Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ክንክን ንውላድኩም ስፍራ ኣብ ከምኡውን ፍታሕ ናይ መጓዓዝያ

ምስ ምስ Guichet unique régional mobilité et garde d'enfants

ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців тому

ንምርካብ ደገፍ ኣብ ንውልቃዊ ደገፍ ዘካተተመቐበሊ ኣጋይሽን ሓበሬታን ቦታ፤ንምርካብ

  • ውላድኩም ክንክን ምርካብ ፣ ከምኡውን ዝሰማማዓኩም መጓዓዝያን ንምርካብን
  • ብ ተወሳኺ እውን ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ኣብ እትገብሮ ጉዕዞታት ክትሕገዝ።
እዚ ቦታ ኣብ ክፍልታት Somme ሶም፡ ኖርድ፡ ፓስ-ደ-ካሌን ኦይስን du Nord, du Pas-de-Calais et de l'Oise ንዝርከቡዘጠቓለለ።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ደገፍ ንምርካብ፡ - ስደተኛ ክትከውን ኣለካ፡ ወይ ተጠቃሚ ትሕተ-ሃገራዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ኣልቦ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸናሕካ ትሕቲ 5 ዓመት - ሞያዊ ውህደት ፕሮጀክት ክህልወካ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ድሌታትኩም ምፍላጥን፣ ተኽእሎታት ምልላይን
  • ናይ ብሕታዊ መግለጺታትን ምኽርን ምርካብ ።

  • ጸገማትኩም ኣለሊ መልሲ ድለ
  • ስልጠና ክትከታተሉ ወይ ስራሕ ክትህልወኩም መፍትሒ ድለ።

  • ኣብ መስርሕ ዘሎ ስጉምትታት ስቶክ ግበር
  • ምቹእ ፍታሕ ንምርካብ ናይ ነዊሕ ግዜ ደገፍ ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ gurhdf.mge@coallia.org ኢመይል ብምልኣኽ ኩነታትኩም፡ ድሌታትኩም ክትገልጹ ትኽእሉ ኢኹም ከምኡ’ውን ነታ እትነብረላ ከተማ ክትገልጹ ኣይትረስዑ።

ምፍላጡ ዘገድስ ማሕበራዊ መወከሲ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፍራንስ ትራቫይል ወይ ሚሽን ሎካልካ፡ ካብ ማእከል መንበሪኻ ዝመጸ ሰብ ወዘተ) እንተሃልዩካ ፡ ብኢመይል ናብ gurhdf.mge@coallia.org ናይ ኦሬንቴሽን ወረቐት ክሓቱን ክሰዱን ይኽእሉ ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • françoisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abdoተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • taghridተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles