ምዃን ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ናይ ግዜያዊ ናይ ምርምር መምህር
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምኽኣል እዚ ማለት ን ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስራሕ ዘለዉ ማለት ኣብ ኦም ዝስዕቡ ዓውድታት ዘጠቓለለ፤
- ፈለማ ቀወምቲ መምህር-ተመራመርቲ (ኣገልገልቲ መንግስቲ)
- ውዕላዊ መምህር-ተመራመርቲ (ናይ ውሱን ግዜ ወይ ቀዋሚ ውዕል)
- ዕለታዊ ሰራሕተኛታት (ብሰዓት ዝኽፈሉ ብውዕል ዝሰርሑ)።
እቶም ወግዓውያን ወይ መምህራን (MCF) ወይ ድማ ፕሮፌሰራት ዩኒቨርሲቲ (PU) እዮም።
ናይይ ኩሎም ናይ ሓባር ረቋሒ ተግባር ድማ፣ ኩሎም ይምህሩን ምርምር ይገብሩን። ይኹን እምበር ፕሮፌሰራት ዩኒቨርሲቲ (PU) ዝያዳ ተመኩሮን ሓላፍነትን ኣለዎም።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ወናኒ ንምዃን ኣዝዩ ጽቡቕ ደረጃ ፈረንሳዊ (B2 minimum) ክህልወኩም ኣለዎ ፡ ፈረንሳዊ ምዃን ግን ኣድላዪ ኣይኮነን።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
lupinተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nikola12ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት