ምኻድ ናብ ናይ ሓኪም ማህጸን
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisምእንቲሓኪም ማህጸን ኣብ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ዝነጥፍ ሓኪም . ምስ ዝስዕቡ ዝተኣሳሰሩ ናይ ጥዕና ጸገማት ዝምከት እዩ፤
- ምፍላጥ እቲ ሕግታት
- ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ
- ኣፍልጦ ጥንሲ
- ምህላው ኣፍልጦ ሕማማት ኣካላት ደቂ ኣንስትዮ፡ ከም መንሽሮ ጡብ
- ምህላው ኣፍልጦ ፣ምቑራጽ ስጋዊ ርክብ ደቂ ኣንስትዮ ወይ ምኽእንሻብ ( excision ).
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ (ምክትታል ጥንሲ ሓዊሱ) ዝነጥፋ መሕረስቲ ፡ ኣብ ክንዲ ሓኪም ማህጸን እውን ክውከሳ ይኽእላ እየን። ገለ ሓፈሻዊ ሓካይም እውን ኣብ ሕክምና ማህጸን ዝነጥፉ እዮም።
ምፍላጡ ዘገድስ እዚ ዝያዳ ምቹእ ዝገብረካ እንተኾይኑ ምስ ጓል ኣንስተይቲ ሓኪም ማህጸን ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢኹም ።
ንፈለማ እዋን ምኽሪ ማህጸን ዝኸውን ዝተሓተ ዕድመ የለን : ዋላ ትሕቲ ዕድመ (ትሕቲ 18 ዓመት) ምስ ዝኾና ቆጸራምሓዝ ይከኣል ።
ኣዝዩ ኣግዳሲ ሓበሬታ ፣ ጸገም እንተጋጢሙ ምውካስ ህጹጽ እዩ፤
- እንተደኣ ዘይተለምደ ናይ ሕብሪ ምቕያር ኣጋጢሙ፣
- ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ከብዲ ከቢድ ቃንዛ ኣንተሎ፣
- ምሕማም ምሕርቃም፣
- ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት ወይ ካብ ወርሓዊ ጽግያት ወጻኢ ዘይልሙድ ምፍሳስ ደም...ወዘተ
- እንተደኣ ዘይተለምደ ናይ ሕብሪ ምቕያር ኣጋጢሙ፣
- ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ከብዲ ከቢድ ቃንዛ ኣንተሎ፣
- ምሕማም ምሕርቃም፣
- ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያት ወይ ካብ ወርሓዊ ጽግያት ወጻኢ ዘይልሙድ ምፍሳስ ደም...ወዘተ
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት