ምምሃር ናይ ተምሃሮ ማሕበራዊ ኣባይቲ ምርካብ
ኣዳላዊ Mon Logement Étudiant ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 joursምፍላጥ ተምሃሮ ኣብ ሓያሎ ዓይነታት መንበሪ ኣባይቲ ንመሕደሪ ናይ ምሕታት ኣማራጺ ፤
- ምፍላጡ ዘገድስ ድጎማ ዘለዎም ወይ ማሕበራዊ ትኹረት ዘለዎም ናይ ዩኒቨርሲቲ መንበሪ ኣባይቲ (Crous residences,bailleurs sociaux, , associations) ማእከላይ ክራይ (ካብ መደበኛ ክራይ ዝሓሰረ ኮይኑ) ዝህቡ ኮይኖም መብዛሕትኡ ግዜ ንተማሃሮ ስኮላርሺፕ ቀዳምነት ይህቡ።
- እዚ ዓይነት ገዛ እዚ ፣ ኣገልግሎት ዘለዎም መንበሪ ተማሃሮ , ብውልቀ ኦፕሬተራት ዝቐርቡ, ብሓፈሻ ዝለዓለ ክራይ ኣለዎም።
ተማሃሮ መንበሪ ንኽረኽቡ ንምሕጋዝ ፡ መርበብ ሓበሬታ Mon Logement Étudiant ንናይ ማሕበራዊ ኣባይቲ ቅድመ-ምድላዋት ኣኪቡ ኣብ መላእ ፈረንሳ ዝርከቡ መንበሪ ኣባይቲ ንምርኣይ የኽእለኩም።
ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ክሮስ ስኮላርሺፕ ዘለዎም ተማሃሮ እውን ምስ ክራውስ መንበሪ ክደልዩ ይኽእሉ።
ኩሉ ኣብ ገጽ Refugees.info " ምስ ክራውስ መንበሪ ተማሃሮ ምህላው " ተገሊጹ ኣሎ።
ኩሉ ኣብ ገጽ Refugees.info " ምስ ክራውስ መንበሪ ተማሃሮ ምህላው " ተገሊጹ ኣሎ።
ምርካብ ብተወሳኺ ናጻ መንበሪ ገዛ (ካብ ናይ ብሕቲ ውልቀሰብ ወይ ብመንገዲ ትካል ንብረት) ክትካረ ይከኣል እዩ፣ ወይ ድማ ኣብ ሓደ ብውልቂ ውልቀሰብ (ስድራቤት ወይ ኣረጋዊ) ዝነብር ገዛ ክፍሊ። ፍሉያት መርበባት ሓበሬታ ክትበጽሕ ወይ ድማ ብቐጥታ ምስ ትካላት ወይ ማሕበራት ክትራኸብ ይግባእ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
Marine-MonLogementÉtudiantኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት