ምዃን ተሓጋጋዚ ኣብ ቦታ ሕክምና
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 joursእዚ ስራሕ ሓጋዚ ሕክምና ኣብ ጎኒ ሓኪም ምስራሕን ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳ ክትረኽቡን የኽእለኩም።
ብሳላ እዚ መደብ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ብቕዓት ዘለዎም ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ኣብ እዋን ትምህርቶም ክሰርሑ ንዝደልዩ ኣብ ፈረንሳ ሞያኦም ዳግማይ ክጅምሩ መፍትሒ ክኸውን ይኽእል እዩ።
እቲ ሓጋዚ ሕክምና ኣብ ጎኒ ሓኪም ኮይኑ ይሰርሕ፣ ብፍላይ ኣብ ሕክምናዊ ትካል ወይ ማእከል ጥዕና ዝኸውን እዩ.
እቲ ስራሕ ድማ፣ ሕሙማት ምቕባል፡ ኣገባባት መንገዲ ክንክን ኣብ ምውዳብን ዝተወሰኑ ምምሕዳራዊ ዕማማትን ምስታፍ የጠቓልል። ንገለ ኣገባባት ኣብ እዋን ምድላውን ምኽሪ እውን ነቲ ሓኪም ክሕግዞ ይኽእል እዩ።
ከም ሓጋዚ ሕክምና ንስራሕ ፣ ግቡእ ሞያዊ ብቕዓት የድልየኡም። እቲ ስታንዳርድ ስልጠና ንናይ ሕክምና ሓገዝቲ ሞያዊ ብቕዓት ምስክር ወረቐት (CQP) certificat de qualification professionnelle (CQP) Assistant médical.ዝብል እዩ ።
ብተወሳኺ ብገለ ብመንግስቲ ፈረንሳ ኣፍልጦ ዘለዎም ናይ ጥዕና ክንክን ሞያዊ ዲፕሎማታት ምልምማድ ይከኣል እዩ ። ዘጠቓልልሎ ዓውድታት ድማ ንነርስታት d’infirmier,፣d’aide-soignant ተሓጋገዝቲ ነርስ ወይ ተሓጋገዝቲ ክንክን ህጻናት ዝኸውን ናይ መንግስቲ ዲፕሎማd’auxiliaire de puériculture. ዘጠቓለለ ይኸውን ።
ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝተረኽበ ናይ ሕክምና e médecin, ፣ ነርሲንግ d’infirmier ወይ ካልእ ናይ ጥዕና ሞያዊ ዲፕሎማ ንሓደ ሰብ ብቐጥታ ከም ሓጋዚ ሕክምና ኮይኑ ክሰርሕ ኣየፍቅድን ’ ዩ ።
ይኹን እምበር እዚ ዲፕሎማ እዚ ንሓደ ኣስራሒ ንኽቖጽረካ ከተእምኖ ክሕግዘካ ይኽእል እዩ።
እቲ ስልጠና ሲኪዩፒ ን 279 ሰዓታት ዝጸንሕ ኮይኑ ካብ 10 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ዝዝርጋሕ ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዝካየድ ’ ዩ ።
ናብ CQP Assistant Assistant médical. ንምርካብ ብደንቢ ብግልጺ ዝድለ ሃገራዊ ደረጃ ፈረንሳ የለን።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ጥዕና
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ኣፍልጦ ናይ ዝነበረኩም ዲፕሎማን ወይ ውን ተመክሮ
ስራሕ ምርካብ፣
ምስራሕ ኣብ ዓውዲ ሕክምና
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
jrsfranceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት