ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምስ ምስ Formation CAP 3 ans
ኣዳላዊ CMA Pays de la Loire ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansምእንቲ ሞያ ንምምሃርን ዲፕሎማ (CAP) ንምሓዝን ኣብ ማእከል ስልጠናን ኣብ ትካልን ናይ 3 ዓመት ስልጠና ዝዓለመ ኮርስ ተሳተፉ ።
እዞም ዝስዕቡ ሞያዊ ብቅዓታት ናይ ምጥራይ ተኽእሎ ኣሎ፤
- ሞያ ኣሰራርሓ መግቢ፡ ምስራሕ ሕብስቲ ወይ ባኒ፡ ፓስተር ስምራሕ ኮአክ ሼፍ ፡ ምጥባሕን
- ኣሳሰይቲ እንዳ መግቢ፡ ኣሰርሓ ቅልጣፈ ዘለዎ ሰራሕተኛ ሓባራዊ ቤት መግቢ ምክኣል
- ኣብ ዓውዲ መጓዓዝያ ፡ መካኒክ መኪና፡ መካኒክ ተሽከርከርቲ ከበድቲ ኣቑሑት፡ ጽገና መኻይን ኣካላት፡ መካኒክ መሳርሒታት ሓምላይ ቦታ፡ መካኒክ መሳርሒታት ሕርሻ ካልእን
- ሞያ ክንክን ዕንበባ: ዕምባባ ዝሸይጥ
- ሞያ ውልቃዊ ክንክን፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ምጽብባቕን
- ሞያ ንግድን መሸጣን: ብዙሕ ዕዮ ዝዓዪ ኣባል ናይ መሸጣ ጋንታ ምዃን : ሸያጢ ፍረታትን ኣሕምልትን ምሻጥ ምኽኣል
ምፍላጡ ዘግድስ
እዚ ስልጠና ሓፈሻውን ሞያውን ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ እውን ዘጠቓልል እዩ።
እዚ ስልጠና ሓፈሻውን ሞያውን ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ እውን ዘጠቓልል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1 place Jacques Chesné, 44980 Sainte-Luce sur Loire
24, Rond-Point du Coteau 85000 La Roche-sur-Yon, France
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምርካብ ብጥበብ ናይ ዝዕየ ሞያ ስልጠና፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ምርካብ፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
cma formation nantesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
feeተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት