ምስራሕ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝረኸብክሞ ወይ ኣፍልጦ ብዝረኸበ ዲግሪኹም ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 joursምስ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ (EU)፡ ቁጠባዊ ከባቢ ኤውሮጳ (EEA) ወይ ስዊዘርላንድ ዝረኸብኩሞ ወይ ኣፍልጦ ዝረኸበ ናይ ጥዕና ዲፕሎማ ኣለካ ድዩ ?
ናይ ዲፕሎማኹም ኣውቶማቲክ ወይ ብቀጥታ ኣፍልጦ ወይ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት ክትሰርሕ ፍቓድ ክትረክቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ ፈረንሳ ተጠቃሚ ካልእ ኣህጉራዊ ሓለዋ እንተኾንካ ፡ ንኣገባባት ኣፍልጦ ወይ ፍቓድ ንምርካብ ከም ዜጋታት ፈረንሳ ተመሳሳሊ መሰላት ኣለኩም።
እቶም ኣገባባት ኣብ ብቕዓትካ ይምርኮሱ : ሕክምናዊ፣ መድሃኒት ወይ ፓራሜዲካል ዝፍለጥ ናይ ፋርማሲ ስራሕ ።
ንሞያታት ሕክምናን መድሃኒትን ፡ ፍልልይ ክግበር ኣለዎ፤
- እቲ reconnaissance automatique,, ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ (EU) ወይ ኣብ ኤውሮጳዊ ቁጠባዊ ከባቢ (EEA) ብኤውሮጳዊ ስርዓታት ዝተቐመጡ ቅድመ ኩነታት ዘማልእ ዲፕሎማ ምስ ዝረኸብኩም፤
- እቲ demande d’autorisation d’exercice, ብፍላይ ዲፕሎማኻ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ምስ ዝረኸብኩም ድሕሪኡ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ወይ EEA ሃገር ኣፍልጦ ምስ ረኸበን ክኸውን ኣለዎ።
ንሞያታት ፓራሜዲካል professions paramédicales፣ ዲፕሎማኻ ኣብ ሕብረት autorisation d’exercice ኤውሮጳ/EEA ዝረኸብካዮ ይኹን ወይ ብመሰረት ተግባራዊ ሕግታት ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝረኸብካን ድሕሪኡ ኣብ ሃገር ሕብረት ኤውሮጳ/EEA ኣፍልጦ ዝረኸበን ይኹን፣ ብመሰረት ናይ ኤውሮጳ ሞያዊ ብቕዓትካ ፍቓድ ክትሰርሕ ከተመልክት ኣለኩም ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ስራሕ
ምምሕዳር
ትምህርቲ ስራሕን ብሓባር እንዳዛነቕካ ምክትታል"ኣልተርናንስ"፣
ትምህርቲ ብዛዕባ ጥዕና ምውሳድ ወይ ምምሃር
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ምስራሕ ኣብ ዓውዲ ሕክምና
ምምስራት ትካል ወይ ማሕበር፣
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት