ምኽኣል ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR)
ኣዳላዊ Ministère de l'Intérieur ኣቐድዲሙ ዝነበረ 22 дні томуምኽኣል ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ኣብ መንጎ መንግስቲ ቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ፈረንሳ ዝበጽሐን ክሰፍር ዝደሊን ወጻእተኛታት ዝተገብረ ቃል ኪዳን እዩ።
እዚ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደት ቀዳማይ ስጉምቲ ኮይኑ ፡ ምስ፤
- ምህላው ግዴታዊ ሲቪካዊ ስልጠና ምሃብ
- ኣማራጺ (ግዴታ ዘይኮነ) ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ
- ኣብ ፈረንሳ ንስራሕን ህይወትን ዝምልከት መምርሒታት።
መደብ CIR ብቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽንን ውህደትን ፈረንሳ (OFII) ዝተዳለወ ኮይኑ ብነጻ እዩ ።
ዕላማታት ሲ.ኣይ.ኣር፤
- ሕግታት ህይወት፡ ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳ ንምርዳእ፡ መሰላት ንምፍላጥ፡ ውዳበ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ
- ፈረንሳ ንምምሕያሽን ናብ ደረጃ A2 (ብጽሑፍን ብዘረባን) ንምብጻሕን
- ሞያዊ ፕሮጀክት ምድላው (ስራሕ ድማ ምርካብ)።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ውዕል ሲኣይኣር ንሓደ ዓመት ዝጸንሕ ’ ዩ ። ናይ ብዙሕ ዓመታት መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ፣ CIR ናትካ ክትመልእን ከተረጋግጽን ኣለካ ።
CIR ብምፍራም ፡ ንኹሉ ግዴታታቱ ከተኽብር ቃል ትኣቱ፡ ማለት ኣብ ስልጠና ኮርሳት ምክፋል፡ ናብ ቆጸራታት OFII ምኻድ...
CIR ብምፍራም ፡ ንኹሉ ግዴታታቱ ከተኽብር ቃል ትኣቱ፡ ማለት ኣብ ስልጠና ኮርሳት ምክፋል፡ ናብ ቆጸራታት OFII ምኻድ...
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
mihawk95ተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
saadaተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
arnis_0ተርጓሚ/ሚት
mbmlተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
natinatተርጓሚ/ሚት