ምሕታት ንትምህርቲ ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ ብፕሮግራማት DU Passerelle ድልድል ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ ንምስታፍ
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS ኣቐድዲሙ ዝነበረ 15 днів томуእዚ መደብ እዚ ሓደ መደብ ስልጠና DU Passerelle ኣብ ስደት ዝርከቡ ሰባት ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ንኽመሃሩ ዘድሊ ደረጃ ፈረንሳ ክበጽሑ የኽእል።
ኣዝዩ ኣኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ፡ መርበብ MEnSን 13 ዩኒቨርሲቲታትን ንDU Passerelle ሓደ ኣገባብን መመልከቲ ቅጥዒን የቕርቡ።
እተን ዩኒቨርሲቲታት ድማ፤
- ሶርቦን ዩኒቨርሲቲ Sorbonne Université
- ፓሪስ ናንተር ዩኒቨርሲቲ Université Paris Nanterre
- ፓሪስ ዳውፊን-ፒኤስኤል ዩኒቨርሲቲ Université Paris Dauphine-PSL
- ፓሪስ ሳክለይ ዩኒቨርሲቲ Université Paris Saclay
- ፓሪስ-ኢስት ክረቴል ዩኒቨርሲቲ Université Paris Est Créteil
- ፓሪስ ሲቲ ዩኒቨርሲቲ Université Paris Cité
- ሃገራዊ ቤት ትምህርቲ ድልድላትን ጽርግያታትን École Nationale des Ponts et Chaussées
- ሶርቦን ኖቨል ዩኒቨርሲቲUniversité Sorbonne Nouvelle
- ፓሪስ 1 ፓንቴዮን ሶርቦን ዩኒቨርሲቲ Université Paris 1 Panthéon Sorbonne
- ሶርቦን ፓሪስ ሰሜን ዩኒቨርሲቲUniversité Sorbonne Paris Nord
- ካቶሊካዊ ትካል ፓሪስInstitut Catholique de Paris
- ኢናልኮ INALCO
- ሚግረንስ - ሃገራዊ ላዕለዋይ ቤት ትምህርቲ Migrens - Ecole Nationale Supérieur
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
réseau mensኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
anny333ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት