ምውራድ ጥንሲ (ምንጻል ጥንሲ) .
ኣዳላዊ Réfugiés.info ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursምንጻል ጥንሲ ፡ ወለንታዊ ምቁራጽ ጥንሲ (VTP) l’Interruption Volontaire de Grossesse (IVG), ተባሂሉ’ውን ዝጽዋዕ ኮይኑ ፡ ቅድሚ ሕርሲ ጥንሲ ንምቁራጽ ዝግበር ሕክምናዊ ኣገባብ እዩ። ነተን ዝጠነሳ ግን ከኣ ውላድ ክወልዳ ዘይደልያ ደቂ ኣንስትዮ መፍትሒ እዩ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብ ፈረንሳ ምንጻል ጥንሲ ክሳብ 14 ሰሙን ጥንሲ (ማለት ድሕሪ 16 ሰሙን ድሕሪ ምጅማር ናይ መወዳእታ ጽግያት) ብሕጊ ይፍቀድ ።
ኩለን ከምኡ ክገብራ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፈረንሳ ምንጻል ጥንሲ ክገብራ ይኽእላ እየን። እዚ ንምግባር ፈረንሳዊ ዜግነት ምዃን ኣየድልን እዩ።
ምንጻል ጥንሲ ነጻ እዩ : 100% ብሃገራዊ መድሕን ጥዕና ፈረንሳ (Assurance Maladie) ዝሽፈን እዩ። ዋላ እንተ ናይ ጥዕና መድሕን ካርድ (Carte Vitale) ዝየብልክን ወይ ናይ መንግስቲ ሕክምናዊ ሓገዝ (AME)፡ ኣብ ሆስፒታል ወይ ማእከል ጾታዊ ጥዕና ብነጻ ምንጻል ጥንሲ ክትገብር ትኽእል ኢኹም።
ስምኩም ከይገለጽክን ነቲ ምስጢር ክትሕሉን መሰል ኣሎክን : ስም ምግላጽ ኣየድልየኩምን እዩ።
ትሕቲ 18 ዓመት እንተኾይንኪ ብዘይ ፍቓድ ወለዲ ብነጻን ስመይ ከይተገልጸን ምንጻል ጥንሲ ምግባር ክከኣል እዩ። ብእሙን ዓቢ ሰብ ክትስነድ ጥራይ እዩ ዘድልን።
እ፡ ኣብ ስድራቤትካ ዘሎ ሰብ፡ ካብ ቤት ትምህርት ዝመጸ ዓቢ ሰብ፡ ወይ ካብdu Planning familial ዝመጸ በዓል ሞያ ክኸውን ይኽእል ።
እ፡ ኣብ ስድራቤትካ ዘሎ ሰብ፡ ካብ ቤት ትምህርት ዝመጸ ዓቢ ሰብ፡ ወይ ካብdu Planning familial ዝመጸ በዓል ሞያ ክኸውን ይኽእል ።
ነፍሰጾር ምዃና ርግጸኛታት እንተዘይኮይንኪ፡ መጀመርታ መርመራ ጥንሲ ምግባር ኣለክን።
ኣንብብ፡ እቲ Refugees.info ዝብል ናይ ሰነድ ኣለክን "መርመራ ጥንሲ ምውሳድ"።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገዝ
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
valentine (ri)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት