ምርመራ ምግባር ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STIs)
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуምግባር መርመራ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STIs) ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ክሕዙን ክመሓላለፉን ዝኽእሉ ሕማማት እዮም ።
ብዙሕ ዝተፈላለየ ሕማማት ኣለዉ፣ ገሊኡ ድማ ከቢድ ክኸውን ይኽእል እዩ .
ነዚ እዩ ድማ ብቐጻሊ መርመራ ምግባር ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኸውን ብፍላይ ኣብዞም ኩነታት እዚኦም፤
- ውሑስ ዘይኮነ ጾታዊ ርክብ ፡ ማለት ብዘይ ኮንዶም ወይ ምስ ዝተቐደደ ኮንዶም፡ ምስ ዘይተመርመረ ሰብ ጾታዊ ርክብ ፈጺምኩም እንተኮይንኩም
- ምስ ጾታዊ መጻምድትኡም ኮንዶም ምጥቃም ከተቋርጹ ምስ ትደልዩ
- ኣብ ምስ ሓያሎ ሰባት ጾታዊ ርክብ ትፍጽሙ ምስ እትኾኑ
- እዞም ምልክታት እንተሃልየምኹም: ከም እኒ ብልዕትኹም ቁጥዐ እኝተሎ ወይ የሕምመኩም እንተኮይኑ: ኣብ እዋን ምሻን ቃንዛ እንተለኩም: ኣብ ታሕተዋይ ከብድኹም ቃንዛ ኣለኩም... ተጠንቀቑ: ብዘይ ምልክታት STI እውን ክህልወኩም ይኽእል እዩ።
መርመራ STI ብዝተፈላለዩ ሕክምናዊ መርመራታት ግበሩ :
- ምግባር መርመራ ደም
- መርመራ ናይ ሽንቲ
- ካብ ርሕሚ ወይ መሃንቱስ ዝግበር መርመራ (እዚ ማለት ነቲ መስርሕ ባዕልኻ ትገብርዎ ማለት እዩ።
ካብ ጾታዊ ርክብ ዝፍጸም ሕማማት ንምክልኻል እቲ እንኮ መገዲ ብኮንዶም ’ ዩ ።
ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ ርክብ ምስ እትፍጽሙ፡ መጀመርታ ንስኻን መጻምድትኹም ክትምርመሩ ይግባእ።
ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ ርክብ ምስ እትፍጽሙ፡ መጀመርታ ንስኻን መጻምድትኹም ክትምርመሩ ይግባእ።
ምፍላጡ ዘገድስ STIs ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ይመሓላለፉ፣ ምስ ምእታው ወይ ብዘይ ምእታው .
ኣብ መንጎ ወዲ ተባዕታይን ሰበይትን፡ ኣብ መንጎ ክልተ ደቂ ተባዕትዮን ኣብ መንጎ ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ብዝገበርዎ ጾታዊ ርክብ STI ክትሕዝ ይከኣል። ጾታዊ ኩነታትኩም ብዘየገድስ፡ መርመራ ክትገብሩ ይግባእ.
ኣብ መንጎ ወዲ ተባዕታይን ሰበይትን፡ ኣብ መንጎ ክልተ ደቂ ተባዕትዮን ኣብ መንጎ ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ብዝገበርዎ ጾታዊ ርክብ STI ክትሕዝ ይከኣል። ጾታዊ ኩነታትኩም ብዘየገድስ፡ መርመራ ክትገብሩ ይግባእ.
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ኩሎም ብዛዕባ ኮቪድ ዓሰርተ ትሽዓተ"COVID19" ክፍለጡ ዝግበኦም ሓበሬታታት ምፍላጥ፣
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
valentine (ri)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
ayahተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
zheidikተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት