ምስ Lieu d'Accueil Enfants Parents Déam'Bulles - ምርካብ ሓበሬታ ከም መጠን ወላዲ ኣብ ዘለኩም ተራ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓበሬታ ከም መጠን ወላዲ ኣብ ዘለኩም ተራ

ምስ ምስ Lieu d'Accueil Enfants Parents Déam'Bulles

ኣዳላዊ CISPEO Petite Enfance ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

እዚ ብ Déam'Bulles ዝፍለጥ ትሕቲ 6 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት፡ ከምኡ'ውን ወለድን ነፍሰጾር ወለድን ዝራኸብሉ መደብ ኮይኑ፡ ሓሳባ ምልውዋጥ ን ዝጻወቱሉን ቦታ እዩ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ 5 ዝተፈላለዩ ቦታታት ኣብ ቱርስ ከከም መዓልቲ ነጻን ካብ ምዝገባ ነጻንወረቐት ረኸብኩምሉ እዋን ዝጅምር እዩ (ካርታ ኣብ ታሕቲ ገጽ ርአ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣኣል ውላድኩም ክጻወወቱ፣ ክስሕቕን ክዘናጋዕን ምፍቃድ።
  • ምርኻብ ምስ ካልኦት ቆልዑ ።
  • ምስታፍ ናብ ዝተፈላለየ መጻወቲ ቦታታት ።
ምፍላጡ ዘገድስ ህጻናት ብሓደ ወይ ክልተ ወላዲኦም (ወለዶም) ወይ ዝከናኸኖም ሰብ ዓቢ ሰብ ክስነዩ ኣለዎምን ይግባእ።

  • ምዃን በይንኹም ብጸቕጢ ምጽናሕ
  • ምምዕባል ኣብ መንጎ ስድራቤታት ምልውዋጥ
  • ምርካብ ዝተፈላለዩ ባህልታት ።

  • ምሕያል ወለዲ ኣብ ተራኦም ከም ወለዲ ምድጋፍን ።
  • ምኽኣል ብዛዕባ ጥዕና፡ ትምህርቲ፡ ትምህርቲ፡ ናይ ህጻናት ናይ ትርፊ ግዜ ንጥፈታት ዝምልከት ሕቶታትኩም ምምላስ...
  • ምርካብ ክስማዕን ክድገፍን ርእሰ ተኣማንነምጥራይን ።

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • CISPEO PETITE ENFANCEኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • Aurelieኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • Merlinተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • khalbkdተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles