Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግዛእ ብሕሱር ክዳውንቲን ካልእማልእን

ምስ ምስ Avec Solidabroc

ኣዳላዊ Solidabroc ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ኣዚ ቦታ እዚ ክዳውንቲን ካልእዕት ነገራትን ብቐሊሉ ዝግዝኣሉ ቦታ እዩ። .

እቲ ማሕበርና ነቲ ክዳውንቲ ካብ፣ ደጊም ዘይለብስዎ እሞ ዝወፈይዎ ሰባት ዝሃቡና ኣኩቡ ብሕሱር ይሸጦ

ምናልባት ምዕዳግ እንተደሊኹል :

  • ክዳውንቲን ጫማታትን ፣ ናይ ዓበቲን መንእሰያትን ካልእን
  • ሻንጣታትቦርሳታትን (ጣሳን ቢታቲታትን ..)
  • ዝተፈላለዩ ንኣስቱ ናይ ኤለክሮኒካዊ ነገራት (መጽለዊ ባኒ , መጽዓይ ማይን ካልእ፣ ..)
  • ናይ ደኮረሽን ነገራት መመላክዒ (መብራህቲ መደርደሪ መጽሓፍቲን ..)
  • መጻ ክልኦትን ወቲ ህጻናትን
  • መጽሓፍቲን DVD, CD...

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ዓበይትን ህጻናትን ክዳውንቲ
  • መጻወቲታት
  • መጽሓፍቲ
  • ኣቑሑት ገዛ ኣብ ዝተመርጹ ድኳናት (ኣቕሑ ገዛ፡ ኣቕሑ ጠረጴዛ፡ ዲኮር)።

እቲ ፍርያት ካብቲ ኣብ ድኳናት ዘሎ ዝሓሰረ እዩ።

ሓድሽ ኣይኮኑን ግን ኣብ ኣዝዩ ጽቡቕ ኩነታት ኣለዉ።

ምስ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ሰባት ክትራኸበሉ ምሕዝነታዊ ቦታ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ማሕበራዊ ማእከል

Rue Roger Dégoulange

03250 Le Mayet-de-Montagneሩ ሮጀር ደጎላንጅ

Horaires d'ouverture :

  • ወትሩ ሰንይን ካብ 09h00 ክሳብ 12h00
  • ካልኣይ ቀዳም ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ካብ ሰዓት 9h30 ክሳብ 17h00

Lieu d'accueil

Centre social, rue Roger Dégoulange, 03250 Le Mayet-de-Montagne, France

04 77 62 18 42

solidabroc@lilo.org

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • дана турыгинаተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • immortelተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • vikpetrukተርጓሚ/ሚት
  • ok.dudula@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • tgተርጓሚ/ሚት
  • solidabrocተርጓሚ/ሚት

Liens utiles