ምስ ELAN (Eveil Linguistique par l'Autonomie Numérique) - ምምዕባል ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዲጂታላዊ ክእለትን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምዕባል ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዲጂታላዊ ክእለትን

ምስ ምስ ELAN (Eveil Linguistique par l'Autonomie Numérique)

ኣዳላዊ Corylus Form@tions ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 jours

እዚ ን ንሰለስተ ሰዓታት ዝጸንሕ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ፤

  • ምምሃር ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣፋዊ ትምህርቲ
  • ምርካብ ዲጂታላዊ መሳርሕን ፍረሎ መድረኽን ንምጥቃም ዝሕግዙ
  • ምምሃር ምኽርታት ንፈረንሳ ብኢንተርነት

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ፍረሎ ኣፕ ወይ ዌብሳይት ክትጥቃሙ ምኽኣል
  • ተኽእሎ ነቲ ልምምዳት ግበሮ፡ ውጽኢትካ ርአን ምዕባለኻ
  • ምፍላጥ ብሉጻት ልምድታት

  • ምምፍላጥ ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ኩነታት (ምስ ሓላፊ፡ መሳርሕቲ ወዘተ) ከመይ ጌርኩም ከም እትረዳዳእ ምኽኣል
  • ምምሕያሽ ምዝራብን ምንባብን ንነብስኻ ምርዳእን

  • ምርካብ ንዓኻ ዝምጥንን ብሕታዊን ምኽሪ
  • ምዃን ብዲጂታላዊ መሳርሒ ዝያዳ ርእሰ-ምርኮሳ

ከመይ ንገብሮ?

ንኣንገርስን ሳውሙርን (ኮሪሉስ ፎርም@ሽንስ ) (Corylus Form@tions) :፤

ንቾሌት (ኣፎዲል) Cholet (Afodil) :፤

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • sandrine-corylusኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • juliangmzተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles