ወዘተ ...) ንኽፈላለ ዝተገደደ ክኸውን ድማ ኣለዎ።
* ተኻኣላይ፣ ድማ ክኸውን ይግባእ : ን ኣብነት እቲ ደሃይ ዝግበረሉ ቦታ ን ኣባላት ቀይሕ መስቀል ፣ RLF ናይ ምብጻሕ ፍቓድ ዘለዎም ቦታታት ክኸውን ኣለዎ።
i ንምፍላጡ ኣገዳሲ!
ወድዓዊ ኩነታትኩም (ስደተኛ፣ሓታቲ ዑቕባ፣ ናይ ፈረንሳ ወይ ናይ ካልእ ሃገር ዜጋ፣ , ኣብ ፈረንሳ ብ ሕጊ እትነብርን ወይ እውን ወረቐት ይሃልኹም ኣይሃልኹም …) ዓንቃጺ ኣይኮነን፣ ኩሉ ሰብ ሓገዝ ናይ RLF ክረክብ ይኻል እዩ እንተድደኣ ነተን ክልተ ነጥብታት ኣማልሊኡ።
ኣብ ገለ ገለ ኣገጣሚታት፣ ኣባላትና ኣባላት RLF ምንም ክገብርሉ ዘይክእሉ ኩነታት ኣሎ፣ ምኽንያቱ እቲ ቦታ ዘይብጻሕ ወይ እውን ካልእን ኩነታት ክኸውን ይኽእል። (እቲ ኹናታት ብዝምልከት ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዶክመንት እዚ ተመልከት፣ "ዝስዕብ ?"). ዝብል ተመልከት።
i ምፍላጡ ኣገዳሲ
ንኣባላት RLF ተኽእሎ ዘለዎም ሊስታታት ንምፍላጥ ኣብዚ ተውቑ ici.
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ምስ ኤር ኣኤል ፍ RLF ብ ኢመይል e-mail ወይ ቴለፎን
ናይ ፈለማ ኤር ኤል ኤፍ፣ RLF እትገብርዎ ፣ ጠለብኩም ነተን ክልተ ረቋሕቲ ማለት ፣ ተኻኣላይ ን ወግዓዊን ምዃኑ ንምርግጋጽ ይሕግዝ።
i ንምፍላጡ ኣገዳሲ : ጠለብኩም እንተደኣ 2ኡ ቀጥዒታት ምስ ዘማልእ እንተኾይኑ። ብ ኣባላት ኤር ኤል ኤፍ RLF ነቲ ፋይልኩም ብዝጥዕም መገዲ ይዕድም።
እንተድደኣ ኣብ እዚ ዝስዕብ ቦታታት ( ወይ እውን ኣብ ጥቕኡ) ዘሎ ከተማ ወይ፣ ኣከባቢ ምስ እትኾኑ ንዝቐርብኹም ኣባላት ኤር ኤፍ ኣኤል RFLርኸቡ።
- ፓሪስ Paris :
- 112 rue Brancion – 75015 PARIS, ቴለ 07 77 46 62 40 ኢመይል, mail ;
- ሰቭራን Sevran : 6 rue Paul Langevin - 93270 ,ቴለ 06 33 77 62 52, ኢመይል mail ;
- ኣይሲ ኤን ፕሮቫንስ Aix-en-Provence : 32 Cours des Arts et Métiers - 13100 AIX-EN-PROVENCE, ቴለ 07 88 39 23 81, ኢመይል mail ;
- ቱሉዝ Toulouse : 71 chemin des Capelles - 31300 TOULOUSE, 06
ቴለ 83 99 50 17, ኢመይል mail ; - ብሬስ Brest : 4 rue du Conquet – 29200 BREST, ቴለ 02 98 05 06 08, ኢመይል mail ;
- ናንተ Nantes : 10 rue d’Athènes – 44300 NANTES, ቴለ 06 17 15 52 34,ኢመይል mail ;
- ሊዮን Lyon : 16 bis rue Paul Cazeneuve - 69008 LYON, ቴለ 04 28 29 66 84 ኢመይል, mail ;
- ኣምንስ Amiens : 36 Square Friant les 4 Chênes - 80000 AMIENS,
ቴለ 03 22 33 38 94 -ወይ 06 47 11 84 94,ኢለይል mail ; - ሊል Lille : 10-12 Place Dampierre – 59800 Lille, 06 08 52 25 55,ኢመይል mail ;
- ቦርዶ Bordeaux : 130 Cours d'Alsace-et-Lorraine - 33000 BORDEAUX, 06 56 66 05 28, ኢመይል mail ;
- ሞንትፐየ Montpellier : 9 rue Gaston Planté - 34790 GRABELS ኢመይል , mail ;
i ምፍላጡ ኣገዳሲ :ኣብ ገለ ገለ፣ ደፓርትመንታት ድማ፣ ተንቀሳቓሲ ኣገልግሎታት ይወሃብ እዩ።
- ተንቀሳቓሲ ኣገልግሎት - DMSE : ኣብ 59 ን 62 ሰሉስን ሓሙስ ን ቴለፎን 06 45 46 39 93,ኢመይል rlf.mobile@croix-rouge.fr
- ኣብ - ሞርፐMorphee : ኣን ተቑጣታት ሰሜናውያን ፓሪሳውያን፣ ቀዳም ቴለፎን 06 72 78 07 27, rlf.mobile@croix-rouge.fr ብምጥቓም ደሃይ ምግባር ይከኣል።
እንተደኣ ኣብ ካልእ ዞባታ ኴንኩም ኣብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈት RFL ኤር ኤፍ ኣኤል ዝኾነ ሞንትሮገ Montrouge:
ኣድራሻና Croix-Rouge française - Service RLF : 21 rue de la Vanne - 92120 MONTROUGE,
ቴለፎን 01 44 43 12 60 (ሰኑይ ወይ ረቡዕ , ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12h - ናይ ምሸት ድማ 14h ክሳብ 18h ከምኡ እውን ሓሙስ ካብ ሰዓታት 14h ክሳብ 18h), ኢለይል mail.
ኣብዚ ናይ ሓበሬታ ካርታ ናይ RLFኣብዚ ብምጥዋቕ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ici.
መሕተተ ናይ ኤ ኤፍ ኤል RLF ወይ ቀይሕ መስቀል ፣ ምምላእ ወይ እውን ቆጸራ ኣብ ቤት ጽሕፈት ቀይሕ መስቀል ቆጸራ ምሓዝ ትኽእሉ ።
እንተደኣ ነቲ ምድላይ ክትግበር ዝጠልብ ክልተ ቀጥዕታት ናይ RLF ኣማሊእኩሞ፣ ጉዳይኩም ናብ እቲ ቤት ጽሕፈት ናይ RLF.ወይ ቀይሕ መስቀል ክትሰድዎ ደሊኹም፣
እዚ ዝስዕብ ክውንነታት ምምላእ የድልየኩም :
- መንነት ናይቲ እትደልይዎ ሰብ ፣ ማለት ስም: ስምኣቦ : ዕለተ ልደት: ስእሊ ወዘተ...
- እቲ ዝተሰወረሉ ወይ ዝጠፍኣሉ ኩነታት፣ ዕለት ቦታ ወዘተ..
i ክፍለጥ ዘለዎ ! እንተደኣ ስእሊ ናይቲ ሰብ ወይ ናይታ ሰብ ዘይልኩም። ኣብ እዚ ስዝዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ፣ ከተለለይዎ ፈትኑ። “Trace the face ”ኣብኡ ሓደ ናይ ዝጠፍኡ ሰባት እኩብ ስእልታት ኣሎ።
ድሕሪኡ ጠለብኩም ናብ ቤት ጽሕፈት RLF ቀይሕ መስቀል ኣቕርቡ፣ ናብ እቲ ቀንዲ ቤት ጽሕፈትና ወይ፣ እውን ናብ መልእ ዓለም ዝርከቡ ወኪላት ማሕበር ቀይሕ መስቀል።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ :ብዛዕባ እምነትን ምስጢራታውነትና ቅሰኑ፣ ነቲ እትደልይዎ ዘለኹም ሰብ፣ይኹን ንኻልእ፣ ብዘይ ናትኩም ፍቓድ ብዛዕባኹም ኮነ ብዛዕባ ኣድራሻኹም ሓበሬታ ኣይክንህብን ኢና።
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ምጽባይ መልሲ ካብ ኣኣባላት RLF ቀይሕ መስቀል
እቲ ናይ ምድላይ መስርሕ ማዕረኽንደይ ነዊሕ እዋን ከም ዝወስድ ኣብ ግምት ከተእትውዎ ይግብኣኩም ። እቲ እዋን ናይ ምድላይን ምርካብን ኣብ ዝተፈለየ ኩነታት ዝምርኮስ እዩ። ሓደ ሓደ እዋን፣ ካብ ሰሙናት ኣዋርሕን ልዕሊኡን ኡን ክኸውን ይኽእል። እንተኾነ ግን ኣባላትና ንኽሕግዝኹም ከይተሓለሉ ክጽዕሩ እዮም።
ኣሰበሸብ ኣባላት RLF ቀይሕ መስቀል ዘይሕግዝሉ ኩነታት ምስ ዘጋጥም
ኣብ ገለ ገለ ኩነታት ኣባላት RLF ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፣ ዘይፍጽምዎ ጉዳይ ምስ ዘጋጥም
> ንኣብነት፣ እቲ ስበ ዝጠፍኣሉ ኩነታት ምስ ዘይንጸር (ወይ እውን ንነዊሕ መዓልታት ክርከብ ምስ ዘይክእል )
እቲ ምድላይ ኣብ ውሽጢ ፈረንሳ ምስ ዝከውን። gendarmerie ሰራዊን ናይ ፈረንሳ ወይ ንፖሊስ ብ ቁጽሪ (17) ብምድዋል ምሕታት
> ነቲ ሰብ ኣብ ፈረንሳ ንምድላይ
- ናይ ቀረባ ቤተሰብኩም ወይ ከምኡ ውን (ብፍላይ ን ኣብ ፍሉይ ኩነታት ዝተወልዱ ቆልዑ፣ ንኣብነት ስም ወለዶም ኮነ መንነት ወለዶም ከይፈለጡ ዝዓበዩ ቆልዑ ምስ ዝኾኑ ), L’Armée du Salut 'ን ኣላርመ ደ ኣሉት' ሓገዝ ንምሕታት ኣብዚ ጠውቑ via ce lien.
- ን ሓደ ሓታታይ ዑቕባ፣ወይ ን ናይ ስደተኛ መሰል ዝሓዘ ሰብ እንተኾይኑ ን ጉዳይ ስደተኛ ዝከታተል ቤት ጽሕፈት ናይ (OFPRA)ተወከሱ።እንተደኣ ስደተኛ ካብ ዝከውን ነዊሕ እዋን ገይሩ፣,ኣብ ቤተ ምርምርን ስነዳን ምፍታሽ ይከኣል እዩ (ነዚ ንምግባር ግን ቆጸራ ኣብ mission-histoire@ofpra.gouv.fr).ክትሕዙ ይግባእ፣ እንተደኣ እቲ ምፍልላይ ኣብ ቀረባ እዋን ዘጋተመ ኮይኑ፣ ንቐጥታ ናብ : Ofpra – ጨንፈር Division des affaires Juridiques, ጠቕላላልጉዳያት affaires générales, 201 rue Carnot, 94 136 Fontenay-sous-Bois Cedex. Standard : ዘሎ ኣድራሻነ ብምኻድ ወይ እውን ብ ቁጽሪ ቴለፎን 01 58 68 10 10.ርኸቡና።
- እንተደኣ ሓደ ሰብ ስደተኛ ነባሪ ፈረንሳ ኮይኑ፣ ን' ኦፊ' contactez L’Office Français de l’Immigration et de l’Intégration (OFII) ንኽትሓትሉ በዚ ተውቑ።via ce lien.
> እንተደኣኣ እቲ ሰብ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ዝጠፍአ ኮይኑ
- ነቲ ግዳይ ንምርካብ ፣ ን ኣብቲ ኲናት ዘለዉ ወይ ዝነበሩ ሰባትን ሓለፍቲን፣ ወይ እውን ዝኾነ ሲቪል ሰብን ፣ ምስ ዝከውን ን ቀይሕ መስቀል ንምሕታት ኣብዚ ጠውቑ via ce lien.
- ንሓደ ኣብ እስርቤት ናይ ፈረንሳ ኣትዩ ዝነበረ፣ እንተኾይኑ ሚኒስትሪ ፍትሒ , ሓፈሻዊ ምምሕዳር ቤት ጽሕፈቱ ፣ Ministère de la Justice, Direction de l’administration pénitentiaire, Bureau du travail, de la formation et de l’emploi, 8-10, rue du Renard, 75004 PARIS.ምሕታት ይግባእ
- እንተደኣ እቲ ሰብ ኣን ሰራዊት ፈረንሳ ዝተጸንበረ ነይሩን ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት l’Intérieur, de la Sécurité intérieure et des Libertés locales (Mission des Archives nationales, 11, rue Cambacérès, 75008 PARIS). ምውካስ የድሊ/
! ምፍላጡ ኣገዳሲ ሓበሬታ። :እቶም ወኪላትናይ ቀይሕ መስቀልን ጨንፈራቶም ንምርካብ ኣብዚ ተወከሱ RLF ici .