ምስ Horizon Pro - ምድላው ፈረንሳ ተማሂርካ ንሞያዊ ውህደት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላው ፈረንሳ ተማሂርካ ንሞያዊ ውህደት

ምስ ምስ Horizon Pro

ኣዳላዊ Habitat et Humanisme Rhône ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 16 jours

ብሕታዊ ናይ 6 ሰሙን መደብ ዘጠቓልል፤

  • ምኽኣል ትምህርቲ ፈረንሳ (ምዝራብ፡ ምጽሓፍ)
  • ምጽናዕ ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምድላው፣ ምስ ኩባንያታት ንምርኻብ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት...
  • ምርካብ ርኽበት ዓለም
  • ምርካብ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ዝሕግዝ ምኽሪ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ መደብ ንነፍሲ ወከፍ ውልቀሰብ ዝምጥን ደገፍ ይህብ፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና፣ ምስክር ወረቐትን ብቐሊሉ ስራሕ ኣብ ምርካብ ሓገዝን ይህብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኮርስሳት ምስ ደረጃኻን ድሌታትካን ዝተመጣጠነ
  • ምርካብ ዝሓሸ ምርድዳእን ርክብን መዓልታዊ
  • ብቕልጡፍ ቀልጢፍካ ስጉምትን ዝያዳ ናጻ ኮይንኩም።
ምፍላጡ ዘገድስ ብቋንቋ ፈረንሳ ዝሰርሓ ካፈታት ፈረንሳ ምልምማድ ክትጅምረሉ እትኽእል ቦታ ይህባ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታት ብመሰረት ፕሮጀክትካ ናይ ፈረንሳ ፈተና (ሰርቲፊኬት) ክትወስድ ነጻ ኢሉም ።
  • ኣብ መስርሕ ምምልካትን ምዝገባን ኣብ ማእከል ፈተና ዝግበር ሓገዝ
  • ነዚ ንምስታፍ ናይ ፈተና ምዝገባ ክፍሊት ኣይትኸፍልሉን ።
  • ክትበጽሕዎ እትደሊ ደረጃ ፈረንሳ ትመርጽ።

እንተኣ ዓውደ መጽናዕትታት ተሳተፍኩም ኣኣብ ፤

  • ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው
  • ምስታፍ ምስ ኣስራሕቲ ኣብ ዝግበር ኣኼባታት
  • ምርካብ ናይ ስራሕ ቅድመ-ኩነት ።

  • ምልላይ ናይ ኩነታት ትንተና ኣካይድ፡ ክእለትካ፡ ድሌታትካን ዕላማ
  • ምርካብ ዓለም ስራሕን ዝቖጽሩ ዘለዉ ዓውድታት።
  • ምርካብ ኣብ ዞባ ሮን ናይ ስራሕ ዕድል ድለዩን

ከመይ ንገብሮ?

ናብ rhone.formationinsertion@habitat-humanisme.org ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ።

Lieu d'accueil

Passer la carte
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • AlexHHኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • faouziaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles