ምምልካት ንምርካብ ምስራሕ ከም ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ብግዝያውነት
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуእንተድኣ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ፣ ኣብ እትርከብ ሃገር ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስት ወይ መሕረሲት ክትሰርሑ ዘኽእለኩም ዲፕሎማ እንተሃልዩኩም፣ ከምኡን ሞያዊ ተመኩሮ እንተሃልዩኩምን፡ ቅድሚ መስርሕ ፍቓድ ስራሕ a procédure d'autorisation d'exercice .ምጅማርኩም ግዝያዊ ፍቓድ ስራሕ (AEP) ከተመልክቱ ኽእሉ ኢኹም ።
እዚ ማለት እቲ ንAEP ዘመልከተ ሰብ፡ ዋላ’ውን ብኸፊል፡ ኣብቲ ዝምልከቶ ሞያን ፍሉይ ሞያን፡ ኣብ ፈረንሳ ወይ ኣብ ወጻኢ ሃገር፡ ናይ 3 ዓመት ስራሕ ከም ዝሰርሐ መርትዖምቕራብ ይግባእ ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ናይ ሞያዊ ልምምድ ምስክር ወረቐት (AEP) ምህላው ርኡይ ብልጫታት ከም ዘለዎ ፍለጡ፣ ንስራሕ ንምብጻሕ የመቻችእን ኣብ እዋን መስርሕ ፍቓድ ንልምምድ (APP) ዝተቐለለ ፈተናታት የኽእልን ። በዚ ኸኣ እቲ AEP ናይ መወዳእታ ፍቓድ ንኽለማመድ ኣብ ምርካብ ይሕግዝን።
ምፍላጡ ዘጋድስ ፣ እዞም fiches pratiques ሓቅታት ወረቓቕቲ ካልኦት ክኾኑ ዝኽእሉ መንገድታት ስልጠናን ስራሕን ኣብ ጽላት ጥዕና እውን የቕርቡ፣ንስሙም ናይ ሞያ ልምምድ ምግባር እናብተጸበኹም ጎድኒ ጎኑ ምምላታት እውን ትኽእሉኢሉም።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mbmlተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት