ምቕያር ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዲግሪኹም ኣብ ፈረንሳ ኦኩፐሽናል ቴራፒስት ምዃን
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 joursሞያዊ ሓኪም L’ergothérapeute ብሰንኪ ሕማም፡ ስንክልና ወይ እርጋን መዓልታዊ ንጥፈታት ንምፍጻም ዝጽገሙ ሰባት ይሕግዝ።
ድሌታቶም ይግምግምን ርእሰ-ምሕደራኦም ንምምሕያሽ መፍትሒታት የቕርብን፣ ንኣብነት ንጥፈታቶም፣ ኣባይቶም ወይ ከባቢኦም ብምትዕርራይ።
ኣብ ሆስፒታላት፡ ማእከላት ተሃድሶ፡ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ትካላት ወይ ኣብ ናይ ብሕቲ ስራሕ ክሰርሕ ይኽእል።
ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ኣብ እትርከብ ሃገር ዝረኸብካዮ ዲግሪ ሞያዊ ፍወሳ እንተሃልዩካን ኣብ ፈረንሳ ከም ሞያዊ ፍወሳ ክትሰርሕ እንተደሊኻን ፡ ነዚ ሞያ ኣብ ፈረንሳ ንምስራሕ ናይ ፈረንሳ ስቴት ዲፕሎማ ኣብ ሞያዊ ፍወሳ diplôme d’État français d’ergothérapeute ክትረክብ ኣለካ።
እቲ ስልጠና ን3 ዓመት ዝጸንሕ ’ ዩ ። ኮርሳትን ናይ ስራሕ ልምምድን ዘጠቓልል እዩ።
ምኽኣል እቲ ትካል ከከም ዲግሪኻን ድሕረ ባይታኹም ካብ ገለ ክፋል ናይቲ ስልጠና ነጻ ክህበኩም ይኽእል እዩ .
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሕዳር
ጥዕና
ስራሕ
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምስራሕ ኣብ ዓውዲ ሕክምና
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
5 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት