ምእራም ብጌጋ ኣብ መዛግብቲ ሲቪላዊ ኩነታት ዝተመዝገበ፣መስርሕ ኣተሓትትኡን
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursእንተደኣ ን ኣብ ሲቪላዊ ኩነታት፣ ኣብ ዝሕብር ሰነድ ምስ መንነትኩም ኩነታት ስድራቤትኩምን ዝተኣሳሰር ዝተኣከበ ሓበሬታ ሃልዩ ንዕኡ ንምእራም ዝግበር መስርሕ ናይ ምእራም እዩ፦ እቲ ሓበሬታ፡ ስም ስድራቤት፡ ቀዳማይ ስም፡ ዕለት ልደት፡ ቦታ ልደት፡ ኣስማትን ዕለተ ልደትን ወለዲ፡ ስምን ዕለት ልደትን ሰብኣይ ወይ በዓልቲ ቤት፡ ዕለት መርዓ፡ ኣስማትን ዕለተ ልደትን ቆልዑ ዝምልከት እዩ።
ኦፍፕራ ንስደተኛታት፣ ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ተጠቀምቲ ንኡስ ሓለዋን ዝምልከት ሓያሎ ናይ ሲቪላዊ ኩነታት ሰነዳት የቕርብ:: l'acte de naissance, l'acte de mariage et le livret de famille. ምስክር ወረቐት ልደት ፣ ምስክር ወረቐት መርዓን መጽሓፍ መዝገብ ስድራቤትን ።
ኣብዞም ሰነዳት ጌጋ እንተሃልዩ ክእረም ምሕታት ይከኣል እዩ። እዚ ድማ " ምእራም ሲቪላዊ ኩነታት " ይበሃል ።
ምስ ፍርዳዊ ቤት ፍርዲ ፓሪስ ብምርኻብ ይፍጸም፣ ሳሕቲ ድማ ምስ ኦፍፕራ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ - እንተደኣ እቲ ጌጋ፣ ኣብ መንበሪ ፍቓድኩም ዘሎ ሓበሬታ፣ እንተኾይኑ እዚ ድማ ካብቲ ናይ ልደት ምስክር ወረቐት ዝተፈለየ እንተኾይኑ: እቲ መንበሪ ፍቓድ ክእርምዎ ዘለዎ ፕረፈክቸር እዩ ዝእረም፤ ምስ ኦፍፕራ ምውካስ ኣየድልን እዩ።
- እንተደኣ እቲ ጌጋ ኣብ ምስክር ወረቐት ልደት ናይ ሓደ ኣብ ፈረንሳ ዝተወልደ ህጻን እንተኾይኑ: እቲ ናይ ልደት ምስክር ወረቐት ክእርሞ ዘለዎ ናይቲ ዝተወልደሉ ቦታ ኣዳራሽ ከተማ እዩ ዝእረም ፤ ሕጂ እውን ምስ ኦፍፕራ ምውካስ ኣየድልን።
- ከምኡ እውን ፣ ነዚ መስርሕ ዝኸውን ወረቐት ናይ ሓዳር፣ምስ ዘድልየኩም ዋላ ሓዳርኩም ብኦፍፕራ እንተዘይተመዝገበን ናይ ሓዳር ምስክር ወረቐት ወይ መዝገብ ስድራቤት እንተዘይብልኩምን demande de réunification familiale ናይ ምጥርናፍ ስድራቤት መመልከቲ ይከኣል እዩ። እዚ ድማ መመልከቲኹም ካብ መስርሕ ኣይዓግቶን።

ምፍላጡ ዘገድስ ሲቪላዊ ኩነታት ንምእራም ዝቐረበ ሕቶ ናይ መስርሕ ግዜ ሓያሎ ኣዋርሕ ’ ዩ ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
ofpra protectionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
Utilisateurኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cm_ofpraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
latifa jaafariተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
anny333ተርጓሚ/ሚት