ምዃን መምህር ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ናይ ክፍሊ ግዜ መምህር
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስራሕ ኣለዉ ዘጠቓለለ ኮይኑ፤
- ቀወምቲ መምህር-ተመራመርቲ (ኣገልገልቲ መንግስቲ)
- ውዕላዊ መምህር-ተመራመርቲ (ናይ ውሱን ግዜ ወይ ቀዋሚ ውዕል)
- ግዝያውያን ሰራሕተኛታት (ብሰዓት ዝኽፈሉ ብውዕል ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት፣ ንውሑዳት ሰዓታት ትምህርቲ)
እንተደኣ ገና ርጉእ ስራሕ ክትረክብ እንተዘይክኢልኩም፡ ግዝያዊ ሰራሕተኛ ምዃን ናብ ዩኒቨርሲቲ ንምእታው ጽቡቕ ቀዳማይ ስጉምቲ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ንኣፍልጦኹም መብዛሕትኡ ግዜ ዩኒቨርሲቲታት ንውሑዳት ሰዓታት ንምምሃር ግዝያዊ ሰራሕተኛታት ይቖጽራ እየን ፡ ብፍላይ ድማ ናይ ምሉእ ግዜ መምህራን ኣብ ዝስእናሉ እዋን።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት