ምሕታት ዜግነት ናይ ፈረንሳ
ኣዳላዊ Ministère de l'Intérieur ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 дні томуመስርሕ "naturalisation par décret" ዝበሃል መስርሕ ን ፈረንሳዊ ዜግነት ንምህላው ዘኽእል ኣገባብወይ መስርሕ'ዩ።
ዜግነት ፈረንሳ ንምሕታት ብኢንተርነት መመልከቲ ዘሎ መስርሕ ትኸቲልኩም ከተቕርቡ ኣለኩም። ድሕሪኡ መንግስቲ ፈረንሳ ንዓኹም ክህበካ ድዩ ኣይህበኩምን ይውስን፣ መመልከቲ ኩሉ ዘድሊ ቅድመ ኩነት ዘማልእ እንተኾይኑ ድማ ዜጋታት ናይ ፈረንሳ ትኾኑ።
ዜጋታት ፈረንሳ ምስ እትኾኑ እንታት ንምግባር የኽእለኩም
- ኣብ ምርጫ፣ ፈረንሳ ንምስታፍ ትኽእሉ
- ከምኡ እውን፣ ንስኹም ኣብ ምርጫ ንኽትሳተፉ ክትምረጹ ትኽእሉ
- ኣብቲ ን ዜጋታት ፈረንሳ ዝወሃብ (ናይ ስራሕ መንግስታት ) ምክፋል
- ናብ ወጻኢ ሃገራት ብቐሊሉ ምጉዓዝ ትኽእሉ
ፈረንሳውያን ምስ ኮንተኾንኩም መበቆላዊ ዜግነትኩም ክትዕቅቡን ድርብ ዜግነት ክህልወኩምን ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።
- ምህላው ናይ ደረጃ ናይ B2 ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምዕዋት un examen civique sur les valeurs de la République française.
ካብ 1 ጥሪ 2026 ጀሚሩ፡ ንዜግነት ፈረንሳ ንምምልካት ሓደስቲ ረቛሒታት ኣለዉ፤
- ብፈረንሳ ደረጃ B2 ምህላው
- ብዛዕባ ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳn examen civique ዜግነታዊ ፈተና ምሕላፍ። ካብ ኦፍፕራ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም ሰባት (ስደተኛታት፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሎም ሰባት)ን ስድራቤታቶምን ደረጃ ፈረንሳን ሲቪካውን መርመራ ብዝምልከት ረቛሒታት ምልከቶም ጉዳይ ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ንናይ ፈረንሳ ምርካብ ዜግነት ከተመልክቱ ንኽትክሉ ሓያሎ ቅድመ ኩነታት ኣለዉ፤
1. ፈለማ ምህላው መንበሪ ፍቓድ carte de séjour ዘትወደቐ
2. እንተወሓደ 18 ምህላው
ኣብ ፈረንሳ ካብ ሃገር ዘይብሎም ወለዲ ዝተወልደ ቆልዓ ካብ ዝውለድ ጀሚሩ ፈረንሳዊ እዩ።
ሓደ ቆልዓ ፈረንሳዊ እዩ እንተወሓደ ሓደ ካብ ወለዱ ፈረንሳዊ እንተኾይኑ።
3. ብውሑዱ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ተቐሚጥኩም ኣብኡ ህይወት ወዲብኩም ምንባር
እዚ ናይ 5 ዓመት መንበሪ ጠለብ ምሕሳብ ካብታ ናይ ዑቕባ ሕቶ ዝቐረበላ ዕለት እዩ ዝጅምር እዩ። ኣመልከትቲ ኣብ ፈረንሳ ውልቃዊ፡ ስድራቤታዊ ወይ ሞያዊ ርክብ ክህልዎም ኣለዎ፡ ስራሕ፡ ንግዲ፡ ቆልዑ፡ ዝምድና ወዘተ የጠቓልል…
4. ምህላው ሞያዊ ንጥፈት
ብግቡእ ንምንባር ርጉእን እኹልን ኣታዊ ክህልወኩም ኣለዎ (ምስ ኣባላት ስድራቤትኩም ንሳቶም እውን ኣብ ፈረንሳ እንተሃልዮም)።
5.ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ ምስክር ወረቐት ብቁዕ ደረጃ ናይ niveau B2ምህላው
ቅቡላት ዝኾኑ ደገፍቲ ሰነዳት:
- ሓደ ዲፕሎማ DELF B2, DALF C1 ወይ C2
- ሓደ ምስክር ወረቐት ናይ ኣፍልጦኹም ዝሕብር "TCF Intégration, Résidence et Nationalité" ou "TCF tout public" ወይ"TEF Intégration, Résidence et Nationalité (IRN)" dዝብል ሰነድ ናይ ትሕቲ 2 ወርሒ ዘለዎ፣ ከምኡውን B2 ደረጃ ከም ዘለዎ ዝሕብር
ነዚ ንምግባር ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info : "Avoir une certification officielle du niveau de français" ተወከሱ - ምህላው diplôme ou un titre professionnel ዝበሃል ወግዓዊ ሰነድ ናይ ማዕረ ንናይ égal ou supérieur ናይ ደረጃ niveau 3 ዝኾነ nomenclature nationale des niveaux de formation (baccalauréat, brevet professionnel…)ወይ እውን le diplôme national du brevet ዝበሃል ሰርቲፊኬታት ምህላው.
ኩሉ ሞያዊ ብቕዓትን ምስክር ወረቐትን ኣብ ናቹራላይዜሽን መመልከቲ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ንምግላጽ ክውዕል ከምዘይክእል ኣስተውዕሉ። ዲፕሎማኻ ወይ ሞያዊ ብቕዓትካ ኣፍልጦ ዘለዎን እንተወሓደ ምስ ደረጃ 3 ዝመጣጠን እንተኾይኑ ንምፍላጥ፡ ሞተር ምድላይ ፈረንሳ ብቕዓታት ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ።ET ብቅዓት 3, ዝሓለወ ከምኡውን moteur de recherche ብቅዓት ዝሓለወ ምዃን
6.ምዕዋት እቲ ብ l’examen civiqueዝፍለጥ ምሕላፍ
ምምላስ ብዛዕባ ሕቶታት እዞም ዝስዕቡ ነገራት:ታs
- ብዛዕባ ረፖብሊክ ናይ ፈረንሳ
- ግቡኣትን መሰላትንናይ ህዝቢ ወይ ዜጋታት ፈረንሳ
- ታሪኽ፣ ጆግራፍያዊ ኣቀማምጣ፣ ባህሊን ፣ ወግዒ ናይ ህዝቢ ፈረንሳ
ቅድሚ ፈተና ምሕላፍኩም ክትምዝገቡን ከምኡውን pፈተና ክትሃልፉን ይግብዝእ a እዚ ቅድሚ ክኸውን ዘለዎ ቅድሚ ምድላው ዶሬኹም እዩ
ነዚ ዝምልከት ሓበሬታ ኣብ Réfugiés.info : "Préparer et passer l’examen civique" ዝብል ኣለኩም ተወከስዎ
7. ብቤት ፍርዲ ተፈሪድካ ዘይምህላው ወይ ድማ ኣንጻር ህዝባዊ ስርዓት ዝኾነ ይኹን ተግባር ዘይምፍጻም
አነድኩም ንምድላው እዚ ፎርሙላ እዚ ce simulateur ክጠቕመኩም ይኽእል እዩ ፣ናዚ ተጠቒምኩም ከከም ውልቃውን ስድራቤታውን ኩነታትካ ኣየኖት ሰነዳት ክትሰድድ ከም ዘለካ ክትፈልጡ ትኽእሉ ኢኹም።
ብሓፈሻ እዞም ዝስዕቡ ነገራት የድልይኹም,:
ንሰነዳት ናይ ሰኢቪክ ወይ መነነት ዝምልከት
- ሰነድ ናይ ዕልተ ልደትActe de naissance délivré par l’Ofpra
- መንገሪ ካርድ Carte de séjour
- ፓስፖርት ወይ ናይ ጉዕዞ ሰነድ Titre de voyage
ን ምፍላጥ ደረጃ ብቅዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም
- ሰነድ ናይ TEF B2, TCF B2 ትሕቲ 2 ኣገልግሎት ዘለዎ
- ወይ Diplômeዲፕሎማ ወይ ናይ ብቅዓት ሰነድ ናይ DELF B2, DALF C1 ወይ C2ምህላው
- ወይ እውን Diplôme ዲፕሎም ናይ ብቅዓቱ ናይናይ supérieur ናይ niveau 3 ዝብል la nomenclature nationale des niveaux de formation (ናይ ላዕለዋይ ደርጃ ወይ brevet professionnel…) ወይ le diplôme national du brevet ዝበሃል
ንኹነታት ናይ ቤተሰብ ድማ
- እንታደኣ ምርዕዋት ወይ ክርሹማት : ኲይንኩም
- ናይ መርዓ ሰነድ ካብ l’Ofpra, ወይ እንተሃልይኩም ወይ ፣ ናይ ዝተኸርሸሙም
- ሰነድ ናይ d’identité ወረቐት ናይ በዓል ቤትኩም ወይ በዓልቲ ቤትኩም ፣ ኮታ ናይ መጻምኹም - እንተደኣ ቆልዑ ሃልየሙኹም:ሰነድ ናይ livret de famille,ናይ ዕለተ ልደቶም ወረቐት ወይ ድማ፣ ብ ኦፍራ ዝወሃብ ሰነድ ናይ ምስክር ወረቐት ሃልይኩምብ l'Ofpra
ብዛዕባ ናይ ስራሕ ዝምልከት ድማ
- እንተደኣ ቁጹራት ኲይንኩም ናይ ስራሕ ኮንትራት፣ : ከምኡውን ነይ ኣስራሒኹም ሰነድ
- እንተደኣ ናይ ውልቅኩ ስራሕ ሃልይኩም ድማ ፣ chef ናይ ትካልኩም ሰነድ ናይ , SIRET
- Relevé de carrière ዝበሃል ሰነድ ናይ ድራሕኩም ዛንታ ዝሕብር ሰነድ
ንምንጪ ኣታዊ ዝምልከት
- Avis d’impôts ዝበሃል ሰነድ ናይ 3 ዳሕረዎት ዓመታት ናይ ግብሪ ሰነድ
- Bordereau de situation fiscale P237 ናይ ዝበሃል ሰነድ 3 ዓመታት ዳሕረዎት
- ናይ ደሞዝ ሰነድ ናይ (3 ዳሕረዎት ዓመታት + ካብ ወትሒ ሕዳር ን ታሕሳስን ፣ ከምኡውን ናይ 3 ዳሕረዎት ዓመታት ሰነድ)
ን መንበሪ ዝምልከት
- እንተደኣ ተኻረይቲ ኲይንኩም፣ :ናይ ክራይ ሰነድ ናይ 3 ኣዋርሕናይ ክራይ ሰነድ
- እንተደኣ ወነንቲ ኲይንኩም ድማ ናይ ዋንነት ሰነድ፣
- ናይ ኤልትሪክ ፣ ናይ ጋዝ ወይ ናይ , ኢንተርኔት ሰነድ ወዘተ፣
- እንተደኣ ን 5 ዓመታት ብሓፈሻ ዝተጸለኩምሎም (ዝተዓቖምኩምሎ፣ , ዝነበርኩምሎም ወይ እውን domiciliation ዝባሃል ኣድራሻ ዝተጠቐምኩምሉ ) ሰነድ ምርግጋጽ
ንዝያዳ ሕእበሬታ ብዛዕባ ተርጎምቲ ኣብ ሰነድ ናይ Réfugiés.info "Demander la tርduction officielle d'un document"
Pour renforcer votre dossier, vous pouvez ajouter des preuves de votre participation à la vie en France : bénévolat dans une association, inscription à des activités, lettres de recommandations…
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ነቶም ዶክመንት ብ ቋንቋኩም ዝተጸሕፉ ምስ ዝኾኑ ፣ ኣብ ወግዓዊ ተርጎምቲ ብምቕራብ ፣ ክትርጎሙ ኣለዎም ዝርዝር ሓበሪታ እቶም ዝፍቀዶም ተርጎምቲ ዝምክከት ሓበሬታ ኣብ ረፉጂ ኣኣምፎ ርኸብዎ ለኩም Réfugiés.info "Obtenir la traduction officielle d'un document"
እንተደኣ ሰነድኩም ተተሐይልዎ ደሊኹም , ተሳትፎኹም ኣብ ናይ ፈረንሳ ህዝቢ ዝገበርክሞ ኣበርክቶ ክትሕውስሉ ትክእሉ ኢኹም፣ ን ኣብነትን ነይ ወለንታዊ ኣገልግሎት ተግባር ፣ ,እትሳተፍዎም ንጥፈታት , ናይ ገለ ሰባት ናይ ደብዳቤ ሰነድ ክትሕውሱ ትኽእሉ ኢኹም።
ምኽሪ፦ ቅድሚ እቲ መስርሕ ምጅማርኩም ኩሉ ሰነዳትኩም ኣኪብኩም ኣዳሉ። ኩሉ ምስ ረኸብኩም ነዞም ዝስዕቡ ስጉምትታት ሰዓቡ፤
1. ኣብ ሳይት ናይ site de l'ANEF (Étrangers en France), እተዉ፣ኣብ "Je demande la nationalité française"ዝብል ጠውቑ
2ኮነክት ግበሩ :
- ብ መለልዪ ቁርጽኹም identifiants FranceConnect
ብዛዕባ እዚ እንተዘይትፈልጡ ኲይንኩም ኣብ Réfugiés.info : "Utiliser FranceConnect pour se connecter à un site internet"ዝያዳ ሓበሬታ ኣለኩም - ወይ እውን compte Étrangers en France (ANEF)
ብ ኸመይ ከም እትኣትዉ ኣብ Réfugiés.info : "Créer un compte personnel sur le site Étrangers en France (ANEF)"ተወካሱ
3. ቀዳማይ ክፋል ብውልቃዊ ሓበሬታኹም፡ ስድራቤትኩም፡ ሞያዊ ንጥፈታትኩም (ናይ ሕጂን ናይ ዝሓለፈ 5 ዓመታትን)፡ ገዛኻ (ናይ ሕጂን ናይ ዝሓለፈ 5 ዓመታትን)፡ ጸጋታትኩም...
4. ኻልኣይ ክፋል ዝኸውን ሰነዳት ኣውርድ።
ንነፍሲ ወከፍ ኣርእስቲ፡ ዝርዝር ሰነዳት ብተናጸል ክትሰቕሎም ኣለካ።
እቲ መርበብ ሓበሬታ ሓበሬታኻ ይዝክር፣ ኣብ ታሕቲ ጸጋም "Save and exit" ዝብል ጠውቕ እሞ ክትዕቅቦን ኣድላዪ እንተኾይኑ ድማ ድሒርካ ነቲ ሕቶ ክትቅጽልዎ ይከኣል እዩ።
5. ሓደ timbre fiscal ናይ 55 euros. ዓድጉ
ነዚ ንምግባር ዝርዝራቱ ኣብ Réfugiés.info: "Acheter un timbre fiscal" ኣለኩም
6. ነቲ ፋይል ምርግጋጹ
ኣብ መወዳእታ"Confirmation de l'envoi de votre dossier de naturalisation" ዝብል መወከሲ ቁጽሪ ዘለዎ ክመጸኩም እዩ።
"récépissé de complétude".መመልከቲኻ ምስ ተዛዘመ "ናይ ምምላእመጸዋዕታ " ይመጸኩም እዩ።
እንተደኣ ምቹእ ውጽኢት ትጽቢት እንተተገይሩልካ፡ ካብቲ ፕረፈክቸር ምስ ወኪል ንውልቃዊ ቆጸራ ክትገብር ጻውዒት ይመጸካ። እዚ ቃለ መሕትት ግዴታ እዩኣብ préfecture. እዚ ቃለመጠይቕ እዚ ናይ ግድን እዩ .
.እቲ ሲቪካዊ ፈተና ብዛዕባ ፈረንሳ ዘለካ ኣፍልጦ ዝፍትን ክኸውን ከሎ፡ ኣብቲ ፕረፈክቸር ዝግበር ቃለ መሕትት ድማ ንመትከላትን ክብርታትን ሪፓብሊክ ከም እትኽተል ንምርግጋጽ የገልግል።
እቲ ጻውዒት ናብቲ ቆጸራ ክመጹ ዘለዎም ሰነዳት ዝርዝር ዘጠቓልል እዩ (ብዘይ እዞም ሰነዳት እዚኦም፡ ጉዳይካ ብዘይ ተወሳኺ ስጉምቲ ክዕጾ ይኽእል)።ተጠንቀቑሎም
እቲ ናይ ግዜ ገደብ ከከም ፕረፈክቸር ይፈላለ እዩ፤
- ካብታ መመልከቲኻ ዝበጽሓላ ዕለት ጀሚሩ እንተበዝሐ 18 ኣዋርሕ መልሲ ክትህብ።
- እንተደኣ እብ ፈረንሳ ልዕሊ 10 ዓመታት ተቐሚጥኩምካብታ ዝለኣኹምላ ዕለት እንተወሓደ እንተኾይኑ 12 ወርሒ መልሲ ክመጸኩም እዩ ።
ብድሕሪኡ’ከ ?
ቴክኒካዊ ጸገም (ዝተዓጽወ ገጽ፡ መልእኽቲ ጌጋ ወዘተ) ምስ ዝህልወካ፡ ምስ ማእከል ርክብ ዜጋታት (CCC) ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።centre de contact citoyens (CCC) :
- ብ ቴለፎን 0 806 001 620 (ናጻ ካብ ክፍሊት)
- ወይ በዚ ቅጥዒ እዚ ብምምላእ formulaire de contact (ኣብ ታህቲ ናይ Contact" ዝብል ብ ሸነኽ ጸጋም ናይ እቲ ስክሪን ኣለኩም ). ኣብኡ ፣ እቲ ዘጋጠመኩም ኩነታት ዝሕብር ነገር ክትጽሕፍዎ ይግባእ (ኣብኡ , ዕለትን ሰዓትን ንጹር ክረአ እዩ) ኣብኡ እቲ ዘጋጠመኩም ኩሉ ጸሓፍዎ።
እንተደኣ ብኢንተርነት ከተመልክቱ እንተዘይክኢልኩም፡ ኣብ ክፍልኹም ኣብ ዝርከብ ዲጂታላዊ መእተዊ ነጥቢ፡ ኣብ ፕረፈክቸር ወይ ንኡስ ፕረፈክቸር ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብኡ ድማ ኢንተርነት ዘለዋ ኮምፒተር ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ፡ ሰብ ሞያ ድማ ብዛዕባ መርበብ ሓበሬታ ANEF (Étrangers en France). in France) መብርሂ ክህቡ ይኽእሉ እዮም። un point d’accueil numérique
ኣብቲ ናይ ናቹራላይዜሽን ኣዋጅ ምዝገባኹም ዘረጋግጽ ኢመይል ወይ ደብዳበ (ኣብ ወግዓዊ መጽሔት ምስ ተሓተመ) ክመጸኩም እዩ። እዚ ወግዓዊ ውሳነ መንግስቲ ፈረንሳ እዩ።
ከምኡ ውን ኣብዚ ሳይት ኣኣቲኹም ዳውንሎድ ክትገብርዎ ትኽእሉ ኢኹም le site de Légifrance.
Cette page internet ኣብኡ ድማ ብ ኸመይ መስርሕ ናይ décret de naturalisation ከም እትጋብርዎ ክሕብረኩም እዩ.
ድሕሪ እዚ ማነት 6 ድሕሪ ኣስታት ሽዱሽተ ወርሒ፡ እቲ ፕረፈክቸር ናብ ዜግነት ፈረንሳ ዝቕበለካ ስነ-ስርዓት ዕድመ ክሰደደልኩም እዩ። ኣብኡ ድማ ካብቲ ናይ ናቹራላይዜሽን ኣዋጅ ቁንጫልን ቅዳሕ ናይቲ ናይ ፈረንሳ ሲቪላዊ ኩነታት ሰነዳትኩም (ናይ ልደት ምስክር ወረቐት፡ ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት ወዘተ) ክትረኽቡ ኢኹም።
እንትደኣ ዝተፈላለዩ ሰነደት ደሊኹም documents d'état civil (ናይ ዕለተ ልደት ናይ መርዓ ,ወዘተ ...) ኣብ ኢንተርኔት ክትርእይዎ ትኽእሉ ኢኹም sur internet ወይ እማ ብ ደብዳቤ ክስደደልኩም ይክእል እዩ።
እቲ ውሳነ ዘይምቹእ እንተኾይኑ ሓያሎ ኩነታት ክህሉ ይኽእል እዩ፤ :
ሕቶኻ "ዘይቅቡል" እዩ። ብምባል
.ኣድለይቲ ሕጋዊ ቅድመ ኩነታት ኣይተማልኡን። እዚ ማለት እቲ መመልከቲኻ ምስቲ ንናቹራላይዜሽን ዝምልከት ሕግታት ኣይሰማማዕን ማለት እዩ።
ኝንተደኣ ውልቃዊ ኩነታትኩም እንተተቐይሩን ነቲ ረቛሒታት እንተ ኣማሊእኩምን ፡ ሓድሽ መመልከቲ ከተቕርብ ትኽእሉ ኢኹም።
እንተደኣ ጠለብኩም "ዘይግቡእ" እዩ።"inopportune" ኮይኑ
ፈረንሳዊ ዜግነት ኣይከኣልካን ወይ ወይ ገና ኣይኮነን እዩ፣ ዋላ እቲ መመልከቲኹም ምስቲ ንሕግታት ናቹራላይዜሽን ዝሰማማዕ እንተኾነ ።
- እንተደኣ መመልከቲኻ ኣብ ግዚኡ እንተዘይኮይኑን እንተተነጺጉን፡ ሓድሽ መርትዖ ከተቕርብ እንተዘይክኢልኩም፡ ቅድሚ ሓድሽ መመልከቲ ምቕራብ እንተወሓደ 5 ዓመት ክትጽበዩ ኣለኩም።
- እንተደኣኣ መመልከቲኻ ዘይምቹእ ኮይኑ እንተተረኺቡን እንተተናዊሑን፡ ንኣብነት ሞያዊ ውህደትካ ንምምሕያሽ ናይ ጸጋ ግዜ ይወሃበኩምን ። ድሕሪ እዚ ግዜ እዚ ሓድሽ መመልከቲ ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ ኩሉ ኩነታት እቲ ምምሕዳር ንምንታይ እቲ ሕቶ ከምዝተነጽገ ይገልጽ።
እንተዘይተሰማሚዕኩም ድሕሪ ውሳነ 2 ወርሒ ናብቲ ሓላፊ ናቹራላይዜሽን ሚኒስተር ምምሕዳራዊ ይግባይ ክትገብሩ ኣለኩም።
ነዚ ንምግባር ኣብ ውልቃዊ ቦታኹም ኣብ መርበብ ሓበሬታ ANEF (ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ) ዝርከብ ቅጥዒ፡ ኣብቲ መፍለጢታት ምጥቃም ግዴታ እዩ። ANEF (Étrangers en France),
እንተደኣ ኣሉታዊ መልሲ እንተረኺብካ ወይ ድማ ኣብ ውሽጢ 4 ኣዋርሕ ካብቲ ሓላፊ ናቹራላይዜሽን ዝኾነ ሚኒስተር መልሲ እንተዘይረኺብካ፡ እዚ ማለት ይግባይካ ይንጸግ ማለት እዩ።
እዚ ምስ ዝከውን ኣብዚ recours contentieux ዝስዕብ ቀጥዒ ብምምልካት ኣብ Nantes.ናይ ክትጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም
ነዚ ንምግባር 2 ኣዋርሕ ካብ እቲ ዝተነጸግክምሉ እውን ኣትሒዙ ኣለኩም
24 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
juliepምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
nourምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
emyanamተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
konstantineተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_41748351ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
yarirommmተርጓሚ/ሚት
relorefኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት