ምርካብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምስ ምስ Plateforme Linguistique du CIDFF du Haut-Rhin
ኣዳላዊ CIDFF du Haut-Rhin ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 heuresእዚ CIDFF Haut-Rhin's Linguistic Platform ኣብ ሙልሃውስ፡ ኮልማርን ሴንት-ሉዊስን ን፤
- ምግምጋም ደረጃ ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ ገምግም
- ምእንቲ ክትሕገዙ ምስ ኩነታትካን ትጽቢታትካን ዝሰማማዕ ኮርስ ወይ መደብ ስልጠና ንምርካብ ክትክእሉ
- እንተደኣ ንጸገማት ሃልይኩም መፍትሒ ድለ: መጓዓዝያ: ክንክን ህጻናት: ጥዕና: ሕጋዊ ጸገማት...
ምፍላጡ ዘገድስ Linguistique du CIDFF du Haut-Rhinንሰብ ሞያ ውህደት ብዛዕባ ዝርከቡ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ኮርሳት እውን ይሕብር።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 18 rue du Docteur Alphonse Kienzler, 68200 Mulhouse
- plateforme@cidff68.fr
- 95 rue de Mulhouse, 68300 Saint-Louis
- plateforme@cidff68.fr
- 13 rue d’Amsterdam, 68000 Colmar
- plateforme@cidff68.fr
Chargement de la carte...
6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
CIDFF du Haut-Rhinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Cleitaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት