ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Strasbourg
ምስ ምስ DU RELIER - Université de Strasbourg
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Strasbourg - étudiants en exilኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል (DU) ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልባ ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእል መደብ እዩ።
እቲ ብ DU RELIER ዝፍለጥ መደብ እዚ (ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ ብቋንቋን ምትሕውዋስ ባህልታትን ናብ መጽናዕቲ ምምላስ ንተማሃሮ ስደተኛታት) ከምዚ ዝስዕብ ይህብ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት
- ባህላዊ ንጥፈታትን ምውጻእን ምዃኑ’ዩ።
- ኣብ ፈረንሳ ንዝካየድ ዩኒቨርሲቲን ሞያዊ ፕሮጀክትን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ ምርካብን ዘጠቓለለል እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ስልጠና እንተወሓደ ሓደ ሰሚስተር (4 ወርሒ) ዝጸንሕ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ወይ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት፡ ከከም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ዳግማይ ከይተመልከተን ዝሕደስ እዩ።
እቲ ስልጠና ብድምር ኣስታት 200 ሰዓታት ዝወስድ ኮርሳት ይህብ።
እቲ ስልጠና እንተወሓደ ሓደ ሰሚስተር (4 ወርሒ) ዝጸንሕ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ወይ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት፡ ከከም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ዳግማይ ከይተመልከተን ዝሕደስ እዩ።
እቲ ስልጠና ብድምር ኣስታት 200 ሰዓታት ዝወስድ ኮርሳት ይህብ።
ብዘኡካ ኣዚ ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ስትራስበርግ ዝወሃብ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin du relierተርጓሚ/ሚት
bissoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ange242ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት