ኣማርጹና🎤 👋 ን Refugees.info ዝብል ሓድሽ ስም ክንመርጽ ምእንቲ

ኣዳላዊ Réfugiés.info ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours
ስም ናይ Refugees.info ኣብ 2027 ስሙ ክቕይር እዩ እቲ ሓድሽ ስም ንምምራጽ ድማ ሓገዝኩም የድልየና ኣሎ፣ ብኽብሪ ድማ ንዕድም።
👉 ኣብዚ ጠውቑ ኣብ ውሽጢ 2 ደቒቕ መሕተቲ መልሲ
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ Refugees.info እዚ መተግበሪ እዚ ብዛዕባ ኣገባባት ምርካብ ሰነዳት፡ ስራሕ ምድላይ፡ ሞያ ምምሃር፡ ጽቡቕ ጥዕና ምሕላው...ወዘተ
ኣብ ቀረባኻ ዝርከቡ ንጥፈታት ዘለዎም ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ማሕበራትን እውን ክትረክብ ትኽእሉ ዝዓለመ እዩ።
ኣብ ቀረባኻ ዝርከቡ ንጥፈታት ዘለዎም ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ማሕበራትን እውን ክትረክብ ትኽእሉ ዝዓለመ እዩ።
ምእንቶ ኣብ ፈረንሳ ብዙሓት ወጻእተኛታት ሰባት Refugees.info ይጥቀሙ: ስደተኛ ደረጃ ዘለዎም ሰባት፡ ግን ከኣ ካልእ ደረጃ ዘለዎም ሰባት እውን እዩ።
ስለዚ ድማ እዩ ካልእ ስም ክህልወካ ኣድላዪ ዝኾነ፡ ዝያዳ ንተጠቃሚ ዝምችእ ስም።
ርእይቶኹም ንዓና ኣገዳሲ እዩ !
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Aleksandra.tokmakovaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት